bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Ezekiel 45
Ezekiel 45
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 44
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 46 →
1
እምበኣርሲ ነታ ሃገር ርስቲ ኽትኰነኩም ብዕጻ ኽትማቐልዋ ኸሎኹም፡ ካብታ ሃገርስ እተቐደሰት ክፍሊ ንእግዚኣብሄር መባእ ከተቕርቡ ኢኹም። ምንዋሕ ኣዕስራን ሓሙሽተን ሽሕ እመት፡ ወርዳ ኸኣ ዓሰርተ ሽሕ እመት ኪኸውን፡ ኣብ ዙርያኣ ብዂሉ ወሰናውን ቅድስቲ ኽትከውን እያ።
2
ካብዚ ድማ ኣርባዕቲኡ መኣዝና ማዕረ ማዕረ ዝዀነ ሓሙሽተ ሚእቲ ዝምንዋሓ። ሓሙሽተ ሚእቲ ዝወርዳ፡ንመቕደስ ኪኸውን እዩ። ሓምሳ እመትውን ኣብ ዙርያኣ ንኣምፉ ዚነብር ቦታ ኺውሰኻ እዩ።
3
ካብዚ ልኩዕሲ ዕስራን ሓሙሽተን ሽሕ ዝምንዋሓ፡ ዓሰርተ ሽሕ እመት ዝወርዳ ኣምት። ኣብኣ እታ መቕደስ፡ ቅድስተ ቅዱሳን፡ ትኹን።
4
እዛ ቅድስቲ ግደ እታ ሃገር ነቶም ኣገልገልቲ መቕደስ ኰይኖም፡ ንእግዚኣብሄር ኬገልግሉ ዚቐርቡ ኻህናት ክትከውን እያ። ነባይቶም ስፍራ፡ ንመቕደሰውን ቅዱስ ቦታ ኽትከውን እያ።
5
ዕስራን ሓሙሽተን ሽሕ ዝምንዋሓ፡ ዓሰርተ ሽሕ ዝወርዳ ነቶም ኣብታ ቤት ዜገልግሉ ሌዋውያን ዕስራ ኽፍሊ ቤት ንርስቶም ክትከውን እያ።
6
ንርስቲ እታ ኸተማ ኸኣ ኣብ ኣንጻር እታ ዝወፌኹምዋ መባእ እታ ቅድስቲ ኽፍሊ ሓሙሽተ ሽሕ ዝወርዳ፡ ዕስራን ሓሙሽተን ሽሕ ዝምንዋሓ መድቡ። እዚኣ ንብዘሎ ቤት እስራኤል ትኹን።
7
ነቲ መስፍን ድማ በዝን በትን እታ ቅዱስ መባእ ኰይና እተወፈየት ምድርን ርስቲ እታ ኸተማን ኣብ መንጽር እታ እተቐደሰት ምድርን ርስቲ እታ ኸተማን ኣብ መንጽር እታ እተቐደሰት መባእን ኣብ መንጽር ርስቲ እታ ኸተማን፡ ምዕራባ ናብ ወገን ምዕራብ፡ ምብራቓ ድማ ናብ ወገን ምብራቕ ኪኸውን እዩ። ምንዋሓ ኸኣ ካብ ወሰን ምዕራብ ሒዙስ ክሳዕ ወሰን ምብራቕ ክንዲ ሓደ ኽፍሊ ኪኸውን እዩ።
8
መሳፍንተይ ከኣ እታ ምድሪ ንቤት እስራኤል ከከም ነገዶም ኪህብዎም እዮም እምበር፡ ድሕርዚ ንህዝበይ ኣይኪገፍዕዎምን፡ እዚኣስ ምድሩ፡ ኣብ እስራኤል ርስቱ ኽትከውን እያ።
9
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ኣቱም መሳፍንቲ እስራኤል፡ ደጊም ይእከልኩም፡ ዓመጻን በዝባዝን ሕደጉ፡ ቅንዕናን ጽድቅን ግበሩ፡ ግፍዕኹም ካብ ህዝበይ ኣርሕቑ፡ ይብል እግዚኣብሀር ኣምላኽ።
10
ሓቀኛ ሚዛን፡ ሓቀኛ ኤፋ፡ ሓቀኛ ባት ይሀሉኹም።
11
ኤፋን ባትን ልክዑ ሓደ ይኹን፡ እቲ ባት ዓስራይ ኣፍ ሆመር፡ እቲ ኤፋ ኸኣ ዓስራይ ኣፍ ሆመር ይኹን። እቲ መስፈሪኦም ብሆመር እተለክዔ ይኹን።
12
ሓደ ሲቃል ዕስራ ጌራ ዚሕዝ ይኹን። እቲ ምና ኸኣ ዕስራ ሲቃል፡ ዕስራን ሓሙሽተን ሲቓል፡ ዓሰርተው ሓሙሽተ ሲቃል ይኹነልኩም።
13
