bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Genesis 49
Genesis 49
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 48
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 50 →
1
ያእቆብ ንደቁ ጸዊዒ፡ በተን ዳሕሮት መዓልትታት ዘረኽበኩም ክንግረኩምሲ ተኣከቡ በሎም።
2
ኣቱም ደቂ ያእቆብ ተኣከቡ እሞ ሰምዑ። ነቦኹም እስራኤል ከኣ ጽን በሉ።
3
ሮቤል ንስኻ በኹረይ ኢኻ ሐይለየን ቀዳማይ ጽንዓተይን ብኽብረት ብሉጽ ብስልጣን ከኣ ብሉጽ።
4
ከም ፍሉሕ ማይ ገንፈልካ። ናብ መደቀስ ኣቦኻ ደየብካ ሽዑ ኣርኪስካዮ ኢኻ እሞ ብልጫ ኣይትረክብን። ናብ ዓራተይ ደየበ።
5
ስምኦን ሌውን ኣሕዋት እዮም። ኣስያፎም ኣጽዋር ዓመጻ እዩ፡
6
ብቑጥዓኦም ሰብኡት ቀተሉ፡ ብኩራኦም ብርቱዕ ነድሮም ከኣ ጨካን ነበረ እሞ ርጉም ይኹን። ኣብ ያእቆብ ክመቓቕሎም ኣብ እስራኤል ድማ ፋሕ ከብሎም እየ።
7
ኣታ ይሁዳ ኣሕዋትካ ኼመስግኑኻ እዮም ኢድካ ኣብ ክሳድ ጸላእትኻ ኽትከውን እያ፡ ደቂ ኣቦኻ ኺሰግዱልካ እዮም።
8
ኣታ ይሁዳ ኣሕዋትካ ኼመስግኑኻ እዮም ኢድካ ኣብ ክሳድ ጸላእትኻ ኽትከውን እያ፡ ደቂ ኣቦኻ ኺሰግዱልካ እዮም።
9
ይሁዳ ሽደን ኣንበሳ እዩ። ወደይ ካብ ምርኮ ደየብካ። ከም ኣንበሳ ተኾርምዮ ደቀሰ፡ ከም ኣንስተይቲ ኣንበሳ እኳ ደኣ መን የተንስኦ፡
10
ሺሎ ሳዕ ዚመጽእ ካብ ይሁዳ በትሪ ዘንጊ ገዛኢ ኸኣ ካብ ማእከል ኣእጋሩ ኣይዝምብልን። ህዝብታት ይእዘዝዎ።
11
ንገልገሉ ኣብ ጉንዲ ወይኒ፡ ንዒሉ እታ ኣድጉ ኸኣ ኣብ ብሉጽ ጨንፈር ወይኒ ይኣስር። ክዳውንቱ ብወይኒ ነጻለኡ ድማ ብደም ዘቢብ ይሓጽብ።
12
ኦኢንቱ ብወይኒ ኪቐሓ፡ ኣስናኑ ኸኣ ብጸባ ኺጽዕድዋ እየን።
13
ዛብሎን ኣብ ገምገም ባሕሪ፡ ንሱ ድማ ኣብቲ መዕረፍ መራኽብ ይነብር፡ ጎድኑ ኸኣ ኣብ ሲዶን ይጽጋዕ።
14
ይሳኮር ሓያል ኣድጊ እዩ፡ ኣብ መንጎ ደምቤታት ማል ይድቅስ።
15
እታ መዕረፊት ጽቡቕቲ እታ ምድሪ ድማ ልምዕቲ ኸም ዝኾነት ረአየ። እሞ መንኩቡ ንምስካም ኣትሐተ ጸዓራይ ግዙእ ድማ ኮነ።
16
ዳን ከም ሓደ ኻብ ነገዳት እስራኤል ኮይኑ፡ ንህዝቡ ኺዳኒ እዩ።
17
ዳን ኣብ መገዲ ተመን፡ ኣብ ጓል መገዲ ድማ ቀራን ተመን ኪኸውን እዩ። ንፈረስ ሸኾናኡ ይነኽሶ፡ ንፈረሰኛ ኸኣ ንድሪት የውድቖ።
18
