bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
/
Genesis 11
Genesis 11
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
← Chapter 10
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 12 →
1
ኵሉ ምድሪ፥ ሓደ ቛንቋን ሓደ ዘረባን ነበሮ።
2
ንምብራቕ ኣቢሎም ምስ ተጕዓዙ፥ ኣብ ምድሪ ሰናኦር ጐልጐል ረኸቡ፤ ኣብኡ ድማ ተቐመጡ።
3
ንስንሳቶም ድማ “ንዑ፥ ጡብ ንስራሕ እሞ ብሓዊ ንጥበሶ” ተበሃሃሉ። እቲ ጡብ ክንዲ እምኒ፥ እቲ ቕጥራን ክንዲ ጭቃ ኾነሎም።
4
ሽዑ ኸዓ “ኣብ ልዕሊ ዅላ ምድሪ እንተይተበታተንና፥ ሰማይ ዝበፅሕ ግንቢ ዘለዋ ኸተማ ንስራሕ፥ ስምና ኸዓ ነፀውዕ” በሉ።
5
እግዚኣብሄር ድማ ነቲ ደቂ ኣዳም ዝሰርሕዎ ዝነበሩ ኸተማን ግንብን ክርኢ ወረደ።
6
እግዚኣብሄር ድማ “እንሆ፥ እዚኣቶም ሓደ ቛንቋ ዝዛረቡ ሓደ ህዝቢ እዮም። መጀመርታ ኽገብርዎ ዝሓሰቡ እዙይ እዩ። ድሕሪ ደጊም ነቲ ኽገብርዎ ዝሓሰቡ ኻብ ምፍፃም ዝኽልክሎም የለን።
7
እምበኣር ንስንሳቶም ምእንቲ ኸይሰማምዑ፥ ንዑ ንውረድሞ ቛንቋኣቶም ንደባልቕ” በለ።
8
እግዚኣብሄር ድማ ኻብኡ ናብ ኵላ ምድሪ ፋሕ ኣበሎም፤ ምህናፅ እታ ኸተማ ድማ ኣቋረፁ።
9
እግዚኣብሄር ቋንቋ ዅላ ምድሪ ስለ ዝደባለቐ፥ እታ ኸተማ “ባቢሎን” ተብሃለት። ካብኣ ኸዓ እግዚኣብሄር ናብ ኵላ ምድሪ በተኖም።
10
ትውልዲ ሴም ከምዙይ እዩ፦ ድሕሪ ኽልተ ዓመት ማይ ጥፍኣት፥ ሴም ወዲ ሚእቲ ዓመት ምስ ኮነ፥ ንኣርፋክስድ ወለደ።
11
ሴም ንኣርፋክስድ ምስ ወለደ፥ ብድሕሪኡ ሓሙሽተ ሚእቲ ዓመት ነበረ፤ ኣወዳትን ኣጓላትንውን ወለደ፤ ሞተውን።
12
ኣርፋክስድ ድማ ወዲ ሚእትን ሰላሳን ሓሙሽተን ዓመት ምስ ኮነ፤ ንቃይንም ወለደ።
13
ኣርፋክስድ ንቃይንም ምስ ወለደ፥ ብድሕሪኡ ኣርባዕተ ሚእቲ ዓመት ነበረ፤ ኣወዳትን ኣጓላትንውን ወለደ፤ ሞተውን። ቃይንም ሚእትን ሰላሳን ዓመት ምስ ገበረ ንሳላ ወለደ። ቃይንም ንሳላ ምስ ወለደ ሰለስተ ሚእትን ሰላሳን ዓመት ነበረ፤ ኣወዳትን ኣጓላትንውን ወለደ፤ ሞተውን።
14
ሳላ ኸዓ ወዲ ሚእትን ሰላሳን ዓመት ምስ ኮነ፥ ንዔቦር ወለደ።
15
