bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Ezekiel 24
Ezekiel 24
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 23
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 25 →
1
ኣብ መበል ታስዐይቲ ዓመት ኣብታ ዓስረይቲ ወርሒ፡ ካብታ ወርሒውን ኣብ ዓስረይቲ መዓልቲ ኸምዚ ዚብል ቃል እግዚኣብሄር መጸኒ፡
2
ኣታ ወዲ ሰብ፡ ነዛ መዓልቲ እዚኣ ስም እዛ መዓልቲ እዚኣ ጽሐፍ። ንጉስ ባቢሎን ሎሚ መዓልቲ ናብ የሩሳሌም ቀረበ።
3
ነታ ኸዳዕ ቤት ምስላ ንገራ በሎምውን፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ድስቲ ሰኽትት፡ ሰኽትቶ ማይ ድማ ኣዕርቐሉ።
4
ምታሩ፡ ኲሉ ጽቡቕ ምታር ዘበለ፡ እግርን ክሳድን፡ ናብኡ ኣክቦ፡ በቲ ሕሩይ ኦኣጽሚውን ምልኣዮ።
5
ካብቲ መጓሰ ኸኣ ሕሩይ ውሰድ፡ ነቲ ዓጽሚ ድማ ኣብ ትሕቲኡ ዀሚርካ፡ እቲ ኣብ ውሽጢ ዘሎ ኣዕጽምቲ ምእንቲ ኺበስል፡ ኣጸቢቕካ ኣፍልሓዮ።
6
ስለዚ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ነታ ምምራታ ዘይለቅቕ ብምምራት ዝዘዐገት ድስቲ፡ ብዓልቲ ደም ዝዀነት ከተማ ወይለኣ። ነቲ ምታር ብምታሩ ኣውጽኣዮ፡ ዕጭ ኣይወደቖን።
7
ደማ ኣብ ማእከላ እዩ እሞ፡ ኣብቲ ልሙጽ ከውሒ ሐደገቶ። ብሓመድ ክትከድኖ እኳ ኣብ ምድሪ ኣይከዐወቶን።
8
ንምልዕዓል ነድርን ንምፍዳይ ሕነን እቲ ደማ ምእንቲ ኸይክወል፡ ኣብ ልሙጽ ከውሒ ኣኽዖኽዎ።
9
ስለዚ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ኣነውን ብርቱዕ መግሃር ክኣጒድ እየ እሞ፡ ነታ ብዓልቲ ደም ዝዀነት ከተማ ወይለኣ፡
10
ኣዕጻው ኰምር፡ ሓዊ እጐድ፡ ነቲ ስጋ ኣጸቢቕካ ኣብስሎ፡ ነቲ መረቕ ኣዚኻ ኣፍልሓዮ፡ ነቲ ኣዕጽምቲ ኸኣ ኣሕርሮ።
11
ምእንቲ ኺውዕን እቲ ኣስራዚ ድማ ኪረስንን ኣብ ውሽጡ ዘሎ ዛዕጉ ኺመክኽን ኣቲ ምምርቱ ኸኣ ኪጠፍእንሲ፡ ጥራዩ ኣብ ልዕሊ ጓህሪ ሰኽትቶ።
12
ጻዕራ ኸንቱ እዩ፡ ምምራታ በርቲዑ እዩ እሞ፡ ብሓዊ እኳ ኣይለቅቕን እዩ።
13
ኣብ ርስሓትኪ ርኽሰት ኣሎ። ኣጽርየክስ ኣይጸሬኽን ኢኺ እሞ፡ ሃና ነድረይ ክሳዕ ዝወሰልኪ ኻብ ርስሓትኪ ኣይክትጸርይን ኢኺ።
14
ኣነ እግዚኣብሄር እየ እተዛረብክዎ። ኪኸውን እዩ፡ ክገብሮ ድማ እየ። ንድሕሪት ኣይክምለስን፡ ኣይክምሕርን፡ ኣይክጥዐስን ድማ እየ። ከም መገድኽን ከም ግብርኽን ኪፈርዱኺ እዮም፡ ይብል እግዚኣብሄር ኣምላኽ።
