bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Genesis 20
Genesis 20
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 19
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 21 →
1
ኣብርሃም ድማ ካብኡ ንምድሪ ደቡብ ኣቢሉ ተጓዕዘ። ኣብ መንጎ ቃዴስን ሹርን ተቐመጠ ኣብ ጌራር ከኣ ሰደተኛ ኮይንይ ነበረ።
2
ኣብርሃም ድማ ብዛዕባ ሰበይቱ ሳራ፡ ሓብተይ እያ በለ። ኣቢሜሌክ ንጉስ ጌራ ከኣ፡ ልኢኹ ንሳራ ወሰዳ።
3
ኣምላኽ ግና ናብ ኣቢሜሌክ ለይቲ ብሕልሚ መጺኡ፡ እዛ ወሲድካያ ዘሎኻ ሰበይቲ በዓልቲ ሰብኣይ እያ እሞ፡ እንሆ ብሰራ ኽትመውት ኢኻ በሎ።
4
ኣቢሜሌክ ከኣ ኣይቀረባን ነበረ እሞ፡ ጐይታይ ንጻድቕ ህዝቢወንዶ ትቐትል ኢኻ።
5
ባዕሉዶ ኣይኮነን፡ ንሳ ሓብተይ እያ ዝበለኒ፡ ንሳ ባዕላ ድማ ንሱ ሓወይ እዩ በለት። ብጹጹይ ልበይ ብጹርዩ ኢደይን እየ እዚ ዝገበርኩ በለ።
6
ኣምላኽ ክኣ ብሕልሚ ኣነውን እዚ ብጹጹይ ልብኻ ከም ዝገብርካዮ፡ ፈሊጠ፡ ኣነ ድማ ኣብ ቅድመይ ሓጢኣት ከይትገብር ከልከልኩኻ። ስለዚ ኽትትንክያ ኣይፈቐድኩልክና።
7
ሕጂ ኽኣ ሰበይቲ እቲ ሰብኣይ ምለሳ። ነብዩ እዩ እሞ፡ ምእንቲ ኽትድሕን ከኣ ንሱ ይጸልየልካ። እንተ ዘይመለስካያ ግና፡ ንስኻን ናትካ ዘበለ ኹሉ ብርግጽ ከም እትመውት ፍለጥ፡ በሎ።
8
ኣቢሜሌክ ንጽብሒቱ ኣንጊሁ ተንስኤ፡ ንኹሎም ገላውኡ ጸዊዑ እዚ ነግርዚ ኹሉ ኣዘንተወሎም። እቶም ሰባት ከኣ ኣዝዮም ፈርሁ።
9
ኣቢሜሌክ ከኣ ንኣብርሃም ጸዊዑ፡ እዚ ዝገብርካና እንታይ እዩ፡ ኣባይን ኣብ መንግስተይን ዓብዩ ሓጢኣት ዘምጻእካልና፡ እንታይ በዲለካ ነይረ እየ፡ ዘይግበር ግብሪ እንካ ደኣ ገበርካኒ በሎ።
10
ኣቢሜሌክ ድማ ንኣብርሃም፡ እንታይ ተራእዩካ ኢኻ እዚ ነገርዚ ዝገብርካ፡ በሎ።
11
ኣብርሃም ከኣ፡ ኣብዛ ቦታ እዚኣ ብርግጽ ፍርሃት ኣምላኽ የልቦን እሞ፡ ብምኽንያት ሰበይተይ ኪቐትሉኒ እዮብ፡ ኢለ እየ።
12
ንሳ ድማ ብሓቂ ሓብተይ ጋል ኣቦይ እያ ጓል ኣደይ ግና ኣይኮነትን፡ ሰበይተይ ከኣ ኾነት።
13
ኮነ ግና፡ ኣምላኽ ካብ ቤት ኣቦይ ምስ ኣውጽኣኒ፡ ኣብ ኩሉ ዝኣቶናዮ ቦታ ብዛዕባይ፡ ንሱ ሓወይ እዩ፡ ክትብሊ እዚ እዩ እተርእይኒ ሞገስኪ፡ በልክዋ በለ።
14
ኣቢሜሌክ ኣባጊዕን ኣሓን ተባዕትዮን ኣንስትዮን ባሮት ወሲዱ ኽኣ ንኣብርሃም ሀቦ። ሰበይቱ ሳራ ድማ መለሰሉ።
15
ኣቢሜሌክ ከኣ፡ እንሆ ምድረይ ኣብ ቅድሜኻ እያ፡ ኣብ ዝሓይሽ መሲሉ ኣተራእየካ ተቐመጥ በለ።
16
ንሳራ ድማ እንሆ ንሓውኪ ሽሕ ሲቃል ብሩር ሂበዮ ኣለኹ። እንሆ እዚ ኣብ ቅድሚ እቶም ምሳኺ ዘለው ኹሎም መጎልበቢ ዓይኒ ይኹንኪ፡ ኣብ ቅድሚ ኹሎም ተሰየምኪ በላ።
17
እግዚኣብሄር ብምኽንያት ሳራ፡ ሰበይቲ ኣብርሃም፡ ኢሉ ኣብ ቤት ኣቢሜሌክ ንዝነበረ ኹሉ ማሕጸን ፈጺሙ ዐጽይዎ ነበረ እሞ፡ ኣብርሃም ድማ ንኣምላኽ ለመነ። ኣምላኽውን ንኣቢሜሌክን ንሰበይቱን ኣግራዱን ኣሕወየ፡ ወለዱ ኽኣ።
18
እግዚኣብሄር ብምኽንያት ሳራ፡ ሰበይቲ ኣብርሃም፡ ኢሉ ኣብ ቤት ኣቢሜሌክ ንዝነበረ ኹሉ ማሕጸን ፈጺሙ ዐጽይዎ ነበረ እሞ፡ ኣብርሃም ድማ ንኣምላኽ ለመነ። ኣምላኽውን ንኣቢሜሌክን ንሰበይቱን ኣግራዱን ኣሕወየ፡ ወለዱ ኽኣ።
← Chapter 19
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 21 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50