bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Genesis 38
Genesis 38
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 37
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 39 →
1
በቲ ወርሓት እቲ ኽኣ ኾነ፡ ይሁዳ ኻብ ኣሕዋቱ ወሪዱ፡ ናብ ሒራ ዝስሙ ኣዱላማዊ ሰባኣይ ኣተወ።
2
ይሁዳ ኣቡኣ ጓል ሹዓ ዝስሙ ከነኣናዊ ሰብኣይ ረኣኣየ፡ ወሲዱ ኸኣ ኣተዋ።
3
ንሳ ጠነሰት ወዲውን ወለደት፡ ስሙ ድማ ዔር ኣውጽኣትሉ።
4
ደጊማ ኸኣ ጠነሰት ወዲውን ወለደት፡ ስሙ ድም ኦናን ኣውጽኣትሉ።
5
ከም ብሓድሽ ከኣ ደጊማ ወይ ወለደት ስሙ ውን ሼላ ኣውጽኣትሉ። ንኣኡ ኽትወልድ ከላ ይሁዳ ኣብ ከዚብ ነበረ።
6
ይሁዳ ድማ ንዔር በኹሪ ወዲ ታማር ዝስማ ሰበይቲ ኣምጽኣሉ።
7
ዔር በኹሪ ይሁዳ ግና ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ክፋእ ነበረ፡ እግዚኣብሄር ከኣ ቀተሎ።
8
ሽዑ ይሁዳ ንኣናን፡ ናብ ሰበይቲ ሓውካ እቶ እሞ ውረሳ፡ ንሓውካ ድማ ዘርኢ ኣቖም በሎ።
9
ኦናን ግና እቲ ዘርኢ ንእኡ ኸም ዘይከውን ፈለጠ። ኮነ ኽኣ፡ ናብ ሰበይቲ ሓው ምስ ዚኣቱ፡ ንሓው ዚርኢ ምእንቲ ኸይህብ ኢሉ ናብ ምድሪ ኽዐዎ።
10
እቲ ዝገበሮ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ክፋእ ኮነ እሞ፡ ንእኡ ድማ ቀተሎ።
11
ሽዑ ይሁዳ ንሱ ድማ ከም ኣሕዋቱ ኸይመውት ኢሉ፡ ንታማር ሰበይቲ ወዱ ወደይ ሼላ ኽሳዕ ዚዐቢ ኺዲ፡ ኣብ እንዳ ኣቦኺ መበለት ኳንኪ ተቐመጢ በላ። ታማር ድማ ኸይዳ ኣብ እንዳ ኣቦኣ ተቐመጠት።
12
ድሕሪ ብዙሕ መዓልቲ ድማ ጓል ሹዓ ሰበይቲ ይሁዳ ሞተት። ይሁዳ ምስ ተጸናንዔ ንሱ ምስ ሒራ ኣዱላማዊ ፈታዊኡ ናብቶም ኣብጊዑ ዚቖርጹ ናብ ቲምናት ደየበ።
13
ንታማር ድማ እንሆ ሓሙኺ ኣባጊዑ ኺቐርጽ ናብ ቲምናት ይድይብ ኣሎ፡ ኢሎም ነገርዋ።
14
ንሳ ኽኣ ሼላ ዓብዩ ኽንሱ ሰበይቱ ኽትከውን ከም ዘይተዋህባ ረኣየት እሞ፡ ክዳን ምብልውናኣ ኣንቢራ፡ ብመጎልበቢ ተጎልቢባ ኣብ ጥቓ መገዲ ትምናት ኣብ ዘላ ደገ ዔናይም ተቐመጠት።
15
ይሁዳ ምስ ረኣያ፡ ገጻ ሸፊና ነበረት እሞ ኣመንዝራ መሰለቶ።
16
