bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
/
Genesis 36
Genesis 36
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
← Chapter 35
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 37 →
1
ኤዶም ናይ ዝተብሃለ ኤሳው ትውልዲ እዙይ እዩ፦
2
ኤሳው ካብ ኣጓላት ከነዓን ኣንስቲ ኣእተወ፤ ንሳተንውን፦ ዓዳ ጓል ኤሎን ኬጢያዊ፥ ኣህሊባማ ጓል ዓና ወዲ ፅብዖን ኤዊያዊ፥
3
ቤሴሞት ጓል እስማኤል ሓፍቲ ነባዮት ነበራ።
4
ዓዳ ንኤሳው፥ ንኤሊፋዝ ወለደትሉ፤ ቤሴሞትውን ንራጉኤል ወለደት፤
5
ኣህሊባማ ንየዑስን ንያዕላምን ንቆሬን ወለደት። እዚኣቶም ኣብ ምድሪ ከነዓን ዝተወለዱ ደቂ ኤሳው እዮም።
6
ኤሳው፥ ኣንስትን፥ ኣወዳትን ኣጓላትን ደቁ፥ ኵሉ ስድራ ቤቱን ከፍቱን፥ ኵሉ እንስሳኡን፥ ኵሉ ኣብ ምድሪ ከነዓን ዘጥረዮ ገንዘቡን ሒዙ፥ ካብ ያእቆብ ሓዉ ርሒቑ ናብ ካልእ ሃገር ኸደ።
7
ጥሪቶም በዚሑ ስለ ዝነበረ ብሓደ ኽቕመጡ ኣይከኣሉን። ብዝሒ ኸፍቲ ስለ ዝነበሮም ድማ እታ ተቐሚጦምዋ ዝነበሩ ምድሪ ኽትኣኽሎም ኣይከኣለትን።
8
ኤሳው ድማ፥ ኣብ እምባ ሴይር ተቐመጠ። ኤሳው ከዓ፥ ኤዶም እዩ።
9
ናብቶም ኣብ እምባ ሴይር ዝነብሩ ኤዶማውያን ኣቦ ናይ ዝኾነ ኤሳው ትወልዲ ኸምዙይ እዩ፦
10
ኤሊፋዝ ወዲ ዓዳ ሰበይቲ ኤሳው፥ ራጉኤል ወዲ ባስማት ሰበይቲ ኤሳው ነበሩ።
11
ደቂ ኤልፋዝ ከዓ እዚኣቶም እዮም፦ ቴማን፥ ኦማር፥ ስፎ፥ ጎቶም፥ ቄኔዝ ነበሩ።
12
ቲምናዕ ድማ ዕቅብቱ ንኤሊፋዝ ወዲ ኤሳው ነበረት እሞ ንኣማሌቅ ወለደትሉ። እዚኣቶም ካብ ዓዳ ሰበይቲ ኤሳው ዝተወለዱ እዮም።
13
ደቂ ራጉኤል ከዓ፦ ናሖት፥ ዛራ፥ ሳማ፥ ሚዛህ እዮም። እዚኣቶም ካብ ቤሴሞት ሰበይቲ ኤሳው ዝተወለዱ እዮም።
14
ደቂ ኣህሊባማ ጓል ዓና ወዲ ፂብዖን ሰበይቲ ኤሳው፦ የዑስ፥ የዕላማ፥ ቆሬ እዮም።
15
ሹመኛታት ደቂ ኤሳው፥ ደቂ ኤልፋዝ በዅሪ ወዱ ንኤሳው ድማ፥ ሹም ቴማን፥ ሹም ኦማር፥ ሹም ስፎ፥ ሹም ቄኔዝ፥
16
ሹም ቆሬ፥ ሹም ጎቶም፥ ሹም ኣማሌቅ እዮም። እዚኣቶም ሹመኛታት ኤልፋዝ ኣብ ምድሪ ኤዶምያስ ዝነብሩ፥ ካብ ዓዳ ዝተወለዱ እዮም።
17
ደቂ ራጉኤል ወዲ ኤሳው ድማ፦ ሹም ናሖት፥ ሹም ዛራ፥ ሹም ሳማ፥ ሹም ሚዛህ። እዚኣቶም ሹመኛታት ራጉኤል ኣብ ምድሪ ኤዶምያስ ዝነብሩ፥ ደቂ ቤሴሞት ሰበይቲ ኤሳው እዮም።
18
ደቂ ኣህሊባማ ሰበይቲ ኤሳው ድማ፦ ሹም ዑስ፥ ሹም የዕላማ፥ ሹም ቆሬ እዮም። እዚኣቶም ካብ ኣህሊባማ ጓል ዓና ሰበይቲ ኤሳው ዝውለዱ ሹመኛታት እዮም።
19
