bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Genesis 10
Genesis 10
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 9
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 11 →
1
ወለዶ ደቂ ኖህ እዚ እዩ። ሴም፡ ካም፡ ያፌት። ንኣታቶም ድማ ድሕሪ ማይ ኣይሂ ደቂ ተወሊዱሎም።
2
ደቂ ያፌት፡ ጎሜርን ማጎግን ማዳይን ያዋንን ቱባልን ሜሴክን ቲራስን።
3
ደቂ ጎሜር ከኣ ኣሸከናዝን ሪፍትን ቶጋርማን።
4
ደቂ ያዋን ድማ፡ ኤሊሻን ተርሺሽን ኪተምን ዶዳኒምን።
5
ካብዚኣቶም ደሴታት ህዝብታት በብምድሮም፡ ነፍ ወከፍ ከም ቋንቋኡ፡ ከከም ዓሌታቶም፡ በብህዝቦም ተፈላለዩ።
6
ደቂ ካም ከኣ፡ ኩሽን ሚስራይምን ፋጥን ከነኣንን።
7
ደቂ ኩሽ ድማ ፡ ሴባን ሓዊላን ሳባታን ራዕማን ሰባተካብ። ደቂ ራዕማ ኽኣ፡ ሸባን ዴዳንን።
8
ኩሽ ድማ ንኔምሮድ ወለደ። ንሱ ኣብ ምድሪ ጅግና ምዃን ጀመረ።
9
ንሱ ባ ቅድሚ እግዚኣብሄር ጅግና ሃዳኒ ነበረ። ስለዚ ከም ኔምሮድ ኣብ ቅድሚ እግዛኢብሄር ጅግና ሃዳኒ፡ ተባህለ።
10
መጀምርታ መንግስቱ ድማ ባቤል ኤረክን ኣካድን ካልነን ኣብ ሃገር ሲንኣር ነበረ።
11
ካብታ ሃገር እቲኣ ናብ ኣሶር ወጸ፡ ንነነዌን ንራሓቦትዒርንን ካላህን ሰርሔን።
12
ኣብ መንጎ ነኔዌን ካላህን ከኣኣ ንሬስን ሰርሔ፡ ንሳ እታ ዓባይ ከተማ እያ።
13
ሚስራይም ድማ ንሉዲምን ንዓናሚምን ንለሀቢምን ንንፍቱሂምን ንጳትሩሲምን ንካፍቶራውያንን ንካስሉሂምን ወለደ፡ ካብኦም ፍልስቴኤማውያን ወጹ።
14
ሚስራይም ድማ ንሉዲምን ንዓናሚምን ንለሀቢምን ንንፍቱሂምን ንጳትሩሲምን ንካፍቶራውያንን ንካስሉሂምን ወለደ፡ ካብኦም ፍልስቴኤማውያን ወጹ።
15
ከንኣን ድማ ንሲዶን፡ በኹሪ ወዱን፡ ንሄትን፡
16
ንይቡሳውያንን ናኣሞራውያንን ንጊርጋሳውያንን።
17
ን ሄዋውያንን ንዓርቂውያንን ንሲኒውያንን።
18
ንኣርዋዳውያንን ንድማራውያንን ንሓማታውያንን ወለደ። ድሕርዚ ዓሌታት ከንኣን ተዘርው።
19
ዶብ ከነኣናውያን ድማ ካብ ሲዶን በታ ኝጌራር እተእትወላ ኣቢልካ ኽሳዕ ጋዛ፡ በታ ንሶዶምን ንጎሞራን ንኣድማን ንሴቢኢም እተአትወላ ኣቢልካ ኽኣ ክሳዕ ላሽዕ ነበረ።
20
እዚኣቶም በብዓሌቶም፡ በብቛንቛኦም፡ ኣብ ሃሃገሮም፡ ኣብ ሄህዝቦም፡ ደቂ ካብ እዮም።
21
ንሴም ድማ እቲ ኣቦ ኹሎም ደቂ ዔብር፡ ዓብዩ ሓው ንያፌት፡ ደቂ ተወልዱላ።
22
ደቂ ሴም ዔላምን ኣሹርን ኣርፋክሳድን ሉድን ኣራምን።
23
ደቂ ኣራም ከኣ፡ ዑጽን ሑልን ጌተርን ማሽን።
24
ኣርፋክሳድ ድማ ንሸላሕ ወለደ፡ ሸላሕ ከኣ ንዔብር ወለደ።
25
ንዔብር ድማ ክልተ ወዲ ተወልዱሉ። እቲ ሓደ፡ ብዘበኑ ምድሪ ስለእተኸፋፈለት። ስሙ ፌሌግ ተባህለ። ስም ሓው ድማ ዩቅጥና።
26
ዩቅጣን ድማ ናኣልሞዳድን ንሼለፍን ንሓጻርማዌትን ንየራሕን።
27
ንሃደራምን ንኡዛልን ንዲቅላን፡
28
ንዖባልን ንኣቢማኤልን ንሼባን፡
29
ንኦፊረን ንሓዊላን ንኦባብን ወለደ። እዚኣቶም ኩሎም ደቂ ዩቕጣን እዮም።
30
ምቕማጦም ስማ ካብ ሜሻ በታ ንሴፋር እትኣትወላ፡ እቲ ብሸነኽ ምብራቕ ዘሎ ኸረን ነበረ።
31
እዚኣቶም፡ በብዓሌቶም፡ በብቛንቆኦም፡ ኣብ ሃሃገሮም፡ በብህዝቦም፡ ደቂ ሴም እዮም።
32
እዚኣቶም በብወለዶም: ኣብ ሄህዝቦም፡ ዓሌታት ደቂ ኖህ እዮም። ካብዚኣኣቶም ድማ ድሕሪ ማይ ኣይሂ ህዝብታት ኣብ ምድሪ ተዘርዉ።
← Chapter 9
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 11 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50