bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
/
Genesis 5
Genesis 5
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
← Chapter 4
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 6 →
1
መፅሓፍ ትውልዲ ኣዳም እዙይ እዩ፦ እግዚኣብሄር በታ ንኣዳም ዝፈጠረላ መዓልቲ ንሰብ ብኣምሳል እግዚኣብሄር ፈጠሮ።
2
ተባዕታይን ኣንስተይትን ገይሩውን ፈጠሮም፤ ባረኾምውን። በታ ዝተፈጠሩላ መዓልቲ ኸዓ ስሞም “ኣዳም” ኢሉ ሰመዮም።
3
ኣዳም ሚእትን ሰላሳን ዓመት ምስ ገበረ፤ ብምስሉ ኸም መልክዑ ወዲ ወለደ። ሴት ኢሉውን ሰመዮ።
4
ኣዳም ንሴት ምስ ወለደ፥ ብድሕሪኡ ሸሞንተ ሚእቲ ዓመት ነበረ፤ ኣወዳትን ኣጓላትንውን ወለደ።
5
ኣዳም ዕድሚኡ ትሽዓተ ሚእትን ሰላሳን ዓመት ኮነ፤ ሞተውን።
6
ሴት ድማ ሚእትን ሓሙሽተን ዓመት ምስ ገበረ ንሄኖስ ወለደ።
7
ሴት ንሄኖስ ምስ ወለደ፥ ብድሕሪኡ ሸሞንተ ሚእትን ሸውዓተን ዓመት ነበረ። ኣወዳትን ኣጓላትን ድማ ወለደ።
8
ሴት ዕድሚኡ ትሽዓተ ሚእትን ዓሰርተ ኽልተን ዓመት ኮነ፤ ሞተውን።
9
ሄኖስ ድማ ተስዓ ዓመት ምስ ገበረ፥ ንቃይናን ወለደ።
10
ሄኖስ ንቃይናን ምስ ወለደ፥ ብድሕሪኡ ሸሞንተ ሚእትን ዓሰርተ ሓሙሽተን ዓመት ነበረ፤ ኣወዳትን ኣጓላትንውን ወለደ።
11
ሄኖስ ዕድሚኡ ትሽዓተ ሚእትን ሓሙሽተን ዓመት ኮነ፤ ሞተውን።
12
ቃይናን ከዓ ሰብዓ ዓመት ምስ ገበረ፥ ንመላልኤል ወለደ።
13
ቃይናን ንመላልኤል ምስ ወለደ፥ ብድሕሪኡ ሸሞንተ ሚእትን ኣርብዓን ዓመት ነበረ፤ ኣወዳትን ኣጓላትን ድማ ወለደ።
14
ቃይናን ዕድሚኡ ትሽዓተ ሚእትን ዓሰርተን ዓመት ኮነ፤ ሞተውን።
15
መላልኤል ድማ ስሳን ሓሙሽተን ዓመት ምስ ገበረ፥ ንያሬድ ወለደ።
16
መላልኤል ንያሬድ ምስ ወለደ፥ ብድሕሪኡ ሸሞንተ ሚእትን ሰላሳን ዓመት ነበረ፤ ኣወዳትን ኣጓላትንውን ወለደ።
17
መላልኤል ዕድሚኡ ሸሞንተ ሚእትን ተስዓን ሓሙሽተን ዓመት ኮነ፤ ሞተውን።
18
ያሬድ ከዓ ሚእትን ስሳን ክልተን ዓመት ምስ ገበረ፥ ንሄኖክ ወለደ።
19
ያሬድ ንሄኖክ ምስ ወለደ፥ ብድሕሪኡ ሸሞንተ ሚእቲ ዓመት ነበረ፤ ኣወዳትን ኣጓላትንውን ወለደ።
20
ያሬድ ዕድሚኡ ትሽዓተ ሚእትን ስሳን ክልተን ዓመት ኮነ፤ ሞተውን።
21
ሄኖክ ድማ ስሳን ሓሙሽተን ዓመት ምስ ገበረ፥ ንማቱሳላ ወለደ።
22
ሄኖክ ንማቱሳላ ምስ ወለደ፥ ብድሕሪኡ ሰለስተ ሚእቲ ዓመት ኣካይዳኡ ምስ እግዚኣብሄር ገበረ፤ ኣወዳትን ኣጓላትንውን ወለደ።
23
ኵሉ ዕድመ ሄኖክ ሰለስተ ሚእትን ስሳን ሓሙሽተን ዓመት ነበረ።
24
ሄኖክ ኣካይዳኡ ምስ እግዚኣብሄር ስለ ዝገበረ ኣይተረኽበን፤ እግዚኣብሄር ወሲድዎ እዩሞ።
25
ማቱሳላ ድማ ሚእትን ሰማንያን ሸውዓተን ዓመት ምስ ገበረ ንላሜህ ወለደ።
26
ማቱሳላ ንላሜህ ምስ ወለደ፥ ብድሕሪኡ ሸውዓተ ሚእትን ሰማንያን ክልተን ዓመት ነበረ፤ ኣወዳትን ኣጓላትን ከዓ ወለደ።
27
ማቱሳላ ዕድሚኡ ትሽዓተ ሚእትን ስሳን ትሽዓተን ዓመት ኮነ፤ ሞተውን።
28
ላሜህ ከዓ ሚእትን ሰማንያን ክልተን ዓመት ምስ ገበረ ወዲ ወለደ።
29
“ኣብዛ እግዚኣብሄር ዝረገማ ምድሪ፥ ካብ ኵሉ ስራሕናን ከቢድ ፃዕርናን ከዕርፈና እዩ” እንትብል ኖህ ኢሉ ሰመዮ።
30
ላሜህ ንኖህ ምስ ወለደ፥ ብድሕሪኡ ሓሙሽተ ሚእትን ተስዓን ሓሙሽተን ዓመት ነበረ፤ ኣወዳትን ኣጓላትንውን ወለደ።
31
ላሜህ ዕድሚኡ ሸውዓተ ሚእትን ሰብዓን ሸውዓተን ዓመት ኮነ፤ ሞተውን።
32
ኖህ ከዓ ሓሙሽተ ሚእቲ ዓመት ምስ ኮኖ፥ ንሴምን ንካምን ንያፌትን ወለደ።
← Chapter 4
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 6 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50