bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
/
Job 17
Job 17
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
← Chapter 16
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 18 →
1
መንፈሰይ ደኸመ፤ ዘመነይ ሃለቐ፤ መቓብርውን ተዳልዩለይ ኣሎ።
2
መላገፅቲ ምሳይ ኣለዉ፤ ኣዒንተይ ድማ ኣብ ምምራሮም ይሓድራ ኣለዋ።
3
ሕዚ ኸዓ፥ ንስኻ ዕርቡን ኴንካ ተውሓሰኒ፤ እንተ ዘይኮይኑ ምሳይ ኣግንዕ ዝወቅዕ መን እዩ?
4
ልቦም ከየስተውዕል ከልኪልካዮ ኢኻ፤ ስለዙይ ድማ ልዕል ልዕል ኣይተብሎምን።
5
ብፆቱ ንምዝመዛ ኣሕሊፉ ዝህብ ሰብ፥ ኣዒንቲ ደቁ ይፅልምታ።
6
ኣብ ማእኸል ህዝብታት መመሰሊ ገበረኒ፤ ኣብ ገፁ ፂቕ ከም ዝብሉሉ ሰብ ኮንኩ።
7
ኣዒንተይ ብሓዘን ፈዘዛ፤ ኵሎም ኣካላተይ ከም ፅላሎት ኮኑ።
8
እቶም ቅኑዓት ሰባት በዙይ ክግረሙ እዮም፤ እቲ ንፁህውን ኣብ ልዕሊ እቲ ኽፉእ ሰብ ክናደድ እዩ።
9
እቲ ፃድቕ ኣብ መንገዱ ኽፀንዕ፥ እቲ ኣእዳዉ ንፁህ ዝኾነ ድማ፥ ሓይሊ እናወሰኸ ክኸይድ እዩ።
10
አረ ዅልኻትኩም ንዑ ናባይ ተመለሱ፤ ካባኻትኩም ሓደ ለባም እኳ ኣይረክብን እየ።
11
“ዘመነይ ሓሊፉ፤ ሓሳበይን መሳርሒ ልበይን ተቛረፀ።
12
ንለይቲ ናብ መዓልቲ ይልውጥዎ፤ እቲ ብርሃን ናብ ፀልማት ዝቐረበ ይመስሎም።
13
እቲ ዝፅበዮ ቤተይ ሲኦል እንተ ኾነ፥ መንፀፈይ ኣብ ፀልማት እንተ ኣንፀፍኩ፥
14
ንመቓብር ‘ኣቦይ ኢኻ’ ንሓሰኻውን ‘እኖይ ወይ ሓፍተይ ኢኺ’ እንተ በልኩ፥
15
ተስፋይ ደኣ ኣበይ ኣሎ? ንተስፋይ ክሪኣ ዝኽእልከ መንዩ?
16
ምሳይዶ ናብ መቓብር ክትወርድ እያ? እታ ተስፋኸ ምሳይዶ ናብ ሓመድ ክትወርድ እያ?”
← Chapter 16
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 18 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42