bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Genesis 14
Genesis 14
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 13
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 15 →
1
ኮነ ድማ ብዘበን ኣምራፌል ንጉስ ሲነኣር፡ ኦርዮክ ንጊስ ኤላሳር፡ ክዳርላኦመር ንጉስ ዔላም፡ ቲደዓል ድማ ንጉስ ጎይም፡
2
ንሳቶም ምስ ቤራዕ ንጉስ ሶዶምን ምስ ቢርሻዕ ንጉስ ጎሞራን፡ ሺንኣን ንጉስ ኣድማን፡ ሼምኤበር ንጉስ ጸቦኢምን ንጉስ ቤላዕን፡ ንሳ ኽኣ ዞዓር፡ ውግእ ኣልዐሉ።
3
እዚኣቶም ኩሎም ሓቢሮም ናብ ለሰሲዶም፡ ንሱ ኽኣ ባሕሪ ጨው፡ ተኣከቡ።
4
ንክዳርላኦመር ዓሰርተው ክልተ ዓመት ተገዚኦምሉ ነበሩ። ኣብ መበል ዓሰረተው ስለስተ ዓመት ከኣ ዐለው።
5
ኣብ መበል ዓሰርተው ኣርባዕተ ዓመት ድማ ክዳርላኦመርን እቶም ምስኡ ዝነብሩ ነገስታትን መጹ። ንራፋውያን ከኣ ኣብ ዓስጣሮትቀርናይም፡ ንዙዛውያን ድማ ኣብ ሃም፡ ንኤማውያን ክኣ ኣብ ጎልጎል ቂርያታይም፡
6
ንሆራውያን ድማ ኣብ ስዒር፡ ኣብ ከረኖም ክሳዕ እታ ኣብ ጥቓ በረኻ ዘላ ኤርጳራን ወቕዕዎም።
7
ተመሊሶም ድማ ናብ ዔንምሽጳጥ፡ ንሳውን ቃዴስ፡ መጹ። ንኹላ ምድሪ ኣማሊቃውያን ከኣ ነቶም ኣብ ሓጻ ጾንታማር ዝነበሩ ኣሞራውያን ድማ ወቕዕዎም።
8
ሽዑ ንጉስ ሶዶምን ንጉስ ጎሞራን ንጉስ ኣድማን ንጉስ ጸቦይምን ንጉስ ቤላዕን፡ ንሳ ዛዓር፡ ወጺኦም ምስ እቲኣቶም፡ ምስ ክዳርላኦመር ንጉስ ዔላምን፡ ቲደዓል ንጉስ ጎይምን ኣምራፌል ንጉስ ሲነኣር ኦርዮክ ንጉስ ኤላሳርን፡ ኣርባዕተ ነገስታት ምስቶም ሓሙሽተ ኺዋግኡ ኣብ ለሰ ሲዲም ተሰለፉ።
9
ሽዑ ንጉስ ሶዶምን ንጉስ ጎሞራን ንጉስ ኣድማን ንጉስ ጸቦይምን ንጉስ ቤላዕን፡ ንሳ ዛዓር፡ ወጺኦም ምስ እቲኣቶም፡ ምስ ክዳርላኦመር ንጉስ ዔላምን፡ ቲደዓል ንጉስ ጎይምን ኣምራፌል ንጉስ ሲነኣር ኦርዮክ ንጉስ ኤላሳርን፡ ኣርባዕተ ነገስታት ምስቶም ሓሙሽተ ኺዋግኡ ኣብ ለሰ ሲዲም ተሰለፉ።
10
እቲ ለሰ ሲዲም ድማ ጎዳጉዲ ቕጥራን መሊኡ ነበረ። ነገስታት ሲዶምን ጎሞራን ከኣ ሀዲሞም ኣብኡ ወደቑ። እቶም ዝተረፉ ድማ ናብ ከረን ሀደሙ።
11
እቲኣቶም ከኣ ናብ ሶዶምን ጎሞራን ኹሉ ገንዘብን ኩሉ ዚብላዕን ወሰዱ እሞ ኸዱ።
