bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Ezekiel 5
Ezekiel 5
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 4
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 6 →
1
ንስኻ ድማ፡ ኣታ ወዲ ሰብ፡ በሊሕ ሰይፊ ውሰድ፡ ከም መላጸ ላጽዪ ዝበለ ውሰድ እሞ ርእስኻን ጭሕምኻን ተላጸየሉ። ሚዛን ወሲድካውን ነቲ ጸጒሪ ምቐሎ።
2
መዓልትታት ምኽባብ ምስ ተፈጸመ፡ ነቲ ሲሶኡ ኣብ ማእከል እታ ኸተማ ብሓዊ ኣንድዶ። ነቲ ሲሶኡ ድማ ውሰዶ እሞ ኣብቲ ዙርያኡ ብሰይፊ ውቕዓዮ፡ ነቲ ሓደ ሲሶውን ኣብ ንፋስ ዝረዎ፡ ኣነ ድማ ደድሕሪኦም ሰይሪ ኽመልሕ እየ።
3
ካባታተን ከኣ ሒደት ዝቚጽረን ውሰድ እሞ ኣብ ዘፈር ክዳንካ ቛጽረን።
4
ካብ እዚኣተን ከኣ መሊስካ ውሰድ፡ ኣብ ማእከል ሓዊ ድማ ደርብየን፡ ብሓዊውን ኣንድደን፡ ካብዚ ናብ ኲሉ ቤት እስራኤል ሓዊ ኺወጽእ እዩ።
5
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፡ እዚኣስ የሩሳሌም እያ። ኣነ ኣብ ማእከል ህዝብታታ ኣንበርክዋ፡ ሃገራትውን ኣብ ከባቢኣ አሎ።
6
ንፍርደይ ንዒቖም፡ ከም ሕጋጋተይ ኣይተመላለሱን እዮም እሞ፡ ንሳ ብረሲእነት ካብ ኣህዛብ ገዲዳ ንፍርደይ ተጻረረቶ፡ ካብተን ከቢበንኣ ዘለዋ ሃገር ገዲዳ ድማ ንሕጋጋተይ ኣፍረሰቶ።
7
ስለዚ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ካብቶም ኣብ ዙርያኹም ዘለዉ ህዝብታት ገዲድኩም ስኪ ስለ ዝዀንኩምን ከም ሕጋጋተይ ስለ ዘይተመላለስኩምን ፍርደይ ስለ ዘይገበርኩምን ከም ፍርዲ እቶም ኣብ ከባቢኹም ዘለዉ ህዝብታት እኳ ስለ ዘይገበርኩምንሲ፡
8
ስለዚ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፡ እኔኹ፡ ኣነ እመጸኪ ኣሎኹ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ ህዝብታት ከኣ ኣብ ማእከልኪ ፍርዲ ኸውጽእ እየ።
9
ብሰሪ ዂሉ ጽያፍኪ ኸኣ፡ ገይረዮ ዘይፈልጥ ድሕርዚ ኸኣ ከቶ ዘይገብሮ፡ ክገብረኪ እየ።
10
ስለዚ ኣብ ማእከልኪ ወለዲ ንውሉዶም፡ ውሉድ ድማ ንወለዶም ኪበልዑ እዮም። ፍርዲ ኣባኺ ኽፍጽም፡ ንዂላቶም ዝተረፉኺውን ኣብ ኲሉ ንፋሳት ክዘርዎም እየ።
11
ስለዚ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይብል ኣሎ፡ ኣነ ህያው እየ፡ ብርግጽ ንመቕደሰይ ብዂሉ ፍንፋን ነገርክን ብዂሉ ጽያፍክን ኣርከስክዮ፡ ስለዚ ኣነ ድማ ከንእሰኪ፡ ዓይነይ ብዘይ ድንጋጽ ካባኺ ኽመልስ ኣይክምሕረክንውን እየ።
12
ሲሶኺ ብፌራ ኺሞቱ፡ ኣብ ማእከልኪ ኸኣ ብጥሜት ኪውድኡ እዮም፡ እቲ ሓደ ሲሶ ድማ ኣብ ዙርያኺ ብሰይፊ ኺወድቕ እዩ፡ ነቲ ሃደ ሲሶ ኸኣ ኣብ ኲሉ ንፋሳት ክዘርዎ፡ ደድሕሪኦምውን ሰይፈይ ክመልሕ እየ።
13
ኲራይ ሃናኡ ኺወጽእ፡ ነድረይ ከኣ ኣብ ልዕሊኦም ኪዝሕል እዩ፡ ኣነውን ሕነ ኽፈድዮም እየ። ነድረይ ኣባታቶም ምስ ኣዝሐልኩ፡ ሽዑ ኣነ እግዚኣብሄር ብጸዓተይ ከም እተዛረብኩ ኺፈልጡ እዮም።
14
ኣብቶም ከቢቦምኺ ዘለዉ ህዝብታትን ኣብ ዓይኒ እቶም ብእኡ ዚሀልፉ ዂላቶምን ከኣ ምድረ በዳን መጻረፍን ክገብረኪ እየ።
15
ብዂራን ብነድርን ብመዓት ነድርን ምስ ፈረድኩኺ፡ እዚ ኣብቶም ኣብ ከባቢኺ ዘለዉ ህዝብታት ንመጻረፍን ብመላገጽን ንመለበምን ንመሰክሕን ኪኸውን እዩ። ኣነ እግዚኣብሄር ተዛሪበ አሎኹ።
16
ንጥፍኣቶም ዚኸውን ናይ ጥሜት ክፉእ ፍላጻ ኣብ ርእሶም ምስ ሰደድኩ፡ ምእንቲ ኼጥፍኣኩም ክሰዶ እየ፡ ነቲ ጥሜትኩም ከግድዶ እየ፡ ንምርኩስ እንጌራኹምውን ክሰብሮ እየ።
17
ጥሜትን ንደቅኹም ዚቐትሉ ኣራዊትን ክሰደልኩም፡ ፌራን ደምን ከኣ ብማእከልኪ ኺሐልፍ እዩ፡ ሰይፊውን ከተንስኣልኪ እየ። ኣነ እግዚኣብሄር ተዛሪበ ኣሎኹ።
← Chapter 4
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 6 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48