ዎ እግዚኣብሄር ንምድሓንካ እጽበ ኣሎኹ።
19
ንጋድ ጭፍራታት ኬጭንቕዎ እዮም ንሱ ግና እግርእግሮም ኬጨንቖም እዩ።
20
ካብ ኣሴር ስብሒ እንጌራኡ ይመጽእ ንስ ድማ ጣዕሚ ነገስታት ይህብ።
21
ንፍታሌም እተፈነወት እራብ፡ ጥዑም ቃል ዚህብ እዩ።
22
ዮሴፍ ፈራዩት ጨንፈር ኣብ ጥቓ ዓይኒ ማይ ዘላ ፈራይት ጨንፈር እዩ። ጨናፍሩ ኣብ ልዕሊ መከባብያ ይዝርግሕ።
23
ቀስተኛታት እዐብዎ ፍላጻ ወርዊሮም ድማ ሰጎጉዎ።
24
ቀስቱ ግና ጸኒዑ ይነብር ቀላጽም ኣእዳው ድማ ብእዳው እቲ ናይ ያእቆብ ሓያል፡ በቲ ሓላውን ከውሒ እስራኤልን ጸንዓ።
25
በቲ ዚረድኣካ ኣምላኽ ኣቦኻ፡ በቲ ዚባርኸካ ኹሉ ዚኽእል፡ ካብ ላዕሊ በረኸት ሰማይ ካብቲ ኣብ ታሕቲ ተዘርጊሑ ዘሎ ዓሚቑ ድማ በረኸት፡ ካብ ኣጥባትን ካብ ማሕጸንን ከኣ በረኸት።
26
ካብ በረኸት ኣቦሓጎታተይ በረኸት ኣቦኻ ይዐዝዝ። ክሳዕ ናብ ወሰን እቶም ኩርባታት ዘለኣለም ይበጽሑ። ንሱ ኣብ ልዕሊ ርእሲ ዮሴፍ ኣብ ናላ እቲ መስፍን ኣሕዋቱ ኪኸውን እዩ።
27
ብንያም ዘራፊ ተኹላ እዩ። ንግሆ ዝዘረፎ ይበልዕ፡ ምሸት ከኣ ዝማረኾ ይመቅል።
28
እዚኣቶም ኩላቶም ዓሰርተው ክልተ ነገድ እስራኤል እዮም። በቲ ኣቦኦም እተዛረቦምን ዝመረቖምን ከኣ እዚ እዩ። ንነፍስ ወከፍ ከከም ምርቓኡ መረቖም።
29
ከምዚ ኢሉ ድማ ኣዘዞም ኣነ ናብ ህዝበይ ክእከብ እየ። ኣብታ ግራት ዔፎሮን ሔታዊ ዘላ በዓቲ ኸኣ ኣብታ ኣብ ግራት ማክጴላ ኣብ መንጽር መምሬኣብ ምድሪ ኸንኣን ካብ ዔፎን ሔታዊ ምስታ ግራት እተሻየጣ በዓቲ ምስ ኣቦታተይ ቅበሩኒ።
30
ከምዚ ኢሉ ድማ ኣዘዞም ኣነ ናብ ህዝበይ ክእከብ እየ። ኣብታ ግራት ዔፎሮን ሔታዊ ዘላ በዓቲ ኸኣ ኣብታ ኣብ ግራት ማክጴላ ኣብ መንጽር መምሬኣብ ምድሪ ኸንኣን ካብ ዔፎን ሔታዊ ምስታ ግራት እተሻየጣ በዓቲ ምስ ኣቦታተይ ቅበሩኒ።
31
ንኣብራህምን ንሳራ ሰበይቱን ኣብኣ ቐበሮምው፡ ንይስሃቅን ንሰበይቱ ርብቃን ከኣ ኣብኣ ቐበርዎም፡ ኣነ ድማ ንልያ ኣብኣ ቐበርክዋ።
32
እታ ግራትን ኣብኣ ዘላ በዓትን ካብ ደቂ ሓኤት ተዐደገት።
33
ያእቆብ ንደቁ እዚ ኣዚዙ ምስ ወድኤ ኣእጋሩ ናብ ግራት ኣከበ፡ ነፍሱ ድማ ወጸት ናብ ህዝቡውን ተኣከበ።
← Chapter 48
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 50 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50