12
ሎጥ ወዲ ሓው ንኣብራም ድማ፡ ንሱ ኣብ ሶዶም ይነብር ነበረ እሞ። ምስናይ ገብዘቡ ሒዞሞም ኸዱ።
13
ሓደ ዘምለጠ ኽኣ ናብ ኣብራም እቲ እብራዊ፡ መጺኡ እዚ ነገሮ። ንሱ ድማ ኣብ ድዋታት መምሬ፡ እቲ ኣሞራዊ፡ ሓው ኣኤሽኮልን ሓው ዓኔርን ይቕመጥ ነበረ። ንሳቶም ከኣ ምስ ኣብራም ኪዳን ተኣኣታትዮም ነበሩ።
14
ኣብራም ድማ ሓው ኸም እተማረኽ ምስ ሰምዔ፡ ሰለስተ ሚእትን ዓሰርተው ሾሞንተን ኣብ ቤቱ እተወልዱ ፍቱናት ሰብ ኣዕጢቑ ክሳድ ዳን ደድሕሪኣኦም ሰዐበ።
15
ንሱን ግዙኣቱን ተመቒሎም ከኣ፡ ብለይቲ ወቕዕዎም፡ ክሳዕ ሆባ፡ ጸጋም ደማስቆ ድማ ሰጎጉዎም።
16
ኩሉ ገንዘብ ከኣ ኣምለሰ። ንሎጥ ሓውን ገንዘቡን ከምኡ ኽኣ ነተን ኣንስትን ነቲ ህዝብን ኣምለሰ።
17
ንክዳርላኦመርን ነቶም ምስኡ ዝነበሩ ነገስታትን ስዒሩ ኽምለስ ከሎ፡ ንጉስ ሰዶም ኪቕበሎ ናብ ለሰ ሻዌ፡ ንሱ ኽኣ ለሰ ንጉስ ወጸ።
18
መልከጼድቅ ንጉስ ሳሌም ድማ፡ ንሱ ኽኣ ካህን ልዑል ኣምላኽ፡ እንጌራን ወይንን ኣምጽኤ።
19
ንሱ ድማ፡ ኣብራም በቲ ልዑል ኣምላኽ፡ ጐይታ ሰማይን ምድርን፡ ብሩኽ ይኹን፡
20
እቲ ንጸላእኻ ኣብ ኢድካ ኣሕሊፉ ዝህበካ ልዑል ኣምላኽ ብሩኽ ይኹን፡ ኢሉ ባረኾ። ኣብራም ድማ ካብ ኩሉ ዕሽር ሃቦ።
21
ንጉስ ሶዶም ከኣ ንኣብራም፡ እቶ ሰባት ሀበኒ፡ እቲ ገንዘብ ድማ ንኣኻ ውሰዶ በሎ።
22
ኣብራም ግና ንንጉስ ሰዶም፡ ኢደይ ናብ እግዚኣብሄር፡ ልዑል ኣምላኽ ጐይታ ሰማይን ምድርን፡ ኣልዐልኩ።
23
ንኣብራም ኣነ ኣህብተምክዎ ኸይትብልሲ፡ በጃካቲ እቶብ ኣጉባዝ ዝበልዕዎ፡ ፈትሊ ኾነ፡ ስራኽ ሳእኒ ኮነ፡ ካብ ናትካ ዘበለ ገልኳ ኣይወስድን፡ ግደ እቶም ምሳይ ዝኸዱ ሰባት ድማ ኣኔርን ኤሽኮልን መምሬን፡ ንሳቶም ግዲኦም ይወስዱ በሎ።
24
ንኣብራም ኣነ ኣህብተምክዎ ኸይትብልሲ፡ በጃካቲ እቶብ ኣጉባዝ ዝበልዕዎ፡ ፈትሊ ኾነ፡ ስራኽ ሳእኒ ኮነ፡ ካብ ናትካ ዘበለ ገልኳ ኣይወስድን፡ ግደ እቶም ምሳይ ዝኸዱ ሰባት ድማ ኣኔርን ኤሽኮልን መምሬን፡ ንሳቶም ግዲኦም ይወስዱ በሎ።
← Chapter 13
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 15 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50