bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Ezekiel 22
Ezekiel 22
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 21
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 23 →
1
ከምዚ ዚብል ቃል እግዚኣብሄር ድማ መጸኒ፡
2
ኣታ ወዲ ሰብ፡ ክትፈርድዶ ኢኻ ነዛ ኸተማ ደምዶ ኽትፈርዳ ኢኻ እምበኣርስ ኲሉ ጽያፉ ኣፍልጣ።
3
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎውን በል፡ ጊዜኣ ምእንቲ ኺበጽሕ፡ ኣብ ማእከላ ደም እትኽዑ፡ ንርእሳ ኸተርክስ ከኣ ጣኦታት እትገብር ከተማ እያ።
4
በቲ ዝኸዖኽዮ ደምኪ በደልኪ፡ በቲ ዝገበርክዮ ጣኦታት ድማ ረኸስኪ። መዓልትታትኪ ኣቕረብኪ፡ ዓመታትኪውን ኣሕጸርኪ። ስለዚ ንህዝብታት መጻረፊ፡ ንኹሉ ሃገራት ከኣ መላገጺ ገበርኩኺ።
5
ኣቲ ርኹስ ዝወሬኺ፡ ዕግርግር ዝመልኣኪ ዝቐረቡኽን ዝረሐቑኽን ኬላግጹልኪ እዮም።
6
እንሆ፡ እቶም መሳፍንቲ እስራኤል፡ ነፍሲ ወከፍ ከከም ሓይሉ፡ ደም ንምፍሳስ ኣባኺ ነበሩ።
7
ኣባኺ ነቦን ነደን ነዐቑ፡ ኣብ ማእከልኪ ንመጻእተኛ ገፍዑ፡ ኣባኺ ንዘኽታምን ንመበለትን ጨቈኑ።
8
ነቲ ናተይ ቅዱስ ነገራት ነዐቕኪ፡ ንሰናብተይ ኣርከስኪ።
9
ንምፍሳስ ደም ኣባኪ ሓመይቲ ነበሩ፡ ኣባኺ ኣብቶም ኣኽራን በልዑ፡ ኣብ ማእከልኪ ኸኣ ሕሰም ገበሩ።
10
ኣባኺ ሓፍረት ኣቦ ገለጹ፡ ኣባኺ ሰበይቲ በቲ ጊዜ ደም መርገማ ኣዋረዱ።
11
ሰብኣይ ምስ ሰበይቲ ብጻዩ ርኽሰት ገበረ፡ ሓደ ድማ ንሰበይቲ ወዱ ኣርከሰ፡ ሃደ ኻልእውን ኣባኺ ንሓብቱ ጓል ኣቦኡ ኣነወረ።
12
ደም ምእንቲ ኼፍስሱ፡ ኣባኺ ደርሆ ተቐበሉ፡ ኣኻዕበትክን ኣሕረጥክን፡ ብዓመጽ ካብ ብጻይኪ ረባሕኪ፡ ንኣይውን ረሳዕኪ፡ ይብል እግዚኣብሄር ኣምላኽ።
13
እንሆ እምበኣር፡ በቲ ብዘይ ቅንዕና ዝረባሕክዮን በቲ ኣብ ማእከልኪ ዝኸዖኽዮ ደምን ኢደይ ኣጣቓዕኩ።
14
በታ ግብረይ ኣባኺ ዝገበረላ መዓልትስ ልብኺዶ ኪቐውም ወይስ ኣእዳውኪ ኺጸንዓ እየን ኣነ እግዚኣብሄር እየ እተዛረብኩ እሞ ክገብሮ እየ።
15
ኣነ ኣብ ማእከል ህዝብታት ፋሕ ከብለኪ፡ ናብ ሃገራት ከኣ ክዘርወኪ፡ ርስሓትኪውን ካባኺ ኸጥፍኦ እየ።
16
ብሰሪ ርእስኺ ኣብ ቅድሚ ህዝብታት ክትረኽሲ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ምዃነይ ከኣ ክትፈልጢ ኢኺ።
17
ከምዚ ዚብል ቃል እግዚኣብሄር ከኣ መጸኒ፡
18
