bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Ezekiel 30
Ezekiel 30
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 29
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 31 →
1
ከምዚ ዚብል ቃል እግዚኣብሄር ከኣ መጸኒ፡
2
ኣታ ወዲ ሰብ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ኢልካ ተነበ በልውን፡ መዓልቲ ቐሪባ፡ እወ፡ መዓልቲ እግዚኣብሄር ቀሪባ ኣላ፡ መዓልቲ ደበና፡ ጊዜ ኣህዛብ ኪኸውን እዩ እሞ፡ ኣየ፡ ተካሊት መዓልቲ፡ ኢልኩም ዋይዋይ በሉ።
3
ኣታ ወዲ ሰብ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ኢልካ ተነበ በልውን፡ መዓልቲ ቐሪባ፡ እወ፡ መዓልቲ እግዚኣብሄር ቀሪባ ኣላ፡ መዓልቲ ደበና፡ ጊዜ ኣህዛብ ኪኸውን እዩ እሞ፡ ኣየ፡ ተካሊት መዓልቲ፡ ኢልኩም ዋይዋይ በሉ።
4
ሰይፊ ኣብ ግብጺ ኺመጽእ እዩ፡ እቶም ውጉኣት ኣብ ግብጺ ምስ ወደቑ፡ ሃብታ ምስ ተወስደ፡ መሰረታውን ምስ ፈረሰ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ብርቱዕ ፍርሃት ኪኸውን እዩ።
5
ኢትዮጵያን ፋጥን ሉድን ኲሎም ሕውስዋስ ህዝብን፡ ኩብን ደቂ እታ ኺዳን ዝኣተወት ሃገርን ምሳታቶም ብሰይፊ ኺወድቁ እዮም።
6
እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል ኣሎ፡ እቶም ንግብጺ ዚድግፉ ኺወድቁ እዮም፡ እቲ ዕቡይ ሓይላ ኸኣ ኪዋረድ እዩ። ካብ ሚግዶል ጀሚሩ ኽሳዕ ሴኔ ኣብኣ ብሰይፊ ኺወድቁ እዮም፡ ይብል እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡
7
ኣብ ማእከል እተን ዝባደማ ሃገራት ከኣ ኪባድሙ እዮም፡ ከተማታቶም ድማ ኣብ ማእከል እተን ዝፈረሳ ኸተማታት ኪዀና እየን።
8
ኣብ ግብጺ ሓዊ ምስ ኣጐድኩ፡ ደገፍታ ዘበሉ ዂሎም ከኣ ምስ ተሰባበሩ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ምዃነይ ኪፈልጡ እዮም።
9
በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ነታ ደሓን ኣሎኹ እትብል ኢትዮጵያ ኼሰምብድዋስ፡ ልኡኻት ብመርከብ ካብ ቅድሚ ገጸይ ኪወጹ እዮም። እንሆ፡ ይመጽእ ኣሎ እሞ፡ ከምቲ ብመዓልቲ ግብጺ ዝዀነ ፍርሃት ኪዀኖም እዩ።
10
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ብኢድ ነቡካድነጻር ንጉስ ባቢሎን ነቲ ብዙሕ ህዝቢ ግብጺ ኸጥፍኦ እየ።
11
ንሱን ህዝቡ ኸኣ ምስኡን፡ ካብቶም ህዝብታት ኣዝዮም ዚጭክኑ፡ ነታ ሃገር ኬጥፍእዋ ኺወጹ እዮም። ሰይፎም ንግብጺ ኺመልሑላ፡ ነታ ሃገርውን ብቕቱላት ኪመልእዋ እዮም።
12
