bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
/
Job 8
Job 8
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
← Chapter 7
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 9 →
1
ድሕሪዙይ በልዳዶስ በዓል ሹሓ ኸምዙይ ኢሉ መለሰ፦
2
“ክሳዕ መኣዝ ኢኻ እዙይ እትናገር? ቃል ኣፍካኸ ኽሳዕ መኣዝ እዩ ኸም ንፋስ ኣውሎ ዝኸውን?
3
እግዚኣብሄርዶ ፍትሒ የቐይንን እዩ? እቲ ዅሉ ዝኽእል ኣምላኽከ፥ ንፅድቂዶ ይጠውዮ እዩ?
4
ደቅኻ ንእግዚኣብሄር በዲሎምዎ እንተ ነይሮም፥ ንሱውን ኣብ ኢድ በደሎም እንተ ደርበዮም፥
5
ንስኻ ግና ሕዚ ናብ እግዚኣብሄር እንተ እትግስግስ፥ ነቲ ዅሉ ዝኽእል ኣምላኽ ምሕረትውን እንተትልምኖ፥
6
ንፁህን ቅኑዕን እንተ ዄንካ፥ ብሓቂ ምእንታኻ ኽነቅሕ እዩ፤ ንናይ ፅድቅኻ መንበሪውን ከሳኽዐልካ እዩ።
7
ጅማሮኻ ንእሽተይ እኳ እንተ ኾነ፥ ፍፃሜኻ እምብዛ ዝበዝሐ ክኸውን እዩ።”
8
“እስኪ ነቶም ቀደም ዝሓለፉ ትውልዲ ጠይቆም፤ ነቲ ኣቦታቶም ዝፈለጥዎ ድማ ኣስተብህሎ።
9
ንሕና ዝኾነ ዘይንፈልጥ ትማሊ ዝተወለድና ኢና፤ መዓልቲታትና ኣብ ምድሪ ኸም ፅላሎት እየን።
10
ንሳቶም ዝምህሩኻን ዝነግሩኻን፥ ካብ ልቦናኦም ቃል ኣውፂኦምዶ ኣይኮኑን?”
11
“ረግረግ ኣብ ዘይብሉ ቦታዶ ሰልሰላ ይዓቢ እዩ? ማይ ኣብ ዘይብሉኸ ሰቲዶ ይልምልም?
12
ንሱ ብለምለሙ እንተሎን እንተይተበቘሰን፥ ቅድሚ ዅሉ ሳዕሪ ይነቅፅ።
13
እቶም ኵሎም ንእግዚኣብሄር ዝርስዕዎ ድማ፥ ፍፃሜኦም ከምኡ እዩ፤ ተስፋ እቲ ዝንጉዕውን ይጠፍእ።
14
ተስፋኡ ይቋረፅ፤ እምነቱውን ከም ሰፈር ሳሬት ይኸውን።
15
ንሱ ንቤቱ ይድግፎ፤ ግና ኣይቖመሉን፤ ይሕዞውን፥ ግና ኣይፀንዐሉን።
16
“ንሱ ብፀሓይ ይልምልም፤ ጨናፍሩ ኣብ ልዕሊ ኣታኽልቲ ይወፅእ።
17
ኣብ ዙርያ እኩብ እምኒ ሰራውሩ ይሰድድ፤ ኣብ መንጎ ኣእማን ከዓ ስፍራ የዳሉ።
18
ካብ ቦታኡ እንተ ጠፍአ፥ ኣይረአኹኻን ኢሉ ይኽሕዶ።
19
እንሆ መንገዲ ደስታኡ ኸምኡ እዩ፤ ካልኦትውን ካብቲ መሬት ይበቝሉ።”
20
“እንሆ፥ እግዚኣብሄር ንቕኑዕ ሰብ ኣይድርብዮን እዩ፤ ንኢድ ሓጢኣተኛታትውን ኣየበርትዕን እዩ።
21
ገና ንኣፍካ ብስሓቕ፥ ንኸናፍርካውን ብዕልልታ ኽመልኦ እዩ።
22
እቶም ዝፀልኡኻ ሕፍረት ክኽደኑ እዮም፤ ድንኳን እቶም ክፉኣት ከዓ ኽጠፍእ እዩ።”
← Chapter 7
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 9 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42