bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
/
Job 28
Job 28
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
← Chapter 27
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 29 →
1
“ብሓቂ ብሩር፥ ዝወፀሉ፥ ወርቂውን ዝፈሰሉ ቦታ ኣሎ።
2
ሓፂን ካብ ምድሪ፥ ይውሰድ፤ ነሃስ ድማ ኻብ እምኒ መኺኹ እዩ ዝወፅእ።
3
ሰብ ንፀልማት ወሰን ይገብረሉ፤ ንናይ ኣእማን ፀልማትን ናይ ፅላሎት ሞትን፥ ክሳዕ መወዳእታ ይመራመሮ።
4
ካብቲ ሰብ ዝነብረሉ ርሒቆም መውረዲ ይዅዕቱ፤ ኣብ እግሪ ሰብውን ተረስዑ፤ ካብ ሰብውን ርሒቖም እናተንጠልጠሉ ነነው ይብሉ።
5
እንጀራ ካብ ውሽጢ ምድሪ ይወፅእ፤ መዓሙቓ ኸዓ ኸም ብሓዊ ይገላበጥ።
6
እቲ ኣእማና ኸዓ ሰፈር ሰንፔር እዩ፤ ድኹም ወርቂ ኸዓ ኣብኡ ይርከብ።
7
ነታ መንገዲ፥ ሊሎ ኣይፈልጦን፤ ዓይኒ ንስሪውን ኣይረአየታን።
8
ውሉድ ዕቡያት ኣይረገፅዋን፤ ሽደን ኣንበሳውን ኣይሓለፋን።”
9
“ሰብ ናብ እምኒ ቡላድ ኢዱ ይዝርግሕ፤ ንእምባታት ከዓ ኻብ መሰረቶም ነቒሉ ይግልብጦም።
10
ኣብ ውሽጢ ኣኻውሕ ነዃላት ይነድል፤ ዓይኑውን ንዅሉ ዕንቍ ትርኢ።
11
እቲ ፈሳሲ ኸየንጠብጥብ ይሓትሞ፤ ነቲ ተሰዊሩ ዝነበረ ድማ ናብ ብርሃን የውፅእዎ።”
12
“ግና ጥበብ ኣበይ እያ እትርከብ? ምስትውዓልከ ኣበይ እዩ ቦታኣ?
13
መንገዳ ዝፈልጥ ሰብ የለን፤ ኣብ ምድሪ ህያዋን እኳ ኣይትርከብን እያ።
14
ቃላይ ‘ንሳ ምሳይ የላን’ ይብል፤ ባሕሪ እውን ‘ኣብ ውሽጠይ የላን’ ይብል።
15
ብፅሩይ ወርቂ ኣይትዕደግን እያ፤ ብሩርውን ስለ ዋጋኣ ኣይምዘንን እዩ።
16
ብወርቂ ኦፊርን፥ ብኽቡር ዕንቍን ብሰንፔርን ኣይትግመትን እያ።
17
ወርቅን ብርጭቆን ኣይወዳደርዋን፤ በቕሓ ፅሩይ ወርቂውን ኣይትልወጥን።
18
ብዛዕባ ዕንቍን ኣልማዝን እኳ ኣይንገርን፤ ዋጋ ጥበብ ካብ ቀይሕ ዕንቊ ይበልፅ።
19
ናይ ኢትዮጵያ ቶጳዝዮን እኳ ኣይመዓራረያን፤ ብፅሩይ ወርቂውን ኣይትግመትን።”
20
“አረ ጥበብ ካበይ እያ እትመፅእ? ቦታ ምስትውዓልከ ኣበይ ኣሎ?
21
ካብ ዓይኒ ዅሎም ህያዋን ሕብእቲ እያ፤ ካብ ኣዕዋፍ ሰማይውን ክውልቲ እያ።
22
ሞትን ጥፍኣትን፥ ‘በእዛንና ጥራሕ ወሬኣ ሰሚዕና’ ይብሉ።”
23
“ንወሰናት ምድሪ ዝቋመቶ፥ ንዅሉ ኣብ ትሕቲ ሰማይ ዘሎ ዝሪኦ ንሱ ስለ ዝኾነ፥ መንገዲ ጥበብ ዘስተውዕል እግዚኣብሄር እዩ፤ ንቦታኣ ዝፈልጥ ንሱ እዩ።
25
ንሱ ንንፋስ፥ ሚዛን ምስ ገበረሉ፤ ንባሕሪ ኸዓ ብመስፈሪ ምስ ሰፈሮ፥
26
ንዝናም ስርዓት፥ ንበርቂ ነጐድጓድውን መንገዲ ምስ መደበሉ፥
27
ሽዑ ረአያ፤ ገለፃውን፤ ኣዳለዋ፥ መሊሱውን መርመራ።”
28
“ንሰብ ድማ ኸምዙይ በሎ፦ ንእግዚኣብሄር ምፍራሕ ጥበብ እዩ፤ ካብ ሓጢኣት ምርሓቕ ከዓ ምስትውዓል እዩ።”
← Chapter 27
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 29 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42