bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Genesis 48
Genesis 48
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 47
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 49 →
1
ኮነ ድማ ድሕርዚ ነገርዚ ንዮሴፍ እንሆ ኣቦኻ ሓሚሙ በልዎ። ንሱ ኸኣኣ ንኽልቲኦም ደቁ፡ ንምናሴን ኤፍሬምን ምስኡ ወሰዶም።
2
ንያእቆብ ድማ እንሆ ወድኻ ዮሴፍ መጺኡካ ኢሎም ነገርዎ። እስርኤል ከኣ ተጋዲሉ ኣብ ዓራቱ ኾፍ በለ።
3
ያእቆብ ድማ ንዮሴፍ በሎ እቲ ኹሉ ዚኽእል ኣምላኽ ንሉዝ ኣብ ምድሪ ኸነኣን ተራእየኒ ባረኸኒ ኸኣ፡
4
እንሆ ኣነ ኽፍርየካን ከብዝሓካን ንብዙሕ ህዝብታት ከኣ ክገብረካ እየ ብድሕሬኻ ድማ እዛ ምድሪ እዚኣ ንዘርእኻ ርስቲ ዘለኣለም ገይረ ኽህቦ እየ በለኒ።
5
ሕጂ ኸኣ ኣቶም ኣነ ናባኻ ናብ ግብጺ ኸይመጻእኩኻ ኣብ ምድሪ ግብጺ እተወልዱልካ ክልቲኦም ደቅኻ ነተይ እዮም። ኤፍሬምን ምናሴን ከም ሮቤልን ስምኦንን ናተይ ኪኾኑ እዮም።
6
ብድሕሪኣኦም እትወልዶም ውሉድ ከኣ ንኣኻ ይኹኑ። ኣብቲ ርስቶም ብስም ኣሕዋቶም ይስመዩ።
7
ኣነ ድማ ካብ ጳዳን ምስ መጻእኩ፡ ኣብ ምድሪ ኸነኣን ንኤፍራታ ቕሩብ ምስ ተረፈትኒ ኣብ መገዲ ኸለኹ ራሄል ሞተትኒ። ኣብ መገዲ ኤፍራታ ኽኣ፡ ንሳ ቤትልሄም ኣቡኡ ቐበርክዋ።
8
እስራኤል ድማ ንደቂ ዮሴፍ ርእዩ፡ እዚኣቶም ኣንታዎት እዮም በለ።
9
ዮሴፍ ከኣ ነቦኡ፡ እዚኣቶም ኣምላኽ ኣብዚ ዝሀበኒ ደቀይ እዮም በሎ። ንሱ ድማ ክምርኦምሲ በጃኻ ናባይ ኣቕርቦም በለ።
10
ኣዒንቲ እስራኤል ከኣ ካብ እርግና ኣተላዕለ ለቑተን ነበራ እሞ ኪርኢ ኣይከኣለን። ናብኡ ድማ ኣቕረቦም ንሱ ኸኣ ሰዐሞም ሓቖፎምውን።
11
እስራኤል ድማ ንዮሴፍ ገጽካ ኣርኢ ኢለ ኣይሓስበኩን ነይረ፡ ኣምላኽ ከኣ እንሆ፡ ንዘርእኻ ድማ ኣርኣየኒ በሎ።
12
ዮሴፍ ከኣ ካብ ኣብራኹ ኣግልስ ኣቢልዎም ብገጹ ናብ ምድሪ ወሲዱ፡ ንኤፍሬም ብየመኑ ናብ ጸጋም እስራኤል፡ ንምናሴ ኸኣ ብጸጋሙ ናብ የማን እስራኤል ገይሩ ናብኡ ኣቕረቦም።
13
እስራኤል ድማ ምናሴ በኺሩ ነበረ እሞ ኣእዳው ኣመሓሊፋ የማነይቲ ኢዱ ዘርጊሑ ኣብ ርእሲ ኤፍሬም ንሱ ኸኣ እቲ ንእሽቶ፡ ጸገመይቲ ኢዱ ኣብ ርእሲ ምናሴ ኣንበረ።
14
እስራኤል ድማ ምናሴ በኺሩ ነበረ እሞ ኣእዳው ኣመሓሊፋ የማነይቲ ኢዱ ዘርጊሑ ኣብ ርእሲ ኤፍሬም ንሱ ኸኣ እቲ ንእሽቶ፡ ጸገመይቲ ኢዱ ኣብ ርእሲ ምናሴ ኣንበረ።
15
ንዮሴፍ ከኣ፡ እቲ ኣቦታተይ ኣብርሃምን ይስሃቅን ኣብ ቅድሚኡ ኣተመላለሱ ኣምላኽ፡ እቲ ኻብ ዝውለድ ጀሚሩ ኽሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ዝመገበኒ ኣምላኽ።
16
እቲ ኻብ ኹሉ ክፋእ ዘድሓነኒ መልኣኽ፡ ንሱ ነዞም ደቂ እዚኣኦም ይባርኽ። ስመይን ስም ኣቦታተይ ኣብርሃምን ይስሃቅን ኣባታቶም ይጽዋዕ። ኣብ ማእከል ምድሪ ንምብዛሕ ድማ ይሰስኑ።
17
ዮሴፍ ከኣ ኣቡኡ የማነይቲ ኢዱ ኣብ ርእሲ ኤፍሬም ከም ዘነብረ ምስ ረአየ፡ ጎሀየ እሞ ካብ ርእሲ ኤፍሬም ኣልዒሉ ናብ ርእሲ ምናሴ ኼሕልፋ ደልዩ፡ ኒድ ኣቦኡ ሐዛ።
18
ዮሴፍ ድማ ነቦኡ፡ ኣቦየ ከኡ ኣይኮነን፡ እቲ በኹሪ እዚ እዩ እሞ የመነይትኻ ኣብ ርእሱ ኣንብር በሎ።
19
ኣቡኡ ግና ኣበየ ፈሊጠ ወደይ ፈሊጠ ኣሎኹ። ንሱ ድማ ህዝቢ ኪኸውን እዩ ንሱ ድማ ዓብዩ ኪኸውን እዩ፡ ዘርኡውን ብዙሕ ህዝብታት ኪኸውን እዩ፡ ድማ በሎ።
20
በታ መዓልቲ እቲኣ ኸኣ ከምዚ ኢሉ መረቖም እስራኤል፡ ኣምላኽ ከም ኤፍሬምን ከም ምናሴን ይግበርካ፡ ኢሉ ብኣኻ ኺምረቕ እዩ። ንኤፍሬም ከኣ ቅድሚ ምናሴ ገበሮ።
21
እስርኤል ድማ ንዮሴፍ እንሆ ኣነ እመውት ኣሎኹ ከኣ ምሳኻትኩም ኪኸውን እዩ። ናብ ምድሪ ኣቦታትኩም ድማ ኪመልሰኩም እዩ።
22
ንኣኻ ድማ እታ ኻብ ኢድ ኣሞራውያን ብሴፈይ ብቐስተይን ዝወሰድክዋ ሓለፋ ኣሕዋትካ ሓደ ኽፍሊ ሂበካ ኣሎኻ።
← Chapter 47
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 49 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50