bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Genesis 50
Genesis 50
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 49
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
1
ዮሴፍ ኣብ ገጽ ኣቡኡ ወዲቑ ኣብ ልዕሊኡ በኸየ ሰዐሞ ድማ።
2
ዮሴፍ ከኣ ነቶም ፈዋሶ ገላውኡ ነቦኡ ብቕዱይ ቅብኢ ኪለኽይዎ ኣዘዞም። እቶም ፈዋሶ ድማ ብቕዱይ ቅብኢ ለኸይዎ።
3
መዓልታት ምልካይ ከምኡ እየን ዝፍጸማ እሞ ኣርብዓ መዓልቲ መሊኡኩ። ግብጻውያን ድማ ሰብዓ መዓልቲ በኸዩሉ
4
መዓልታት ሓዘን ምስ ሓለፉ ኸኣኣ፡ ዮሴፍ ንቤት ፈርኦን ተዛረቦም በሎም ድማ፡ ኣብ ቅድሜኹም ሞገስ እንተ ደኣ ረኺበስ በጃኹም ንፈርኦን ኣብ እዝኑ ኸምዚ ኢልኩም ንገሩለይ፡
5
ኣቦይ እንሆ ኣነ እመውት ኣሎኹ። ኣብታ ኣብ ሃገር ከነኣን ንኣይ ኢለ ዝኾዐትክዋ መቓብረይ ኣብኣ ቕበረኒ ኢሉ ኣምሒሉኒ እዩ። ሕጂ ኸኣ ክኸይድ እሞ ነቦይ ቀቢረ ኽምለስ ፍቐደለይ’
6
ፈርኦን ድማ ደይብ እሞ ከምቲ ዘምሓለካ ነቦኻ ቕበሮ በለ።
7
ዮሴፍ ከኣ ነቦኡ ኪቐብሮ ደየብ። ኩላቶም ገላው ፈርኦንን ዓበይቲ ቤቱን፡ ኩላቶም ዓበይቲ ሀግር ግብጺ ድማ ምስኡ፡
8
ኩላቶም ስድራ ቤት ዮሴፍን ኣሕዋቱን ስድራ ቤት ኣቡኡን ድማ ደየቡ። ቆልዑኦምን ኣብጊዖምን ኣሓኦምን ጥራይ ኣብ ምድሪ ጎሼን ሓደጉ።
9
ሰረገላታትን ፈረሰኛታት ድማ ምስኡ ደየቡ እሞ ኣዝዩ ብዙሕ ጭፍራ ነበረ።
10
ናብታ ኣብ ማዕዶ ዮርዳኖስ ዘላ ዓውዲ ኣጣድ ከኣ መጹ፡ ኣብኣ ድማ ኣዝዩ ብርቱዕ ብኽያት በኸዩሉ። ነቡኡ ሾብዓተ መዓልቲ መልቀስ ገብረሉ።
11
እቶም ኣብታ ሃገር ዚቕመጡ ከነኣናውያን ድማ ነቲ ኣብ ዓውደ እጣድ ዝኾነ መልቀስ ምስ ረኣዩ፡ እዚ ዓብዩ መልቀስ ግብጻውያን እዩ በሉ። ስለዚ ኸኣ ስማ ኣቤልሚስራይም ተባህለት። ንሳ ኣብ ማዕዶ ዮርዳኖስ ዘላ እያ።
12
ደቁ ድማ ከምቲ ዝኣዛዞም ገብረሉ።
13
እቶም ደቁ ኸኣ ጸይሮም ናብ ምድሪ ኸነኣን ወሰድዎ ኣብታ ኣብ መንጽር መምሬ ዘላ ኣብርሃም ርስቲ ንመቓብር ኢሉ ኻብ ዔፍሮን ሔታዊ ምስታ ግራት እተሻየጣ ኣብ በዓቲ ግራት ምክጴላ ቐበርዎ።
14
ዮሴፍ ነቡኡ ምስ ቀበሮ፡ ንሱ ምስ ኣሕዋቱን ምስቶም ናቡኡ ኪቐብሩ ምስኡ ዝደየቡ ኹላቶም ናብ ግብጺ ተመልሰ።
15
ኣሕዋት ዮሴፍ ኣብኦም ከም ዝሞተ ምስ ረአዩ፡ ምናልባሽ ዮሴፍ ይጸልኣና እሞ፡ እቲ ዝገብርናዮ ኹሉ ኽፉእ ከኣ የድዮና በሉ።
16
ንዮሴፍ ድማ ኣቦኻ ቕድሚ ሞቱ ኸምዚ ኢሉ ኣዘዘ፡ ኢሎም ለኣኽሉ፡
17
ዮሴፍ እቲ ክፉእ ዝገብሩኻ በደል ኣሕዋትካን ሓጢኣቶምን ሕደገሎም ሕድርኻ በልዎ። ሕጂ ኸኣኣ በደል ባሮት ኣምላኽ ኣቦኻ ይቕረ ኽትብል፡ ንልምነካ ኣሎና። ዮሴፍ ከኣ ምስ ተዛረብዎ በኸየ።
18
እቶም ኣሕዋቱ ድማ ከይዶም ኣብ ቅድሚኡ ፍግም ኢሎም ወደቑ፡ እንሆ ንሕና ገላውኻ ኢካ ከኣ በልዎ።
19
ዮሴፍ ድማ ኣይትፍርሁ፡ ኣነዶ ኣብ ክንዲ ኣምላኽ እየ፡
20
ንስኻትኩም ንኽፉኤይ ሓሰብኩም፡ እግዚኣብሄር ግና፡ ከምቲ ሎሚ ኾይኑ ዝለኦ ኽገብር ብዙሕ ህዝቢ ምእንቲ ኼድሕን ንጽቡቕ ሐአበ።
21
ሕጂ ኸኣ ኣይትፍርሁ። ኣነ ንኣኻትኩም ንቑልዑኹምን ኪቕልበልኩም እየ በሎም። ኣጸናንዖምን ድማ ንልቦምብ ዜሕጉስውን ተዛረቦም።
22
ዮሴፍ ድማ፡ ንሱን ቤት ኣቡኡን ኣብ ግብጺ ተቐመጡ። ዮሴፍ ከኣ ሚእትን ዓሰርተን ዓመት ገይሩ ነብሩ።
23
ዮሴፍ ድማ ንደቂ ኤፍሬም ክሳዕ ሳልሳይ ወለዶ ረአየ። ደቂ ሚኪር ወዲ ምናሴ ኸኣ ኣብ ብርኪ ዮሴፍ ተወልዱ።
24
ዮሴፍ ድማ ነሕዋቱ ኣነ እመውት ኣሎኹ። ኣምላኽ ግና ብሓቂ ኺብጽሓኩም እዩ፡ ካብዛ ምድሪ እዚኣ ኸኣ ናብታ ንኣብርሃምን ንይስሃቅን ንያእቆብን ዝመሓለሎም ምድሪ ኼድይበኩም እዩ። በሎም።
25
ዮሴፍ ድማ ንደቂ እስራኤል ኣምላኽ ብሓቂ ኺበጽሓኩም እዩ እሞ፡ ነዕጽዎተይ ካብዚ ኣደይብዎ፡ ኢሉ ኣምሓሎም።
26
ዮሴፍ ወዲ ሚእትን ዓሰርተን ዓመት ምስ ኮነ ሞተ። ብቕዱይ ቅብኢ ድማ ለኸይዎ ኣብ ሳጹን ገይሮም ከኣ ኣብ ግብጺ ኣንበርዎ።
← Chapter 49
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50