bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Ezekiel 11
Ezekiel 11
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 10
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 12 →
1
መንፈስ ኣልዐለኒ፡ ናብቲ ወገን ምብራቕ፡ ናብቲ ናብ ምብራቕ ኣቢሉ ዚርኢ ደገ ቤት እግዚኣብሄር ድማ ወሰደኒ። እንሆ ኸኣ ኣብቲ ደገ ኣፍ ዕስራን ሓሙሽተን ሰብኣይ ነበሩ፡ ኣብ ማእከሎም ድማ ነቶም መሳፍንቲ ህዝቢ፡ ያኣዛንያ ወዲ ዓዙርን ፈላጥያ ወዲ በናያን ርኤኽዎም።
2
በለኒ ኸኣ፡ ኣታ ወዲ ሰብ፡ እዚኣቶም ኣብዛ ኸተማ እዚኣ ሕሰም ዚጠልፉ፡ እኩይ ዚመኽሩ ሰባት እዮም።
3
ንሳቶም ድማ፡ ኣይቀረበን፡ ኣባይቲ ንስራሕ፡ ንሳ ድስቲ እያ፡ ንሕና ኸኣ ስጋ ኢና፡ ይብሉ ኣለዉ።
4
ስለዚ ኣንጻሮም ተነበየሎም፡ ኣታ ወዲ ሰብ፡ ተነበ፡ በለኒ።
5
መንፈስ እግዚኣብሄር ከኣ ኣባይ ወረደ እሞ፡ እግዚኣብሄርሲ፡ ኣቱም ቤት እስራኤል፡ ንስኻትኩም ከምዚ ትብሉ ኣሎኹም፡ ኣነውን ሓሳባት ልብኹም እፈልጦ እየ። ኣብዛ ኸተማ እዚኣ ብዙሃት ቀተልኩም፡ ነደባባያታ ኸኣ ብቕቱላት መላእኩምዋ፡ ይብል ኣሎ፡ ኢልካ ንገሮም፡ በለኒ።
6
መንፈስ እግዚኣብሄር ከኣ ኣባይ ወረደ እሞ፡ እግዚኣብሄርሲ፡ ኣቱም ቤት እስራኤል፡ ንስኻትኩም ከምዚ ትብሉ ኣሎኹም፡ ኣነውን ሓሳባት ልብኹም እፈልጦ እየ። ኣብዛ ኸተማ እዚኣ ብዙሃት ቀተልኩም፡ ነደባባያታ ኸኣ ብቕቱላት መላእኩምዋ፡ ይብል ኣሎ፡ ኢልካ ንገሮም፡ በለኒ።
7
ስለዚ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፡ እቶም ኣብ ማእከላ ዘንበርኩምዎም ቅቱላት፡ ንሳቶም ስጋ እዮም፡ ንሳ ኸኣ ድስቲ እያ፡ ንስኻትኩም ግና ካብ ማእከላ ኽትወጹ ኢኹም።
8
ሰይፊ ፈራህኩም፡ ሰይፊ ድማ ከምጽኣልኩም እየ፡ ይብል እግዚኣብሄር ኣምላኽ።
9
ካብ ማእከላ ኸውጽኣኩም፡ ናብ ኢድ ጓኖት ከኣ ከሕልፈኩም፡ ፍርዲውን ኣባኻትኩም ክገብር እየ።
10
ብሰይፊ ኽተወድቁ ኢኹም፡ ኣብ ወሰን እስራኤል ክፈርደኩም እየ፡ ንስኻትኩምውን ኣነ እግዚኣብሄር ምዃነይ ክትፈልጡ ኢኹም።
11
እዛ ኸተማ እዚኣ ድስቲ ኣይክትኰነልኩምን፡ ንስኻትኩም ድማ ኣብ ማእከላ ስጋ ኣይክትኰኑን ኢኹም፡ ኣብ ወሰን እስራኤል ክፈርደኩም እየ።
12
ንስኻትኩምሲ ፍርዲ እቶም ኣብ ዙርያኹም ዘለዉ ኣህዛብ ገበርኩም እምበር፡ ከም ትእዛዛተይ ኣይተመላለስኩምን፡ ፍርደይ ከኣ ኣይገበርኩምን እሞ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ምዃነይ ክትፈልጡ ኢኹም።
13
ኰነ ኸኣ፡ ኣነ ኽንበ ኸሎኹ፡ ፈላጥያ ወዲ በናያ ሞተ። ሽዑ ብግምባረይ ተደፊኤ ዓው ኢለ፡ ኣየ፡ ኣታ እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ ነቶም ትርፎፍያ እስራኤልዶ ብጥራስ ከተጥፍኦም ኢኻ ኢለ ጨራሕኩ።
