bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
/
Genesis 22
Genesis 22
Amharic Tigrinya (መፅሓፍ ቅዱስ)
← Chapter 21
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 23 →
1
ድሕሪዙይ እግዚኣብሄር ንኣብርሃም ፈተኖ፦ “ኣብርሃም” ኢሉውን ፀውዖ። ኣብርሃም ከዓ “እኒሀኹ” በለ።
2
እግዚኣብሄር ድማ “ነቲ እትፈትዎ ሓደ ወድኻ ይስሓቅ ሒዝካ፥ ናብ ምድሪ ሞሪያ ኺድ፤ ኣብኣ ድማ ኻብቲ ኣነ ዝነግረካ እምባታት ኣብ ሓደ፥ መስዋእቲ ጌርካ ሰውአለይ” በሎ።
3
ንፅባሒቱ ድማ ኣብርሃም ኣንጊሁ ተሲኡ ኣድጉ ፀዓነ። ክልተ ኣገልገልቱን ወዱ ይስሓቅን ከዓ ምስኡ ወሰደ። ንመስዋእቲ ዝኸውን ዕንፀይቲ ፈሊፁ፥ ናብቲ እግዚኣብሄር ዝበሎ ቦታ ኸደ።
4
ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ኣብርሃም ኣንቃዕሪሩ ጠመተሞ ነታ ቦታ ብርሑቕ ረአያ።
5
ኣብርሃም ድማ ነቶም ኣገልገልቱ “ነዝ ኣድጊ ሒዝኩም ኣብዙይ ፅንሑ፤ ኣነን እዝ ወደይን ናብቱይ ክንከይድ ኢና፤ ሰጊድና ኸዓ ናባኻትኩም ክንምለስ ኢና” በሎም።
6
ኣብርሃም ድማ ነቲ ንመስዋእቲ ዝኸውን ዕንፀይቲ ኣልዒሉ፥ ንወዱ ይስሓቅ ኣሰከሞ። ንሱውን ሓዊን ካራን ብኢዱ ሓዘ። ክልቲኦም ድማ ብሓደ ኸዱ።
7
ይስሓቅ ነቦኡ ኣብርሃም “ኣቦይ” ኢሉ ፀውዖ፤ ኣብርሃም ከዓ “እኒሀኹ ወደይ” በሎ። ይስሓቅ ድማ “ሓዊን ዕንፀይትንስ እንሆ፤ እቲ ንመስዋእቲ ዝኸውን በጊዕ ደኣ ኣበይ ኣሎ?” ኢሉ ጠየቖ።
8
ኣብርሃም ከዓ “ወደይ፥ እቲ ንመስዋእቲ ዝኸውን በጊዕስ እግዚኣብሄር ከዳሉ እዩ” ኢሉ መለሰሉ፤ ክልቲኦም ድማ ብሓደ ኸዱ።
9
ኣብርሃምን ወዱን ድማ ናብታ እግዚኣብሄር ንኣብርሃም ዝሓበረሉ ቦታ በፅሑ፤ ኣብርሃም ድማ ኣብኣ መሰውኢ ሰርሐ፤ ዕንፀይቲ ኸዓ ፀፍፀፈሉ። ንወዱ ይስሓቅ ኣሲሩ ድማ ኣብቲ መሰውኢ ኣብ ልዕሊ እቲ ዕንፀይቲ ኣጋደሞ።
10
ኣብርሃም ድማ ኢዱ ዘርጊሑ ንወዱ ኽስውእ ካራ ኣልዓለ።
11
መልኣኽ እግዚኣብሄር ከዓ ኻብ ሰማይ “ኣብርሃም! ኣብርሃም!” እናበለ ፀውዖ። ኣብርሃምውን “እኒሀኹ” በለ።
12
ንሱ ድማ “ንወድኻ፥ ነዝ ሓደ ወድኻ እኳ ኻብ ዘየናሕሰኻሉ፥ ንእግዚኣብሄር ከም እትፈርሕ ሕዚ ፈሊጠ ኣለኹ እሞ፥ ኢድካ ኣብ ልዕሊ እዝ መንእሰይ ከይትዝርግሕ፤ ጕድኣትውን ከይተብፅሐሉ” በሎ።
13
ኣብርሃም ድማ ግልፅ እንተበለ፥ እንሆ ኣብ ድሕሪኡ ቐርኑ ብሃረግ ዝተትሓዘ በጊዕ ረአየ። ከይዱ ድማ ነቲ በጊዕ ወሲዱ፥ ክንዲ ወዱ ይስሓቅ ንዝቃፀል መስዋእቲ ሰውኦ።
14
ኣብርሃም ከዓ ነቲ ቦታ እቱይ “እግዚኣብሄር ከዳሉ እዩ” ኢሉ ሰመዮ። ክሳዕ ሎሚ “ኣብቲ እምባ እግዚኣብሄር፥ ከዳሉ እዩ” ይበሃል።
15
መልኣኽ እግዚኣብሄር ድማ ንኻልኣይ ጊዜ ኻብ ሰማይ ንኣብርሃም ፀውዖ።
16
“ብርእሰይ እምሕል ኣለኹ፤ ይብል እግዚኣብሄር፤ ነዝ ነገር እዙይ ስለ ዝገበርካ፥ ንወድኻ፥ ነቲ ሓደ ወድኻ እኳ ስለ ዘይከላእኻኒ፥
17
ፈፂመ ኽባርኸካ እየ፤ ንዘርእኻ ድማ ኸም ከዋኽብቲ ሰማይን፥ ከምቲ ኣብ ገምገም ባሕሪ ዘሎ ሑፃን፥ ከብዝሖ እየ። ዘርእኻ ድማ ኣፍ ደገ ፀላእቶም ክወርሱ እዮም።
18
ቃለይ ስለ ዝሰማዕኻ ድማ ኣህዛብ ኵላ ምድሪ ብዘርእኻ ኽባረኹ እዮም” በሎ።
19
ኣብርሃም ከዓ ናብቶም ኣገልገልቱ ተመለሰ። ሓቢሮም ድማ ናብ ቤርሳቤህ ኸዱ። ኣብርሃም ከዓ ኣብ ቤርሳቤህ ተቐመጠ።
20
ብድሕሪዙይ ንኣብርሃም “እንሆ ሚልካ ንናኮር ሓውካ ደቂ ወሊዳትሉ” ኢሎም ነገርዎ።
21
ንሳቶም ከዓ ዑፅ እቲ በዅሩ፥ ቡዝ ሓዉ፥ ቀሙኤል ኣቦ ኣራም፥
22
ኮዛት፥ ሓዞ፥ ፊልዳስ፥ የድላፍ፥ ባቱኤል እዮም።
23
ባቱኤል ንርብቃ ወለደ። ስለዙይ ሚልካ ንናኮር ሓው ኣብርሃም ሸሞንተ ደቂ ወለደትሉ።
24
ሬሕማ ዝስማ ዕቅብቱ ድማ ጥባሕ፥ ገኣም፥ ተሓስ፥ ሞክሳ ዝበሃሉ ደቂ ወለደትሉ።
← Chapter 21
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 23 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50