bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Genesis 17
Genesis 17
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 16
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 18 →
1
ኣብራም ወዲ ተስዓን ተሽዓትን ዓመት ምስ ኮነ፡ እግዚኣብሄር ተራእዮ፡ ኣነ እቲ ኹሉ ዝኽእል ኣምላኽ እየ፡ ኣብ ቅድመይ ተማላለስ፡ ፍጹም ክኣ ኩን።
2
ኪዳነይ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኻን ኬቕውም እየ፡ ኣዝየውን ከብዝሓካ እየ፡ ድማ በሎ።
3
ኣብራም ከኣ ብገጹ ተደፍኤ፡ ኣምላኽ ድማ ከምዚ ኢሉ ተዛረቦ፡
4
እንሆ ኣነስ ኪዳነይ ምሳኻ እዩ፡ ንስኻ ኣቦ ብዙሓት ህዝብታት ክትከውን ኢኻ።
5
ኣቦ ብዙሓት ህዝብታት ገየረካ እየ እሞ፡ ኣብርሃም ደኣ እምበር፡ ደጊም ስምካ ኣብራም ኣይጸዋዕ፡
6
ኣዝየ ኽፍርየካ እየ፡ ህዝብታት ከም እትኸውን ድማ ክገብረካ እየ፡ ነገስታትውን ካባኻ ኪወጹ እዮም።
7
ኣነ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኻን ኣብ መንጎ ዘርእኻን፡ ብድሕሬኻ ድማ ኣብ ወለዶኦም ኪዳነይ ከቕውም እየ። ኣነ ንኣኻን ንድሕሬኻ ድማ ንዘርእኻን ኣምላኽ ከም ዝኾንኩ፡ እዚ ኣብ ናይ ዘለኣለም ኪዳን እዩ።
8
እዛ ምድሪ ስደትካ፡ ኩላ ምድሪ ኸነኣን፡ ንኣኻን ብድሕሬኻ ድማ ንዘርእኻን ንርስቲ ዘለኣለም ክህብ እየ። ኣምላኾም ከኣ ክኸውን እየ።
9
ኣምላኽ ድማ ንኣብርሃም በሎ ንስኻ ኽኣ ኪዳነይ ክትሕሉ ኢኻ፡ ንስኻን ብድሕሬኻውን ዘርእኻ ኣብ ወልደኦም ትሕልው።
10
እቲ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኽን ብድሕሬኻ ድማ ኣብ ዘርእኻ ዝለኦ እሞ ንስኻትኩም እትሕልውዎ ኺዳን እዚ እዩ፡ ኣባኻትኩም ተባዕታይ ዝበአለ ኹሉ ይገዘር።
11
ስጋ ዕሎኹም ግዘሩ፡ እዚ ድማ ነቲ ኣብ መንጎይን መንጎኹምን ዘሎ ኺዳን ምልክት ኪኸውን እዩ።
12
ኣባኻትኩም ወዲ ሾሞንተ መዓልቲ ተባዕታይ ዘበለ ኹሉ፡ ኣብ ወለዶኹም፡ ኣብ ቤት እትወልደን ካብ ማንም፡ ካብ ዘርእኻ ዘይኮነ ወዲ ጓና ብገንዘብ እተዐደገን፡ ይገዘር።
13
ኣብ ቤትካ እተወልደን ብገንዘካ እተዐደገን ብግዲ ይገዘር። ኪዳነይ ኣብ ስጋኹም ኪዳን ዘለኣለም ኪኸውን እዩ።
14
ዘይተገዝረ ተባዕታይ፡ ስጋ ዕልቦኡ ዘይተገዝረ፡ እታ ነፍሲ እቲኣ ኺዳነት ኣፍሪሳ እያ እሞ፡ ካብ ህዝባ ኽትምንቆስ እያ።
15
ኣምላኽ ድማ ንኣብርሃም ንሰብይትኻ ሳራይ ስማ ሳራ ድኣ እዩ እምበር፡ ስማ ሳራይ ኢልካ ኣይትጸውዓያ።
16
ክባርኻ እየ፡ ካብኣ ድማ ወዲ ኽህበካ እየ፡ ህዝብታት ከኣ ክትከውን እየ፡ ነገስታት ህዝብታት እኳ ደኣ ኻብኣ ኪኾኑ እዮም፡ በሎ።
17
ሽዑ ኣብርሃም ብገጹ ተደፍኤ፡ ስሒቑ ድማ ብልቡ፡ ንወዲ ሚእቲ ዓመትዶ ወዲ ይውለደሉ፡ ሳራ ጓል ተስዓ ዓመትከ ትወልድዶ፡ በላ።
18
ኣብርሃም ድማ ንኣምላኽ፡ እስማዔል ግዳ ኣብ ቅድሜኻ እንተ ዚነብር በሎ።
19
ኣምላኽ ከኣ በለ፡ ኣይፋልን፡ ስበይትኻ ሳራ ደኣ ወዲ ኽትወልደልካ እዩ ስሙ ድማ ይስሃቅ ከተውጽኣሉ ኢኻ። ኪዳነይ ዘለኣለም ከቕውም እየ።
20
ብዛዕባ እምሳዔል ድማ ጸሎትካ ሰሚዔ ኣሎኹ። እንሆ ባሪኸዮ ኣለኹ፡ ከፍርዮን ኣዝዩ ኽኣ ከብዝሖን እየ። ዓሰርተው ክልተ ሹም ኪወልድ እዩ። ዓብዩ ህዝቢ ድማ ኪገብሮ እየ።
21
ግናኸ ምስቲ፡ ሳራ ንዓመታ ኸምዛ ግዜ እዚኣ እትወልደልካ፡ ይስሃቅ ኪዳነይ ከቕውም እየ።
22
ምስኡ ምዝራብ ምስ ወድኤ ኽኣ፡ ኣምላኽ ካብ ኣብራህም ናብ ላዕሊ ደየበ።
23
ኣብርሃም ድማ ንወዱ እስማዔል ነቶም ኣብ ቤቱ እተወልዱ ኹሎምን ብገንዘቡ እተዐደጉ ኹሎምን፡ ካብ ቤተሰብ ኣብርሃም ተባዕታይ ዘበለ ኹሉ ወሲዱ፡ ከምቲ ኣምላኽ ዝበሎ በታ መዓልቲ እቲኣ ዕልቦ ስጋኦም ገዘረ።
24
ኣብርሃም ስጋ ዕልቦኡ ኺግዘር ከሎ ወድ ተስዓን ትሽዓተን ዓመት ኮይኑ ነበረ።
25
ወዱ እስማዒል ድማ ስጋ ዕልቦኡ ኪግዘር ከሎ ወዲ ዓሰርተው ስለስተ ዓመት ኮይኑ ነበረ።
26
በታ መዓልቲ እቲኣ ኣብርሃምን እስማዔልን ወዱን ተገዝሩ።
27
ኣብ ቤቱ እተወልዱ ኹሎም ቤተሰቡን ካብ ደቂ ጓና ብገንዘብ እተደጉን ምስኡ ተገዝሩ።
← Chapter 16
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 18 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50