bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
/
Job 4
Job 4
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
← Chapter 3
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 5 →
1
ድሕሪዙይ ኤሊፋዝ በዓል ቴማን ከምዙይ ኢሉ መለሰ፦
2
“ኢዮብ ሓደ ሰብ ምሳኻ ኽናገር እንተ ፈተነዶ ትቕየም ኢኻ? ዘረባኡ ኻብ ምዝራብ ዝዓግትከ መን እዩ?
3
እንሆ፥ ንስኻ ንብዙሓት ሰባት ትምህር ነበርካ፤ ንዝደኸማ ኣእዳው ከዓ ተበርትዕ ነበርካ።
4
ቃልካ ነቶም ሰንከልከል ዝብሉ ይድግፎም ነበረ፤ ንስኻውን ረይረይ ንዝብሉ ኣብራኽ ተፅንዕ ነበርካ።
5
ሕዚ ግና ኣብ ልዕሌኻ መፀ፤ ንስኻውን ደኸምካ፤ ኣባኻ በፅሐ፤ ንስኻውን ተሸገርካ።
6
ንእግዚኣብሄር ምፍራሕኻ፥ ምፅንናዕካ፥ መንገዲ ቕንዕናኻውን ተስፋኻዶ ኣይኮነን?”
7
“በይዛኻ ኣስተውዕል፥ ንፁህ እንተሎ ዝጠፍአ፤ ልቡ ቅኑዕ ኾይኑ ድማ ዝተደምሰሰ መንዩ?
8
ኣነ ኸም ዝረአኹዎ፦ እቶም ሓጢኣት ዝሓርሱ፥ መከራውን ዝዘርኡ፥ ንእኡ እዮም ዝዓፅዱ።
9
ንሳቶም ብእስትንፋስ እግዚኣብሄር ይጠፍኡ፤ ብመንፈስ ቍጥዓኡውን ይድምሰሱ።
10
ምጕዛም ኣንበሳ፥ ድምፂ እቲ ጓዛሚ ኣንበሳ፥ ኣስናን ደቦል ኣንበሳ ተሰባበረ።
11
ኣረጊት ኣንበሳ ሃደን ስኢኑ ይመውት፤ ኰራዅር እታ ዋዕሮ ኸዓ ፋሕ ይብሉ።”
12
“ንኣይ ግና ብሕቡእ ቃል መፀኒ፤ እዝነይ ድማ ነቲ ሕሽዅሹኽ ሰምዐት።
13
ብሕልሚ ለይቲ ሓሳብ እንትለዓል፥ ዝኸበደ ድቃስውን ኣብ ልዕሊ ሰባት እንትወድቕ፥
14
ንዅሉ ኣዕፅምተይ ዘናወፁ፥ ድንጋፀን ምንቅጥቃጥን ወደቑኒ።
15
መንፈስውን ብቕድመይ ሓለፈ፤ ፀጕሪ ስጋይ ቆመ።
16
ንሱ ቖመ፤ መልክዑ ግና ኣየለለኽዎን፤ ምስሊ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ነበረ፤ ህድኣት ኮነ፤ ድምፂ ድማ ሰማዕኹ።
17
ብሓቂ ሰብዶ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ፃድቕ ክኸውን፥ ወይ ከዓ ሰብ ኣብ ቅድሚ ፈጣሪኡ ኽነፅህዶ ይኽእል እዩ?
18
እንሆ፥ ንኣገልገልቱ እኳ ኣይተኣማመኖምን፤ ንመላእኽቱውን ስንፍና ይኸሶም።
19
እምበኣርከስ እቶም ኣብ ጭቃ ቤት ዝነብሩ፥ መሰረቶምውን ኣብ ውሽጢ ሓመድ ዝኾነ፥ ከም ሓሰኻ እውን ዝጭፍለቑ ኸመይ ይኾኑ!
20
ኣብ መንጎ ጊሓትን ምሸትን ይሰባበሩ፤ ማንም እንተይሓሰቦ ንዘለኣለም ይጠፍኡ።
21
እቲ ገመድ ድንኳኖም ይብተኽ፤ ብዘይ ጥበብ ከዓ ይሞቱ።”
← Chapter 3
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 5 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42