bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Genesis 5
Genesis 5
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 4
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 6 →
1
መጽሓፍ ወለዶ ኣዳም እዚ ኢዩ፡ ኣምላኽ በታ ንሰብ ዝፈጠረላ መዓልቲ ብምስሊ ኣምላኽ ገበሮ።
2
ተባዕታይን ኣንስታይን ገይሩ ፈጠሮም ባረኾም ድማ። በታ እተፈጥሩላ መዓልቲ ክኣ ስሞም ኣዳም ኢሉ ኣውጽኣሎም።
3
ኣዳም ድማ ሚእትን ሰላሳን ዓመት ገብረ፡ ከም መልክዑ ኽኣ ንእኡ ዝመስል ወዲ ወለደ፡ ስሙውን ሴት ኣውጽኣሉ።
4
ዕድመ ኣዳም ድሕርቲ ንሴት ምስ ወለደ፡ ሾሞንተ ሚእቲ ዓመት ኮነ። ኣወዳትን ኣዋልድን ከኣ ወለደ።
5
ኣዳም ዝነበሮ ኹሉ ዕድሜኡ ትሽዓተ ሚእትን ሰላሳን ዓመት ኮነ። ሞተ ኽኣ።
6
ሴት ድማ ሚእትን ሓሙሽተን ዓመት ገበረ፡ ንሄኖክ ከኣ ወለደ።
7
ሴት ንሄኖስ ምስ ወለደ ድማ፡ ድሕሪኡ ሾሞንተ ሚእትን ሾብዓተን ዓመት ገብረ፡ ኣወዳትን ኣዋልድን ድማ ወለደ።
8
ኩሉ ዕድመ ሴት፡ ትሸዓተ ሚእትን ዓሰርተው ክልተን ዓመት ኮነ። ሞተ ኽኣ።
9
ሄኖስ ድማ ተስዓ ዓመት ገብረ፡ ንቃይናን ክኣ ወለደ።
10
ሄኖስ ድማ ድሕርቲ ንቃይናን ምስ ወለደ፡ ሾሞንተ ሚእትን ዓሰርተው ሓሙሽተን ዓመት ገብረ፡ ኣወዳትን ኣዋልድን ከኣ ወለደ።
11
ኩሉ ዕድመ ሄኖስ ትሸዓተ ሚእትን ሓሙሽተን ዓመት ኮነ። ሞተ ድማ ።
12
ቃይናን ከኣ ሰብዓ ዓመት ገብረ፡ ነመሃላልኤል ድማ ወለደ።
13
ቃይናን ነመሃላልኤል ምስ ወለደ ኽኣ፡ ድሕርኡ ሾሞንተ ሚእትን ኣርብዓን ዓመት ገብረ፡ ኣወዳትን ኣዋልድን ድማ ወለደ።
14
ኩሉ ዕድመ ቃይናን ከኣ ትሽዓተ ሚእትን ዓሰርተን ዓመት ኮነ። ሞተ ድማ።
15
መሃላልኤል ከኣ ስሳን ሓሙሽተን ዓመት ገብረ፡ ንያሬድ ድማ ወለደ።
16
መሃላልኤል ንያሬድ ምስ ወለደ ኽኣ፡ ድሕሪኡ ሾሞንተ ሚእትን ሰላሳን ዓመት ገብረ፡ ኣወዳትን ኣዋልድን ድማ ወለደ።
17
ኩሉ ዕድመ መሃላልኤል ከኣ ሾሞንተ ሚእትን ተስዓን ሓሙሽተን ዓመት ኮነ። ሞተ ድማ።
18
ያሬድ ክኣ ሚእትን ስሳን ክልተን ዓመት ገብረ፡ ንሄኖክ ድማ ወለደ።
19
ያሬድ ንሄኖክ ምስ ወለደ ኽኣ፡ ድሕሪኡ ሾሞንተ ሚእቲ ዓመት ገብረ፡ ኣወዳትን ኣዋልድን ድማ ወለደ።
20
ኩሉ ዕድመ ያሬድ ከኣ ትሽዓተ ሚእትን ስሳን ክልተን ዓመት ኮነ። ሞተ ኽኣ።
21
ሄኖክ ድማ ስሳን ሓሙሽተን ዓመት ገብረ ንማቱሳላ ኽኣ ወለደ።
22
ሄኖክ ማቱሳላ ምስ ወለደ ኽኣ፡ ድሕሪኡ ሰለስተ ሚእቲ ዓመት ምስ ኣምላኽ ተማላለሰ፡ ኣወዳትን ኣዋልድን ከኣ ወለደ።
23
ኩሉ ዕድመ ሄኖክ ድማ ሰለስተ ሚእትን ስሳን ሓሙሽተን ዓመት ኮነ።
24
ሄኖክ ከኣ ምስ ኣምላኽ ተማላለሰ፡ ኣምላኽ ወሲድዎ ኢዩ እሞ ኣይተራእየን።
25
ማቱሳላ ስማ ሚእትን ሰማንያን ሾብዓተን ዓመት ገብረ፡ ንላሜክ ከኣ ወለደ።
26
ማቱስላ ንላሜክ ምስ ወለደ ኽኣ፡ ድሕሪኡ ሾብዓተ ሚእትን ሰማንያን ክልተን ዓመት ገብረ፡ ኣወዳትን ኣዋልደን ከኣ ወለደ።
27
ኩሉ ዕድመ ማቱስላ ኽኣ ትሽዓተ ሚእትን ስሳን ትሽዓተን ዓመት ኮነ። ሞተ ድማ።
28
ላሜክ ከኣ ሚእትን ሰማንያን ክልተን ዓመት ገብረ፡ ወዲ ድማ ወለደ።
29
ኣብዚ እግዚኣብሄር ዝረገማ ምድሪ ኻብ ዘሎ ዕዮናን ካብ ጻዕሪ ኢድናን እዚ ኼጸናንዓና ኢዩ፡ ኢሉ ስሙ ኖህ ኣውጽኣሉ።
30
ላሜክ ንኖህ ምስ ወለደ ኽኣ ድሕሪኡ ሓሙሽተ ሚእትን ተስዓን ሓሙሽተን ኦኣመት ገብረ፡ ኣወዳትን ኣዋልድን ድማ ወለደ።
31
ኩሉ ዕድመ ላሜክ ከኣ ሾብዓተ ሚእትን ሰብዓን ሾብዓተን ዓመት ኮነ። ሞተ ድማ።
32
ኖህ ክኣ ወዲ ሓሙሽተ ሚእቲ ዓመት ኮነ፡ ኖህ ድማ ንሴምን ንካምን ንያፌትን ወለደ።
← Chapter 4
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 6 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50