ንሱ ኽኣ ሰበይቲ ወዲ ምዃና ኣይፈለጠን እሞ፡ ኣብቲ ጥቓ መገዲ ናብኣ ኣግሊሱ፡ በጃኺ ናባኺ ኽኣቱ ሕደግኒ በላ። ንሳ ድማ ናባይ ክትኣቱስ ኣንታይ እሞ ትህበኒ በለቶ።
17
ኣነ ኻብ መጓሰይ ጥቦት ማሕስእ እሰደልኪ፡ በላ። ንሳ ኽኣ፡ ክሳዕ እትሰደለይከ ታሕቲዶ ትህበኒ ኢኻ በለቶ።
18
ንሱ ኽኣ እንታይ ታሕዙ እሞ ኽህበኪ፡ በለ፡ ቀለቤትካን ማዕተብካን እዛ እሞ ኢድካ ዘላ በትርኻን፡ በለት። ሀባ እሞ ኣተዋ ኽኣ፡ ንሳውን ካብኡ ጠነሰት።
19
ተንሲኣ ኸኣ ከደት፡ መጎለበቢኣ ኣንቢራ ድማ ክዳን ምብልውናኣ ተኸድነት።
20
ይሁዳ እቲ ታሕዚ ኻብ ኢድ እታ ሰበይቲ ኽወስድ ቢድ እቲ ኣዱላማዊ ፈታዊኡ ጥቦት ማሕስእ ሰደአላ። ንሱ ግና ኣይረኸባን።
21
ነቶም ሰብ እታ ቦታ እቲኣ፡ እታ ኣብ ኤናይም ኣብ መገዲ ተቐሚጣ። ኣብዚ ኣመንዝራ ኣይነብረትን በሎ።
22
ናብ ይሁዳ ተመሊሱ ድማ ኣይረኸብክዋን፡ እቶም ሰብ እታ ቦታ እቲኣ ኽኣ፡ ኣብዝስ ኣመንዝራ ኣይነበረትን፡ ኢሎም በሎ።
23
ይሁዳ ድማ እንሆ፡ እዚ ጥቦትዚ ሰዲደ። ንስኻ ኽኣ ኣይረኸብካያን እሞ መላገጺ ኸይንኸውንሲ ትውሰዶ በለ።
24
ኮነ ድማ፡ ድሕሪ ሰለስተ ወርሒ ኣቢሉ ንይሁዳ፡ ታማር፡ ሰበይቲ ወድኻ ዘምያ፡ እንሆ ኸብ ብዝሙት ጠኒሳ ኣላ፡ ኢሎም ነገርዎ። ይሁዳ ድማ ኣውጽእዋ እሞ ትንደድ በለ።
25
ምስ ኣውጽእዋ ድማ ናብ ሓሙኣ ኣነ ኻብ በዓል እዚ እየ ጠኒሰ ዘሎኹ ኢላ ሰደት። እዚ ቐለቤት እዚ፡ እዚ መዓትብ እዚ እዛ በትሪ እዚኣንሲ ናይ መን ከም ዝኾና እስኪ ኣለሉ በጃኺ ድማ በለት።
26
ይሁዳ ኽኣ ኣለልይዎ፡ ንወደይ ሼላ ኻብ ዝይሀብክዋስ ካባይ ንሳ ትቐንዕ በለ። ድሕርቲ ግና ኣይፈለጣን።
27
ኮነ ኽኣ፡ ብግዜ ሕርሳ እንሆ፡ ኣብ ማሕጸና ማንታ ነበረ።
28
ኮነ ድማ ክትወልድ ከላ፡ ኣቲ ሓደ ኢዱ ኣውጼኤ እታ መሕረሲት ከኣ እዚ ቕድም ወጸ ኢላ ቀይሕ ፈትሎ ወሲዳ ኣብ ኢዱ ኣሰረትሉ።
29
ኮነ ድማ ንሱ ኢዱ ምስ መለስ እንሆ፡ ሓው ወጸ። ንሳ ኽኣ፡ ከምይ ሰንጢቕካ ባዕልኻ ወጻእካ በለት። ስሙ ድማ ፋሬስ ተባህለ።
30
ብድሕሪኡ ኸኣ እቲ ኣብ ኢዱ ቐይሕ ፈትሊ ዝነብሮ ሓው ወጸ። ስሙ ድማ ዘራሕ ተባህለ።
← Chapter 37
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 39 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50