ሳላ ንዔቦር ምስ ወለደ፥ ብድሕሪኡ ሰለስተ ሚእትን ሰላሳን ዓመት ነበረ፤ ኣወዳትን ኣጓላትንውን ወለደ፤ ሞተውን።
16
ዔቦር ወዲ ሚእትን ሰላሳን ኣርባዕተን ዓመት ምስ ኮነ፥ ንፋሌቅ ወለደ።
17
ዔቦር ንፋሌቅ ምስ ወለደ፥ ብድሕሪኡ ኣርባዕተ ሚእትን ሰላሳን ዓመት ነበረ፤ ኣወዳትን ኣጓላትንውን ወለደ፤ ሞተውን።
18
ፋሌቅ ወዲ ሚእትን ሰላሳን ዓመት ምስ ኮነ፥ ንራግው ወለደ።
19
ፋሌቅ ንራግው ምስ ወለደ ብድሕሪኡ ኽልተ ሚእትን ትሽዓተን ዓመት ነበረ፤ ኣወዳትን ኣጓላትንውን ወለደ፤ ሞተውን።
20
ራግው ወዲ ሚእትን ሰላሳን ክልተን ዓመት ምስ ኮነ፥ ንሴሮሕ ወለደ።
21
ራግው ንሴሮሕ ምስ ወለደ፥ ብድሕሪኡ ኽልተ ሚእትን ሸውዓተን ዓመት ነበረ፤ ኣወዳትን ኣጓላትንውን ወለደ፤ ሞተውን።
22
ሴሮሕ ወዲ ሚእትን ሰላሳን ዓመት ምስ ኮነ፥ ንናኮር ወለደ።
23
ሴሮሕ ንናኮር ምስ ወለደ ብድሕሪኡ ኽልተ ሚእቲ ዓመት ነበረ፤ ኣወዳትን ኣጓላትንውን ወለደ፤ ሞተውን።
24
ናኮር ወዲ ሚእትን ትሽዓተን ዓመት ምስ ኮነ፥ ንታራ ወለደ።
25
ናኮር ንታራ ምስ ወለደ ብድሕሪኡ ሚእትን ዕስራን ትሽዓተን ዓመት ነበረ፤ ኣወዳትን ኣጓላትንውን ወለደ፤ ሞተውን።
26
ታራ ወዲ ሚእቲ ዓመት ምስ ኮነ፥ ንኣብራም፥ ንናኮር፥ ንሓራን ወለደ።
27
ትውልዲ ታራ ኸምዙይ እዩ፦ ታራ፥ ንኣብራም፥ ንናኮር፥ ንሓራን ወለደ፤ ሓራን ድማ ንሎጥ ወለደ።
28
ሓራን ከዓ፥ ኣብታ ዝተወለደላ ምድሪ፥ ኣብ ሃገር ከለዳውያን፥ ኣብ ቅድሚ ኣቦኡ ታራ ኣብ ኡር ሞተ።
29
ኣብራምን ናኮርን ድማ ኣንስቲ ኣእተዉ። ሰበይቲ ኣብራም ስማ ሶራ ትበሃል ነበረት፤ ሰበይቲ ናኮር ድማ ሚልካ ጓል ሓራን ነበረት። ሓራን ኣቦ ሚልካና ኣቦ ዮስካን ነበረ።
30
ሶራ መኻን ስለ ዝነበረት፥ ውሉድ ኣይወለደትን።
31
ታራ ድማ ንወዱ ኣብራምን፥ ንሎጥ ወዲ ሓራን ወዲ ወዱን፥ ንሶራ ሰበይቲ ኣብራም ወዱን ወሰዶም። ካብ ኡር ምድሪ ከለዳውያን ድማ ናብ ምድሪ ከነዓን ክኸዱ ብሓደ ወፁ። ኣብ ካራን ምስ በፅሑ፥ ኣብኣ ተቐመጡ።
32
ታራ ኽልተ ሚእትን ሓሙሽተን ዓመት ምስ ኮኖ ኣብ ካራን ሞተ።
← Chapter 10
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 12 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50