ኣታ ወዲ ሰብ እቶም ቤት እስራኤል ሓርኢ ሓጺን ኰኑኒ፡ ኣብ ማእከል እቶን ከ ኲላቶም ኣስራዝን ቈርቈሮን ሓጺንን ዓረርን እዮም። ሓተላ ብሩር ኰኑ።
19
ስለዚ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ኲላትኹም ሓርኢ ሓጺን ኢኹም እሞ፡ ስለዚ እንሆ፡ ኣብ ማእከል የሩሳሌም ክእክበኩም እየ።
20
ከምቲ ኺመክኽ ኢሎም፡ ሓዊ ምእንቲ ኺነፍሑሉ፡ ንብፉርን ኣስራዝን ሓጺንን ዓረርን ቈርቈሮን ኣብ ማእከል እቶን ዚእክብዎ፡ ከምኡ ኸኣ ብቚጥዓይን ብነድረይን ክእክበኩምን ኣብኡ ኸእትወኩምን ከምክኸኩምን እየ።
21
ክእክበኩም ሓዊ ነድረይ ድማ ክነፍሓልኩም እየ። ኣብ ማእከላውን ክትመኩ ኢኹም።
22
ከምቲ ብሩር ኣብ ማእከል እቶን ዚመክኽ፡ ከምኡ ኣብ ማእከላ ኽትመኩ ኢኹም። ንስኻትኩምውን፡ ኣነ እግዚኣብሄር ነድረይ ኣብ ልዕሌኹም ከም ዘፍሰስኩ፡ ክትፈልጡ ኢኹም።
23
ከምዚ ዚብል ቃል እግዚኣብሄር ድማ መጸኒ፡
24
ኣታ ወዲ ሰብ፡ ንእኣ፡ ንስኺ ዘይጸሬኺ፡ ብመዓልቲ ዂራውን ዝናም ዘይዘነመኪ ሃገር ኢኺ፡ ኢልካ ንገራ።
25
ኣብ ውሽጣ ዘለዉ ነብያታ ተማሓሒሎም ኣለዉ፡ ከምቲ ንግዳይ ሰላሊዑ ዚጓዝም ኣንበሳ፡ ነፍሳት ወሐጡ፡ መዝገብን ክቡር ነገርን ወሰዱ፡ ኣብ ማእከላውን መበላሉ ኣብዝሑ።
26
ካህናት ሕገይ ኣፍረሱ፡ ነቲ ናተይ ቅዱስ ነገራት ኣርከሱ፡ ነቲ ቅዱስ ካብቲ ዘይቅዱስ ኣይፈለዩን፡ ኣብ መንጎ ርኹስን ንጹህን ዘሎ ልዩነት ኣየፍለጡን፡ ካብ ሰናብተይ ኣዒንቶም ዐመቱ፡ ኣነውን ኣብ ማእከሎም ረኸስኩ።
27
መሳፍንታ ኣብ ውሽጣ፡ ብዘይ ቅንዕና ኺረብሑስ፡ ደም እናፍሰሱ፡ ነፍሳት እናጥፍኡ፡ ከምቶም ንግዳይ ዚሰላልዑ ተዃሉ እዮም።
28
ነብያታ፡ ከንቱነት እናረኣዩ፡ ሓሶት እናጠንቈሉሎም፡ እግዚኣብሄር ዘይተዛረበስ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፡ እናበሉ ብዘይቀውም ጸብሪ ለቕለቑሎም።
29
እቲ ህዝቢ እታ ሃገር ዐመጸ፡ ከተረ፡ ንሽጉርን ድኻን ገፍዔ፡ ንመጻእተኛውን ብዘይ ፍርዲ ኣጨነቐ።
30
ኣነ ኸየጥፍኣስ፡ ነቲ ቐጽሪ ዜጣጥእ ምእንቲ እታ ሃገርውን ኣብ ቅድመይ ኣብቲ ምንቃዕ ዚቐውም፡ ኣብ ማእከሎም ሓደ ሰብኣይ ደሌኹ፡ ግናኸ ሓደ እኳ ኣይረኸብኩን።
31
ስለዚ ኸኣ ኲራይ ኣብ ልዕሊኦም ኣፍሰስኩ፡ ብሓዊ ነድረይ ኣጥፋእክዎም፡ መገዶም ኣብ ልዕሊ ርእሶም መለስኩሎም፡ ይብል እግዚኣብሄር ኣምላኽ።
← Chapter 21
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 23 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48