bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Ezekiel 4
Ezekiel 4
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 3
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 5 →
1
ንስኻ ኸኣ፡ ኣታ ወዲ ሰብ፡ ጡብ ውሰድ፡ ኣብ ቅድሜኻ ኸኣ ኣንብሮ እሞ ከተማ፡ ማለት የሩሳሌም ስኣለሉ።
2
ክቢ ኽበባ፡ ኣብ ልዕሊኣ ግምቢ ስራሕ፡ ዕርዲ ዕረዳ፡ ሰፈር ኣስፍረላ፡ ብዂሉ ዙርያኣ ድማ ደዓውል ግበር።
3
ንስኻ ኸኣ መቚሎ ሓጺን ወሲድካ፡ ኣብ መንጎኻን ኣብ መንጎ እታ ኸተማን ከም መንደቕ ሓጺን ጌርካ ኣንብሮ። ገጽካ ናብኣ ኣቢልካ ኣቕንዕ፡ ክብብቲ ትኹን፡ ክበባውን። እዚ ንቤት እስራኤል ምልክት ይኹን።
4
ደሓር ብጸጋማይ ጐድንኻ በጥ በል፡ ኣብኡውን ንኣበሳ ቤት እስራኤል ኣንብሮ፡ ክንዲ ቚጽሪ እተን በጥ እትብለለን መዓልትታት ከኣ ኣበሳኦም ክትጸውር ኢኻ።
5
ኣነ፡ ድማ ዓመታት ኣበሳኦም ብቚጽሪ መዓልትታት፡ ማለት ሰለስተ ሚእትን ተስዓን መዓልቲ፡ ገይረልካ ኣሎኹ። ንስኻውን ኣበሳ ቤት እስራኤል ክትጸውር ኢኻ።
6
እዚ ምስ ኣእከልካ ኸኣ፡ ከም ብሓድሽ ብየማናይ ጐድንኻ ኽትድቅስ ኢኻ። ነርብዓ መዓልቲውን ኣበሳ ቤት ይሁዳ ኽትስከም ኢኻ። ሓንቲ መዓልቲ ኽንዲ ዓመት ገይረልካ ኣሎኹ።
7
ገጽካን እቲ ጥራዩ ዘሎ ቕልጽምካን ናብታ ኽብብቲ የሩሳሌም ኣቕንዕ እሞ ተነበየላ።
8
እንሆ፡ ብገመድ ቀጥ ኤብለካ፡ ነተን መዓልትታት ምኽባብካ ኸየእከልካየን ከኣ ካብ ሓደ ጐድንኻ ናብታ ሓደ ጐድንኻ ኣይክትግልበጥን ኢኻ።
9
ንስኻ ስርናይን ስገምን ባልደንጓን ብርስንን ቡልቱግን ሰዓዕን ውሰድ፡ ኣብ ሓደ ኣቕሓ ግበሮ እሞ፡ ካብኡ እንጌራ ሰንክት፡ ብቚጽሪ እተን ብሓደ ጐድንኻ እትድቕሰለን መዓልትታት፡ ማለት ሰለስተ ሚእትን ተስዓን መዓልቲ፡ ካብኡ ኽትበልዕ ኢኻ።
10
እቲ እትበልዖ ምግቢ ነንመዓልቲ ብሚዛን ዕስራ ሲቃል ይኹን። ካብ ጊዜ ኽሳዕ ጊዜ ኽትበልዖ ኢኻ።
11
ማይውን ብመስፈሪ፡ ሳድሰይቲ ኣፍ ሂን፡ ክትሰቲ ኢኻ። ካብ ጊዜ ኽሳዕ ጊዜ ኽትሰትዮ ኢኻ።
12
ኣብ ቅድሚኦም ብውጽኣት ግዳም ሰብ ኣብሲልካ፡ ኣብኡ ኸም ቅጫ ስገም ክትበልዖ ኢኻ።
13
እግዚኣብሄር ከኣ፡ ደቂ እስራኤልሲ፡ ኣብ ማእከል እቶም ኣነ ናብኦም ፋሕ ዘብሎም ህዝብታት ኰይኖም፡ ከምኡ ርኹስ እንጌራኦም ኪበልዑ እዮም፡ በለ።
14
ሽዑ ኣነ፡ ወዮ፡ ኣታ እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ እንሆ፡ ነፍሰይ ከቶ ኣይረኸሰትን። ካብ ንእስነተይ ጀሚረ ኽሳዕ ሎሚ ዝሐለቐን ኣራዊት ዝቐተሎን ኣይበላዕኩን፡ ፍንፋን ስጋ ድማ ኣብ ኣፈይ ከቶ ኣይኣተወን፡ በልኩ።
15
ንሱ ኸኣ፡ እንሆ፡ ኣብ ክንዲ ውጽኣት ግዳም ሰብሲ ዒባ ማል እህበካ ኣሎኹ፡ ብእኡ ጌርካ እንጌራኻ ኸተብስል ኢኻ፡ በለኒ።
16
መሊሱውን፡ ኣታ ወዲ ሰብ፡ እንሆ፡ ኣብ የሩሳሌም ንምርኩስ እንጌራ ኽሰብሮ እየ። እንጌራን ማይን ኪስእኑ እዮም እሞ፡ ንእንጌራ ብሚዛንን ብሽጋርን ኪበልዕዎ፡ ንማይ ከኣ ብመስፈርን ብትካዘን ኪሰትይዎ እዮም። እቲ ሓደ ምስቲ ሃደ ዀይኖም ኪትክዙ፡ ብሰሪ ኣበሳኦምውን ኪጠፍኡ እዮም፡ በለኒ።
17
መሊሱውን፡ ኣታ ወዲ ሰብ፡ እንሆ፡ ኣብ የሩሳሌም ንምርኩስ እንጌራ ኽሰብሮ እየ። እንጌራን ማይን ኪስእኑ እዮም እሞ፡ ንእንጌራ ብሚዛንን ብሽጋርን ኪበልዕዎ፡ ንማይ ከኣ ብመስፈርን ብትካዘን ኪሰትይዎ እዮም። እቲ ሓደ ምስቲ ሃደ ዀይኖም ኪትክዙ፡ ብሰሪ ኣበሳኦምውን ኪጠፍኡ እዮም፡ በለኒ።
← Chapter 3
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 5 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48