bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Genesis 35
Genesis 35
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 34
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 36 →
1
ኣምላኽ ድማ ንያእቆብ፡ ተንስእ እሞ ናብ ቤትኤል ደይብ፡ ኣብኣውን ተቐመጥ። ኣብኣ ድማ ነቲ ኻብ ቅድሚ ሓውካ ኤሳው ክትሀድም ከሎኻ እተገልጸልካ ኣምላኽ መሰውኢ ግበር በሎ።
2
ሽዑ ያእቆብ ንስድራኡን ምስኡ ንዝነብሩ ኹሎምን፡ ኣብ ማእከልኩም ዘለዉ ጓኖት ኣማልኽቲ ኣርሕቑ፡ ጽረዩ፡ ክዳውንትኹምውን ለውጡ።
3
ንተንስእ፡ ናብ ቤትኤል ድማ ንደይብ፡ ኣብኣ ኸኣ ነቲ መዓልቲ ጸበባይ ዝሰምዓንን መሰውኢ ኽገብር እየ በሎ።
4
ኣብ ኢዶም ዝነብሩ ኹሎም ጓኖት ኣማልኽትን ኣብ ኣእዛኖም ዝነብረ ቐለብትን ንያእቆብ ሀብዎ። ያእቆብ ድማ ኣብ ትሕቲ እቲ ኣብ ጥቓ ሴኬም ዘሎ ድዋ ሓብኦ።
5
ተጓዕዙ ኽኣ። ኣብተን ኣብ ዙርያኦም ዝነብራ ኸተታታት ድማ ዓብዩ ፍርሃት ኣምላኽ ኮነ እሞ፡ ንደቂ ያእቆብ ኣይሰጎጎውምን።
6
ያእቆብን እቲ ምስኡ ዝነበረ ኹሉ ህዝብን ናብታ ኣብ ምድሪ ኸንኣን ዘላ ሉዝ መጹ፡ ንሳ ኽኣ ቤትኤል እያ፡
7
ኣብኣ ድማ መሰውኢ ነደቐ። እቲ ኻብ ቕድሚ ሓው ኺሀድም ከሎ ኣምላኽ ኣብኣ ስለ እተገልጸሉ፡ ነታ ቦታ ቤትኤል ኣውጽኣላ።
8
ዲቦራ መጉዚት ርብቃ ሞተት፡ ኣብ ትሕቲ ቤትኤል ኣብ ትሕቲ እቲ ድማ ድማ ተቐብረት። ስሙ ኽኣ ድማ ብኽያት ተባህለ።
9
ያእቆብ ካብ ጳዳንኣራም ምስ ወጸ ድማ ኣምላኽ ከም ብሓድሽ ተራኣዮ፡ ባረኾ ኸኣ።
10
ኣምላኽ ድማ፡ ስምካ ያእቆብ እዩ። ድሕሪ ደጊምሲ ስምካ ያእቆብ ኣይብሀልን። ስምካስ እስራኤል ደኣ ኪኸውን እዩ፡ በሎ። ስሙ ኽኣ እስራኤል ኣውጽኣሉ።
11
ኣምላኽ ድማ፡ ኣነ እቲ ኹሉ ዝኽእል ኣምላኽ እየ። ፍረን ብዛሕን። ህዝብን ብዝሒ ህዝብታትን ካባኻ ኺወጹ እዮም፡ ነገስታት ከኣ ካብ ሕቛኻ ኺወጹ እዮም።
12
እዛ ንኣብርሃምን ንይስሃቅን ዝሀብኩዎም ምድሪ ንኣኻ ኽህበካ እየ። ብድሕሬኻ ድማ እታ ምድሪ ንዘርእኻ ህቦ እየ በሎ።
13
ኣምላኽ ድማ ካብታ ምስኡ እተዛረበላ ቦታ ኻብኣ ደየበ።
14
ያእቆብ ከኣ ኣብታ ምስኡ እተዛረበላ ቦታ ሓወልቲ፡ ሓወልቲ እምኒ፡ ተኸለ። ኣብኣ ድማ መስዋእቲ መስተ ኸዐወ፡ ኣብ ልዕሊኡውን ዘይቲ ኸዐወ።
15
ያእቆብ ከኣ ነታ ኣምላኽ ኣብኣ ምስኡ እተዛረበላ ቦታ ስማ ቤትኤል ኣውጽኣላ።
16
ካብ ቤትኤል ድማ ተላዕሉ። ንኤፍራታ ኺበጽሑ ገና፡ ገለ መገዲ ተሪፍዎም ከሎ፡ ራሄል ወለደት። ክትወልድ ከላ ድማ፡ ጻዕሪ በርትዓ።
17
ኮነ ኽኣ፡ ብሕርሳ ኽትጽዐር ከላ፡ እታ መሕረሲት፡ ሕጂ ድማ ወዲ ረኺብኪ ኢኺ እሞ ኣይትፍርሂ በለታ።
18
ኮነ ኽኣ፡ ክትመውት ነፍሳ ኽትወጽእ ከላ ድማ ስሙ ቤንኦኒ ኣውጽኣትሉ። ኣቡኡ ግና ብንያም ኣውጽኣሉ።
19
ራሄል ከኣ ሞተት፡ ኣብ መገዲ ኤፍራታ ድማ ተቐብረት። ንሳ ቤትልሄም እያ።
20
ያእቆብ ድማ ኣብ መቓብራ ሓወልቲ ተኸለ፡ ንሱ እቲ ኽሳዕ ሎሚ ሓወልቲ መቓብር ራሄል እዩ።
21
እስራኤል ከኣ ካብኡ ተላዒሉ ድንኳኑ ኣብ ክንየው ግምቢ ኤደር ተኽለ።
22
ኮነ ድማ፡ እስራኤል ኣብኡ ኣብታ ምድሪ እቲኣ ተቐሚጡ ኸሎ፡ ሮቤል ከይዱ ምስ ቢልሃ፡ ሰበይቲ ወሰን ኣቡኡ ደቀሰ። እስራኤል ድማ ሰምዔ። ኣወዳት ያእቆብ ከኣ ዓሰርተው ክልተ ነበሩ።
23
ደቂ ልያ ሮቤል ከኹሪ ያእቆብን ስምኦንን ሌውን ይሁዳን ይሳኮርን ዛብሎንን።
24
ደቂ ራሄል ዮሴፍን ብንያምን።
25
ደቂ ቢልሃ ግዝእቲ ኣብ ጳዳንኣራም እተወልዱሉ ደቂ ያእቆብ እዮም።
26
ያእቆብ ድማ ናብ ኣቡኡ ይስሃቅ ናብ መምሬ ኣብ ቅርያትኣርባዕ መጸ። ንሳ እታ ኣብርሃምን ይስሃቅን ተሰዲዶምዋ ዝነበሮ ኬብሮን እያ።
27
ያእቆብ ድማ ናብ ኣቡኡ ይስሃቅ ናብ መምሬ ኣብ ቅርያትኣርባዕ መጸ። ንሳ እታ ኣብርሃምን ይስሃቅን ተሰዲዶምዋ ዝነበሮ ኬብሮን እያ።
28
ዕድመ ይስሃቅ ከኣ ሚእትን ሰምንያን ዓመት ኮነ። ይስሃቅ ድማ ትንፋሱ ወጸት እሞ ሞተ። ኣሪጉ ዕድመ ጸጊቡ ናብ ህዝቡ ተኣከበ። ደቂ ኤሳውን ያእቆብን ከኣ ቀበርዎ።
← Chapter 34
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 36 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50