እቲ ንስኻትኩም እተቕርብዎ መባእ እዚ እዩ፡ ካብ ሆመር ስርናይ ሳድሳይ ኣፍ ኤፋ፡ ካብ ሆመር ስገም ድማ ሳድሳይ ኣፍ ኤፋ ወፍዩ።
14
ናይ ዘይቲ ሕጊ፡ ናይቲ ባት ዘይቲ ኸኣ እዚ እዩ፡ ዓሰርተ ባት ሓደ ሆመር እዩ እሞ፡ ካብ ሓደ ኮር ዓስራይ ኣፍ ባት ይወፈ፡ እቲ ኮር ድማ ዓሰርተ ባት ዚሕዝ ሆመር እዩ።
15
ንኣታቶም ዚኸውን መበጀዊ ንምግባር፡ ንመስዋእቲ ብልዕን ንመስዋእቲ ምሕራርን ንመስዋእቲ ምስጋናን ካብቲ ማይ ዘለዎ መዋፍር እስራኤል ካብ መጓሰ ኽልተ ሚእትስ ሓንቲ በጊዕ ክትውፈ እያ፡ ይብል እግዚኣብሄር ኣምላኽ።
16
ብዘለዉ ህዝቢ እታ ሃገር ነዚ መባእ እዚ ነቲ መስፍን እስራኤል ኪህብዎ ይግብኦም እዩ።
17
መዚ እቲ መስፍንሲ ብበዓላትን ብሰርቂ ወርሕን ብሰናብትን ብዂሉ በዓላት ዓመት ቤት እስራኤልን መስዋእቲ ምሕራርን መስዋእቲ ብልዕን መስዋእቲ መስተን ኪውፊ እዩ። ንሱ ንቤት እስራኤል መበጀዊ ምእንቲ ኺገብረሎም መስዋእቲ ሓጢኣትን መስዋእቲ ብልዕን መስዋእቲ ምሕራርን መስዋእቲ ምስጋናን ኬቕርብ እዩ።
18
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፡ በታ ቐዳመይቲ ወርሒ፡ ካብታ ወርሒውን በታ ቐዳመይቲ መዓልቲ መዓልቲ ንስኻ ጒድለት ዜብሉ ዝራብዕ ከትወስድ ኢኻ እሞ፡ ነታ መቕደስ ከተንጽሃ ኢኻ።
19
እቲ ኻህን ድማ ካብ ደም እቲ መስዋእቲ ሓጢኣት ኪወስድ፡ ኣብ ልዳት እታ ቤትን ኣብ ኣርባዕቲኡ መኣዝን ሕዳጋት መሰውእን ኣብ ልዳት ደገ እታ ውሽጣዊት ኣጸድን ኪገብሮ እዩ።
20
ብሳብዐይቲ መዓልቲ እታ ወርሒ ድማ ስለ እቲ ብጌጋ ዝኣበሰን ስለ እቲ ግሩህን ከምኡ ኽትገብር ኢኻ። ነታ ቤትውን ከምኡ ኸተበጅውዋ ኢኹም።
21
በታ መጀመርያ ወርሒ፡ ካብታ ወርሒ ኸኣ ኣብ መበል ዓሰርተው ኣርባዕተ መዓልትስ፡ ፋስጋ፡ ሾብዓተ መዓልቲ በዓል ይኹነልኩም፡ ቅጫውን ኪብላዕ እዩ።
22
በታ መዓልቲ እቲኣ እቲ መስፍን ብናይ ርእሱን ብናይ ብዘሎ ህዝቢ እታ ሃገርን ሓደ ዝራብዕ ንመስዋእቲ ሓጢኣት ኬቕርብ እዩ።
23
በዘን ሾብዓተ መዓልቲ በዓል ድማ ጒድለት ዜብሎም ሾብዓተ ዝራብዓትን ሾብዓተ ድዑላትን ኣብ ጸጽባሕ እዘን ሾብዓተ መዓልቲ ንእግዚኣብሄር መስዋእቲ ምሕራር፡ ኣብ ጸጽባሕ ከኣ ንመስዋእቲ ሓጢኣት ሓደ ድቤላ ኬቕርብ እዩ።
24
ንሱ ድማ መስዋእቲ ብልዒ፡ ንነፍሲ ወከፍ ዝራብዕ ሓደ ኤፋ፡ ንነፍሲ ወከፍ ድዑል ከኣ ሓደ ኤፋ፡ ንነፍሲ ወከፍ ኤፋውን ሓደ ሂን ዘይቲ ኬቕርብ እዩ።
25
ኣብታ ሳብዐይቲ ወርሒ፡ ካብታ ወርሒውን ኣብ መበል ዓሰርተው ሓሙሽተ መዓልቲ በዚ በዓል እዚ ንሾብዓተ መዓልቲ ኸምቲ መስዋእቲ ሓጢኣት፡ ከምቲ መስዋእቲ ምሕራር፡ ከምቲ መስዋእቲ ብልዒ፡ ከምቲ ዘይቲ ኬቕርብ እዩ።
← Chapter 44
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 46 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48