bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Genesis 6
Genesis 6
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 5
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 7 →
1
ኮነ ድማ ሰብ ኣብ ልዕሊ ገጽ ምድሪ ኺበዝሕ ምስ ጀመረ፡ ኣዋልድ ከኣ ምስ ተወልዳሎም፡
2
እቶም ደቂ ኣምላኽ ድማ ነተን ኣዋልድ ሰብ መልክዓኛታት ከም ዝኾና ምስ ረኣዩ፡ ካባታተን ዘዝሓረይወን ኣንስቲ ወሰዱ።
3
እዝጋኢብሄር ከኣ፡ ንሱ ስጋ ድማ ኢዩ እሞ፡ መንፈሰይ ንሓዋሩ ምስ ሰብ ኣይጻረርን ስለዚ ዘበኑ ሚእትን ዕስራን ዓመት ይኹን፡ በሉ።
4
ደቂ ኣምላኽ ናብተን ኣዋልድ ሰብ ምስ ኣተው፡ ንሳተን ከኣ ወለዳሎም፡ በቲ ዘበን እቲ፡ ብድሕሪኡ ድማ፡ ኣብ ምድሪ ንጉዓት ሰባት ነበሩ። እቶም ካብ ጥንቲ ስሙያት ዝነብሩ ጀጋኑ ሰባት እዚኣቶም ኢዮም።
5
እግዚኣብሄር ከኣ፡ ክፍኣት ሰብ ኣብ ምስሪ ኸም ዝበዝሔን ልቡ ዚሕልኖ ድማ ወርትግ ክፋእ ጥራይ ከም ዝኾነን ረአየ።
6
እግዛኢብሄር ከኣ ንሰብ ኣብ ምድሪ ብምግባሩ ተጣዕሰ፡ ብልቡ ድማ ጎሀየ።
7
እግዚኣብሄር ከኣ፡ ንሰብ ስለ ዝገብርክዎ ታጣዒሰ ኢየ እሞ፡ ንዝፈጠርክዎ ሰብ፡ ካብ ሰብ ክሳብ እንስሳ፡ ክሳዕ ለመምታ፡ ክሳዕ ኣዕዋፍ ሰማይ ድማ ካብ ዝባን ምድሪ ኽድምስሶም ኢየ በለ።
8
ኖህ ግና ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሞገስ ረኸበ።
9
ወለዶ ኖህ እዚ ኢዩ፡ ኖህ ኣብቶም ወለዶታት ጸድቕን እንታ ዜብሉን ሰብኣይ ነበረ። ኖህ ምስ ኣምላኽ ተማላለሰ።
10
ኖህ ድማ ስለስተ ወዲ ሴምን ካምን ያፌትን፡ ወለደ።
11
ምድሪ ኽኣ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ተበላሽያ ነበረት፡ ምድሪ ድማ ብዓመጻ መልኤት።
12
ስጋ ዘበለ ኹሉ መገዱ ኣብ ምድሪ ኣባላሽዩ ነበረ እሞ፡ ኣምላኽ ክኣ ንምድሪ ረኣያ፡ እንንሆ ድማ ተበላሽያ ነበረት።
13
ኣምላኽ ከኣ ንኖህ በሎ፡ ብሰሮም ምድሪ ዓመጻ መሊኣ ኢያ እሞ፡ መወዳእታ ኹሉ ስጋ ኣብ ቅድመይ በጽሔ። እንሆ ድማ፡ ኣነ ምስታ ምድሪ ኸጥፍኦም ኢየ።
14
ንኣኻ ኻብ ኦም ጎፌር መርከብ ስራሕ። ነታ መርከብ ክፍልታት ግበረላ፡ ውሽጣን ግዳማን ከኣ ብቕጥራን ለቕልቃ።
15
ከምዚ ኸኣ ግበራ፡ ምናሕ እታ መርከብ ስለስተ ሚእቲ እመት፡ ምግፋሓ ሓምሳ እመት ቁመታ ድማ ሰላሳ እመት ይኹን።
16
ነታ መርከብ ኣብ ላዕላያ እመት ዝቑመቱ መስኮት ግበረላ። ኣፍ ደገ እታ መርከብ ድማ ብጎቦኣ ግበሮ። ታሕታይን ካልኣይን ሳልሳይን ደርቢ ግበረላ።
17
ምእንቲ ኣብ ትሕቲ ሰማይ ህያው ትንፋስ ዘለዎ ኹሉ ስጋ ኽጠፍእሲ፡ እንሆ ድማ፡ ኣነ ማይ ኣይሂ ናብ ምድሪ ኸምጽእ ኢየ እሞ፡ ኣብ ምድሪ ዘሎ ኹሉ ኺመውት እዩ።
18
ምሳኻ ግና ኪዳነይ ከቕውም እየ፡ ንስኻ ምሳኻ ድማ ደቅኻን ሰበይትኻን ኣስንቲ ደቅኻን፡ ናብ መርከብ ክትኣቱ ኢኻ።
19
ምሳኽ ብህይወት ምእንቲ ክትሕልዎም ድማ፡ ካብ ኩሉ ህያው ካብ ስጋ ዘበለ፡ ከክልተ ኻብ ኩሉ ዓይነት ናብ መርከብ ኣእቱ፡ ተባዕታይን ኣስተይትን ይኹኑ።
20
ንስኻ ብህይወት ምእንቲ ኽትሕልዎምሲ፡ ካብ ኣዕዋፍ በብዓይነቱ፡ ካብ እንስሳ በብዕይነቱ ኣብ ምድሪ ለመም ካብ ዝብል በብዓይንቱ ጊርካ፡ ካብ ዝኾነ ዓሊት ከክልተ ናባኻ ይእተው።
21
ካብ ዝብላዕ ኩሉ ዓይነት ብልዒ ድማ ንኣኻን ንኣታቶምን ቀለብ ኪኸውን ኣእቲኻ ኣባኻ ኣክቦ።
22
ኖህ ድማ ከምኡ ገብረ። ከምቲ እግዚኣብሄር ዝኣዘዞ ንኹሉ ነገር ከምኡ ገበረ።
← Chapter 5
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 7 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50