እዚኣቶም ደቂ ኤሳውን ሹመኛታቶምን እዚኣቶም እዮም፤ ንሱውን ኤዶም እዩ።
20
ኣብታ ሃገር ዝነበሩ ደቂ ሴይር ሖሪው ድማ፦ ሎጣን፥ ሶባል፥ ፅብኦን፥ ዓና፥
21
ዲሶን፥ ኤፅር፥ ዲሳን እዮም። እዚኣቶም ሹመኛታት ደቂ ሖሪው ደቂ ሶባል፥ ኣብ ምድሪ ኤዶም ዝነብሩ እዮም።
22
ደቂ ሎጣን፥ ሖሪን ሄማምን እዮም፤ ሎጣን ድማ ቲምናዕ እትበሃል ሓፍቲ ነበረቶ።
23
ደቂ ሶባል፥ ዓልዋን፥ ማኔሓት፥ ኤባል፥ ስፎ፥ ኣውናም እዮም።
24
ደቂ ፅብዖን፥ ኣያን ዓናን እዮም። ዓና ኣእዱግ ኣቦኡ ፅብዖን ኣብ ምድረ በዳ ኽጓሲ እንተሎ፥ ዓይንታት ፍሉሕ ማይ ዝረኸበ እዩ።
25
ደቂ ዓና፥ ዲሶንን ኣህሊባማ ጓል ዓናን እዮም።
26
ደቂ ዲሶን፥ ሔምዳንን ኤስባንን ይትራንን ክራንን እዮም።
27
ደቂ ኤፅር፥ ቢልሃንን ዛዕዋንን ዓቃንን እዮም።
28
ደቂ ዲሳን፥ ዑፅን ኣራንን እዮም።
29
ሹመኛታት ሖሪው ድማ፦ ሹም ሎጣን፥ ሹም ሶባል፥ ሹም ፅብዖን፥ ሹም ዓና፥
30
ሹም ዲሶን፥ ሹም ኤፅር፥ ሹም ዲሳን እዮም። እዚኣቶም ኣብ ምድሪ ሴይር ዘለዉ ሹመኛታት ሖሪው እዮም።
31
ኣብ ደቂ እስራኤል ንጉስ ገና እንተይነገሰ፥ ኣብ ሃገር ኤዶምያስ ዝነገሱ ነገስታት እዞም ዝስዕቡ እዮም፦
32
ባላቅ ወዲ ቢዖር ኣብ ኤዶም ነገሰ፤ ከተማኡ ኸዓ ዲንሃባ ትበሃል ነበረት።
33
ባላቅ ምስ ሞተ፥ ኢዮባብ ወዲ ዛራሕ በዓል ባሶራ ተኪኡ ነገሰ።
34
ኢዮባብ ምስ ሞተ ኸዓ፥ ሑሳም በዓል ሃገር ቴማኒ፥ ተኪኡ ነገሰ።
35
ሑሳም ምስ ሞተ ድማ፥ ሃዳድ ወዲ በዳድ፥ እቲ ንሰብ ምድያም ኣብ ጐልጐል ሞኣብ ዝሰዓረ፥ ተኪኡ ነገሰ፤ ከተማኡ ድማ ዓዊት ትበሃል ነበረት።
36
ሃዳድ ምስ ሞተ ኸዓ፥ ሳምላ በዓል መስሬቃ፥ ተኪኡ ነገሰ።
37
ሳምላ ምስ ሞተ፥ ሳኦል በዓል እታ ጥቓ ሩባ ዘላ ርሖቦት፥ ተኪኡ ነገሰ።
38
ሳኦል ምስ ሞተ፥ በዓልሓናን ወዲ ኣክቦር ተኪኡ ነገሰ።
39
በዓልሓናን ወዲ ኣክቦር ምስ ሞተ፥ ሃዳር ተኪኡ ነገሰ። ከተማኡ ድማ ፋዑ ትበሃል ነበረት። ሰበይቱ ኸዓ ሜሄጣብኤል ትበሃል ነበረት። ንሳ ጓል መጥሬድ ወዲ ሜዛሃብ እያ።
40
ሹመኛታት ኤሳው በብስሞም፥ በብዓሌታቶም፥ በብሃገሮም እዞም ዝስዕቡ እዮም፦ ሹም ቲምናዕ፥ ሹም ዓልዋ፥ ሹም የቴት፥
41
ሹም ኣህሊባማ፥ ሹም ኤላ፥ ሹም ፊኖን፥
42
ሹም ቄኔዝ፥ ሹም ቴማን፥ ሹም ሚብሳር፥
43
ሹም ማግዲኤል፥ ሹም ዒራም እዮም። እዚኣቶም ከከም ርስቶም ኣብ ኣዓዶም ዝነብሩ ሹመኛታት ኤዶም እዮም። ኤሳው ኣቦ ኤዶማውያን እዩ።
← Chapter 35
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 37 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50