bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Genesis 47
Genesis 47
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 46
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 48 →
1
ዮሴፍ ድማ ኣቱ ፈርኦን፡ ኣቦይን ኣሕዋተይን ምስ ኣባጎዖምን ኣሓኦምን ኩሉ ዘለዎምን ካብ ምድሪ ኸነኣን መጺኦም እንሆ ድማ ኣብ ምድሪ ጎሴን ኣለው፡ ኢሉ ነገሮ።
2
ካብቶም ኣሕዋቱ ድማ ሓሙሽተ ሰብኣይ ወሲዱ ኣብ ቅድሚ ፈርኦን ኣብጽሖም።
3
ፈርኦን ከኣ ነሕዋቱ፡ ተግባርኩም እንታይ እዩ በሎም። ንፈርኦን ድማ ገላውኻ፡ ንሕናን ኣቦታትናን ጓሶት ኣባጊዕ ኢና በልዎ።
4
ንፈርኦን ከኣ፡ ኣብ ምድሪ ኸነኣን ጥሜት ኣዝዩ በርቲዑ እዮ እሞ፡ ኣባጊዕ ገላውኻ ዚጓስያሉ ድማ የልቦን እሞ፡ ኣብዛ ምድሪ እዚኣ ብስደት መጺእና ኣሎና፡ ሕጂ ኸኣ ገላውኻ ኣብ ምድሪ ጎሴን ኪቕመጡ ንልምነካ ኣሎና፡ በልዎ።
5
ፈርኦን ድማ ንዮሴፍ ኣቦኻን ኣሕዋትካን መጺኦምኻ።
6
ምድሪ ግብጺ ኣብ ቅድሜኻ እያ። ነቦኻን ኣሕዋትካን ከኣ ኣብዚ ምድሪ ኣብ ዝበለጸ ኣቐምጦም፡ ኣብ ምድሪ ጎሼን ይቀመጡ። ካባታቶም ከኣልቲ ሰባት እትፈልጦም እንተሎካ፡ ኣብ ማለትይ ዋናታት ገብሮም ኢሉ ተዛረቦ።
7
ዮሴፍ ከኣ ነቦኡ ያእቆብ ኣምጺኡ ኣብ ቅድሚ ፈርኦን ደው ኣበሎ፡ ያእቆብ ንፈርኡን መረቖ።
8
ፈርኦን ከኣ ንያእቆብ ዘበን ህይወትካ ኽንደይ ዓመታት እዩ፡ በሎ።
9
ያእቆብ ድማ ንፈርኦን ዓመታት ዘበን ስደተይ ሚእትን ሰላሳን ዓመት እየን። ዓመታት ዘበን ህይወተይ ሒደትን ክፉኣትን እየን። ክንዲ እቲ ዓመታት ዘበን ህይወት ኣቦታተይ ብዘበን ስደቶም ኣይኣኸላን በሎ።
10
ያእቆብ ድማ ንፈርኦን መሪቑ ኻብ ቅድሚ ፈርኦን ወጸ።
11
ዮሴፍ ከኣ ነቦኡን ነሕዋቱን ኣስፈሮም፡ ከምቲ ፈርኦን ዝኣዘዞ ኣብ ሃገር ግብጺ ኣብታ ዝበለጸት ምድሪ ኣብ ምድሪ ራዕምሲስ ርስቲ ሃቦም።
12
ዮሴፍ ድማ ነቦኣኡን ነሕዋቱን ንኹሉ ቤት ኣቡኡን ሓለየ፡ ከከም ብዝሒ ቖልዑኦም እናገበረ ይምግቦም ነበረ።
13
እቲ ጥሜት ኣዝዩ ስለ ዝበርትዔ ድማ ኣብ ኩላ ምድሪ እንጌራ ኣይነበረን። ምድሪ ግብጺስን ምስሪ ኸነኣንን ከኣ ብምኽንያት ጥሜት ቃህመማ።
14
ዮሴፍ ድማ በቲ ዝሸመትዎ እኽሊ ኣብ ምድሪ ግብጽን ኣብ ምድሪ ኸነኣንን እተረኸበ ኹሉ ገንዘብ ኣከበ። ዮሴፍ ከኣ ነቲ ገንዘብ ናብ ቤት ፈርኦን ኣእተዎ።
15
ኣብ ምድሪ ግብጽን ኣብ ምድሪ ኸነኣንን ገንዘብ ምስ ተወድኤ ድማ ኹሎም ግብጻውያን ናብ ዮሴፍ መጺኦም ስለምንታይ ኣብ ቅድሜኻ እንመውት ገንዘብ ተወዲኡ እዩ እሞ፡ እንጌራ ሀበና በልዎ።
16