15
ከምዚ ዚብል ቃል እግዚኣብሄር ከኣ መጸኒ፡
16
ኣታ ወዲ ሰብ፡ እንሆ፡ ንተድላ ኣዒንትኻ ብወቕዒ ኽምንጥለልካ እየ። ንስኻ ድማ ኣይትሕዘን፡ ኣይትብከ፡ ኣይትንባዕውን፡
17
ስቕ ኢልካ እህህ በል፡ ንምዉታት ከም ዚልቀሶም ጌርካ ኣይተልቅስ፡ ርእስኻ ደኣ ብመጠምጠምያ ጠምጥም፡ ኣሳእንካ ኣብ ኣእጋርካ ኣእቱ፡ ጭሕምኻ ኣይትኽደን እንጌራ ሓዘንቲውን ኣይትብላዕ።
18
ነቲ ህዝቢ ንግሆ ተዛረብክዎ፡ ንምሸቱ ኸኣ ሰበይተይ ሞተት፡ ንጽብሒቱ ድማ ከምቲ እተኣዘዝክዎ ገበርኩ፡
19
እቲ ህዝቢውን፡ እቲ እትገብሮ ዘሎኻስ ንኣና እንታይ ማለት ምዃኑዶ ኣይትገልጸልናን ኢኻ በለኒ።
20
ኣነ ድማ፡ ከምዚ ዚብል ቃል እግዚኣብሄር መጸኒ፡ ኢለ መለስኩሎም፡
21
ንቤት እስራኤል፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፡ በሎም፡ እንሆ፡ እታ ሓበን ሓይልኹም፡ እታ ተድላ ኣዒንትኹም፡ እታ ናፍቖት ነፍስኹም፡ ቤት መቕደሰይ ከርክሳ እየ። እቶም ድሕሬኹም ዝሐደግኩምዎም ኣወዳትኩምን ኣዋልድኩምን ብሰይፊ ኺወድቁ እዮም።
22
ንስኻትኩም ከኣ ከምቲ ዝገበርክዎ ኽትገብሩ ኢኹም። ጭሕምኹም ኣይክትከድኑን፡ እንጌራ ሓዘንቲውን ኣይክትበልዑን፡
23
መጠምጠምያኹም ኣብ ርእስኩም፡ ኣሳእንኩም ኣብ ኣእጋርኩም ኪኸውን እዩ። ዋይዋይ ኣይክትብሉን ኣይክትበኽዩን ከኣ ኢኹም፡ ግናኸ ብሰሪ ኣበሳኹም ክትማስኑ፡ ነንሓድሕድኩም ከኣ እህህ ክትብሉ ኢኹም።
24
ህዝቅኤል ከኣ ኣርኣያ ኪዀነልኩም እዩ፡ ከምቲ ንሱ ዝገበሮ ዘበለ ዂሉ ኽትገብሩ ኢኹም። እዚ ምስ መጸ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምዃነይ ክትፈልጡ ኢኹም።
25
ኣታ ወዲ ሰብ ከኣ፡ በታ ንሓይሎም፡ ንሓጐስ ክብረቶም፡ ንተድላ ኣዒንቶም፡ ነቲ ናፍቖት ልቦም፡ ኣወዳቶምን ኣዋልዶምን ኣነ ኻብኦም ዝወስደላ መዓልቲ፡
26
በታ መዓልቲ እቲኣ ዘምለጠ ኣብ እዝንኻ ኼስምዓካ ኺመጸካ እዩ።
27
በታ መዓልቲ እቲኣ ዘምለጠ ምስ መጸ ኣፍካ ኪኸፍት እዩ፡ ክትዛረብ ድሕርዚ ኸኣ ዓባስ ኣይክትከውንን ኢኻ። ከምኡ ንስኻ ኣርኣያ ኽትኰኖም ኢኻ፡ ኣነ፡ እግዚኣብሄር ምዃነይውን ኪፈልጡ እዮም።
← Chapter 23
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 25 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48