ነቲ ርባታት ከንጽፎ፡ ነታ ሃገር ድማ ናብ ኢድ ሕሱማት ሰብ ክሸጣ እየ። ነታ ሃገርን ኣብኣ ዘሎ ዂሉን ብኢድ ጓኖት ገይረ ኸባድሞ እየ። ኣነ እግዚኣብሄር እየ እተዛረብኩ።
13
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ንጣኦታት ከጥፍኦም፡ ንጣኦታት ከንቱ ኻብ ኖፍ ክጥርሶም እየ። ድሕርዚ ኻብ ሃገር ግብጺ መስፍን ኣይኪኸውንን እዩ፡ ናብ ሃገር ግብጺ ኸኣ ፍርሃት ከምጽእ እየ።
14
ንጳጥሮስ ከባድማ፡ ኣብ ጾዓን ሓዊ ኽኣጒድ፡ ኣብ ኖ ኸኣ ፍርዲ ኽገብር እየ።
15
ነድረይ ከኣ ናብ ሲን፡ እታ ዕርዲ ግብጺ፡ ክኽዑ፡ ንህዝቢ ኖ ድማ ከጽንቶ እየ።
16
ኣብ ግብጺ ሓዊ ኽኣጒድ እየ፡ ሲን ክትጭነቕ እያ፡ ኖ ኽትጠፍእ እያ፡ ንኖፍ ከኣ ጻላእቲ ብመዓልቲ ኺሕዝዋ እዮም።
17
ኣጒባዝ ኣቤንን ፊቤሴትን ብሰይፊ ኺወድቁ እዮም፡ ንሳተን ከኣ ኪማረኻ እየን።
18
ኣርዑት ግብጺ ኣብኣ ምስ ሰበርኩ፡ ሓበን ሓይላውን ምስ ተጠረሰ፡ ኣብ ታህፋኔስ መዓልቲ ኽትጽልምት እያ። ደበና ኼጐልብባ እየ። ኣዋልዳ ድማ ኪማረኻ እየን።
19
ከምዚ ገይረ ኣብ ግብጺ ፍርዲ ኽፈርድ እየ፡ ንሳቶምውን እግዚኣብሄር ምዃነይ ኪፈልጡ እዮም።
20
ኣብ መበል ዓሰርተው ሓደ ዓመት፡ ኣብታ ቐዳመይቲ ወርሒ፡ ካብታ ወርሒውን ኣብ ሳብዐይቲ መዓልቲ ኸምዚ ዚብል ቃል እግዚኣብሄር መጸኒ፡
21
ኣታ ወዲ ሰብ፡ ንቕልጽም ፈርኦን ንጉስ ግብጺ ሰበርክዋ፡ እንሆ ድማ፡ ሰይፊ ንምሓዝ ምእንቲ ኽትድልድል፡ ዚሰፋ፡ ፈውሲ ገይሩ ኸኣ ብዓለባ ዚዝንና የልቦን።
22
ስለዚ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ንፈርኦን ንጉስ ግብጺ ኣብ ርእሱ ኣሎኹ፡ ነተን ቀላጽሙ፡ ነታ ብርትዕትን ነታ ስብርትን፡ ክሰብረን፡ ነቲ ሰይፊ ኸኣ ካብ ኢዱ ኸውድቖ እየ።
23
ነቶም ግብጻውያን ኣብ ማእከል ህዝብታት ክዘርዎም፡ ኣብ ኲለን ሃገራት ከኣ ፋሕ ከብሎም እየ።
24
ንቐላጽም ንጉስ ባቢሎን ከበርትዔን፡ ሰይፈይ ድማ ኣብ ኢዱ ኸትሕዞ እየ፡ ንቐላጽም ፈርኦን ግና ክሰብረን እየ፡ ንሱ ድማ ከምቲ ንሞት እተወግኤ ሰብኣይ ዚቚንዞ፡ ኣብ ቅድሚኡ ኪቚንዞ እዩ።
25
ንቐላጽም ንጉስ ባቢሎን ከበርትዔን እየ፡ ቀላጽም ፈርኦን ግና ዘርጋሕ ኢለን ኪወድቃ እየን። ንሰይፈይ ኣብ ኢድ ንጉስ ባቢሎን ምስ ኣትሐዝክዎ፡ ንሱውን ኣብ ሃገር ግብጺ ማሕማሕ ምስ ኣበሎ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ምዃነይ ኪፈልጡ እዮም።
26
ነቶም ግብጻውያን ኣብ ማእከል ህዝብታት ክዘርዎም፡ ኣብ ኲለን ሃገራት ከኣ ፋሕ ከብሎም እየ። ኣነ እግዚኣብሄር ምዃነይ ከኣ ኪፈልጡ እዮም።
← Chapter 29
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 31 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48