14
ከምዚ ዚብል ቃል እግዚኣብሄር ድማ ናባይ መጸ፡
15
ኣታ ወዲ ሰብ፡ እቶም ኣብ የሩሳሌም ዚነብሩ እዮም ነሕዋትካ፡ እወ ነሕዋትካ፡ ነቶም ኣዝማድካን ንቤት እስራኤል ዘበሉ ዂሎምን፡ ካብ እግዚኣብሄር ርሐቑ፡ እዛ ሃገር ንኣና ንርስቲ ተውሂባትና እያ። ዝበልዎም።
16
ስለዚ ኸኣ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ ናብ ማእከል ህዝብታት እኳ እንተ ኣርሐቕክዎም፡ ኣብ ማእከል ሃገራትውን እንተ ዘሮኽዎም፡ ኣብቲ ዘዚመጽዎ ሃገራት ንቕሩብ ጊዜ መቕደስ ክዀኖም እየ፡ ይብል ኣሎ፡ ኢልካ ንገሮም።
17
ስለዚ ድማ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ ካብቶም ህዝብታት ክእክበኩም፡ ካብቲ ፋሕ ኢልኩምዎ ዘሎኹም ሃገራት ከኣ ክኣኻኽበኩም፡ ሃገር እስራኤልውን ክህበኩም እየ፡ ይብል ኣሎ፡ ኢልካ ንገሮም።
18
ናብኣ ኸኣ ኪመጹ እዮም፡ ኲሉ እቲ ኣብኣ ዘሎ ዜስገድግድ ነገራት ኲሉ ጽያፍን ድማ ካብኣ ኼርሕቅዎ እዮም።
19
ብትእዛዛተይ ምእንቲ ኺመላለሱ፡ ንፍርደይ ከኣ ኪሕልዉን ኪገብርዎን፡ ሓደ ልቢ ኽህቦም፡ ሓድሽ መንፈስ ድማ ኣብ ውሽጥኹም ከሕደረልኩም እየ። ካብ ስጋኦም ናብ እምኒ ልቢ ኸውጽእ፡ ናብ ስጋ ልቢውን ክህቦም እየ። ንሳቶም ህዝበይ ኪዀኑ እዮም፡ ኣነውን ኣምላኾም ክኸውን እየ።
20
ብትእዛዛተይ ምእንቲ ኺመላለሱ፡ ንፍርደይ ከኣ ኪሕልዉን ኪገብርዎን፡ ሓደ ልቢ ኽህቦም፡ ሓድሽ መንፈስ ድማ ኣብ ውሽጥኹም ከሕደረልኩም እየ። ካብ ስጋኦም ናብ እምኒ ልቢ ኸውጽእ፡ ናብ ስጋ ልቢውን ክህቦም እየ። ንሳቶም ህዝበይ ኪዀኑ እዮም፡ ኣነውን ኣምላኾም ክኸውን እየ።
21
ግናኸ እቶም፡ ልቦም ንልቢ እቶም ፍንፋናት ነገሮምን ጽያፎምን ዚስዕብስ፡ መገዶም ኣብ ርእሶም ክመልሰሎም እየ፡ ይብል እግዚኣብሄር ኣምላኽ።
22
ሽዑ እቶም ኪሩቤል ኣኽናፎም ኣልዐሉ፡ እቲ መንኰራዂር ከኣ ጐጐብኦም ነበረ፡ ክብሪ ኣምላኽ እስራኤል ድማ ኣብ ላዕሊ፡ ኣብ ልዕሊኦም ነበረ።
23
ክብሪ እግዚኣብሄር ከኣ ካብ ማእከል እታ ኸተማ ተላዕለ እሞ ኣብ ልዕሊ እቲ ብወገን ምብራቕ እታ ኸተማ ዘሎ ኸረን ቈመ።
24
መንፈስ ድማ ኣልዐለኒ፡ በቲ መንፈስ ኣምላኽ ከኣ ብራእይ ናብ ምድሪ ከለዳውያን፡ ናብቶም ምሩኻት ወሰደኒ። እቲ ዝርእዮ ዝነበርኩ ራእይ ድማ ካብ ቅድመይ ህልም በለ።
25
ኣነ ኸኣ እቲ እግዚኣብሄር ዘርኣየኒ ዂሉ ቓላት ነቶም ምሩኻት ነገርክዎም።
← Chapter 10
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 12 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48