ዮሴፍ ከኣ፡ ገንዘብ እንተ ተወዲኡስ ማልኩም ኣምጽኡ ኣብ ክንዲ ማልኩም ክህበኩም በለ።
17
ማሎም ከኣ ናብ ዮሴፍ ኣምጽኡ። ዮሴፍ ድማ ኣብ ክንዲ ኣፍራስን ኣብ ክንዲ መጓሰ ኣባጊዕን ኣብ ክንዲ መጋርያ ኣሓን ኣብ ክንዲ ኣእዱግን እንጌራ ሀቦም። በታ መዓልቲ እቲኣ ኣብ ክንዲ ኹለን ማሎም እንጌራ መገቦም።
18
እታ ዓመት እቲኣ ምስ መልኢት ገንዘብ ከም እተውጽኤ፡ ንጎያትይ ኣይንሓብኣሉን፡ እተን መጓሴታት ማል ድማ ምስ ጐይታይ ገለኳ ኣይተረፈን።
19
ከመይ ንሕናን ምድርናን ኣብ ቅድሚ ኣዒንትኻ እንመውት ንኣናን ንምድርናን ብእንጌራ ተሻየጠና። ንሕናን ምድርናን ድማ ባሮት ፈርኦን ንኹን። ምእንቲ ኽንነብር እምበር ኸይንመውት፡ እታ ሃገር ከኣ ኸይትባድምሲ ዘርኢ ሀበና፡ በልዎ።
20
ግብጻውያን ጥሜት ስለ ዝበርትዖም ከኣ፡ ነፍስ ወከፎም ገግራቶም ክትከውን ተሻየጣ፡ እታ ምድሪ ድማ ናይ ፈርኡን ኮነት።
21
ናታ ህዝቢ ኸኣ ካብታ፡ ሓንቲ ወሲዶም ግብጺ ኽሳዕ እታ ኻልኣይቲ ወሰና፡ ናብ ከተማታት ኣግዐዞ።
22
እቶም ካህናት ካብ ፈራኦን ክትህቡ ኢኹም፡ ኣርባዕትር ኣፍ ከኣ ንኣኻትኩም ንሱ ንዘራኢ ግራትን ንቐለብኩምን ኪኸውን እዩ። በሎም።
23
ንሳቶም ድማ ንስኻ ኣድሓንካና ኣብ ቅድሚ ጐይታይ ደኣ ሞጎስ ንርከብ እምበር ባሮት ፈርኦን ንኸውን በሉ።
24
ንሳቶም ድማ ንስኻ ኣድሓንካና ኣብ ቅድሚ ጐይታይ ደኣ ሞጎስ ንርከብ እምበር ባሮት ፈርኦን ንኸውን በሉ።
25
ንሳቶም ድማ ንስኻ ኣድሓንካና ኣብ ቅድሚ ጐይታይ ደኣ ሞጎስ ንርከብ እምበር ባሮት ፈርኦን ንኸውን በሉ።
26
ዮሴፍ ነዚ፡ ብዛዕባ ምድሪ ግብጺ ሕምሻ ንፈርኦን ኪኸውን ኽሳዕ ሎሚ ዘሎ ሕጊ ኣቐመ። ምድሪ ኻህናት በይና ጥራ ንፈርኦን ኣይኮነትን።
27
እስራኤል ድማ ኣብ ምድሪ ግብጺ ኣብ ሃገር ጎሴን ተቐመጠ። ኣብኣ ኸኣ ተረስተዩ ፈረዩ፡ ኣዝዮም ድማ በዝሑ።
28
ያእቆብ ድማ ኣብ ምድሪ ግብጺ ዓሰረተው ሾብዓተ ዓመት ገበረ፡ ዕድመ ያእቆብ፡ ዝበን ህይወቱ ድማ ሚእትን ኣርብዓን ትሽዓተን ዓመት ኮነ።
29
እስራኤል ከኣ ኺመውት መዓልቱ ቐረበት። ንዮሴፍ ወዱ ጸዊዑ ድማ ኣብ ቅድሜኻ ሞገስ እንተ ደኣ ረኺበስ፡ ኢድካ ናብ ትሕቲ ሰለፈይ ኣእቱ እሞ ኣብ ምድሪ ግብጺ ኸይትቐብሩኒ በጃኻ ምሕረትን እምነትን ግበረለይ።
30
ምስ ኣቦታተይ ምስ ዝድቅስ ግና፡ ካብ ግብጺ ተሰኪምካ ኣብ መቓብሮም ቅበረኒ በሎ። ንሱ ኸኣ ኣነ ኸም ዘረባኻ እገብር በሎ።
31
መሐለለይ በለ። መሓለሉ ድማ። እስራኤል ከ እብ ትርኣስ ዓራቱ ሰገደ።
← Chapter 46
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 48 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50