bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Genesis 46
Genesis 46
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 45
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 47 →
1
እስራኤል ድማ ምስ ኩሉ ዘለዎ ነቐለ። ናብ ብኤርሸባዕ ምስ በጽሔ፡ ኣቡኡ ንኣምላኽ ኣቡኡ ይስሃቅ መስዋእቲ ሕሩድ ሰውኤ።
2
ኣምላኽ ድማ ንእስራኤል ብራእይ ለይቲ ያእቆብ ያእቆብ ኢሉ ተዛረቦ። ንሱ ኸኣ እኔኹ በለ።
3
ኣነ ኣምላኽ፡ ኣምላኽ ኣቦኻ እየ። ኣብኡ ዓብዩ ህዝቢ ኽገብረካ እየ እሞ፡ ናብ ግብጺ ምውራድ ኣይትፍራህ።
4
ኣነ ምሳኻ ናብ ግብጺ ኽወርድ እየ እሞ ናብ ግብጺ ምውራድ እየ ብርግጽ ድማ ኣነ ኽደይበካ እየ። ዮሴፍ ከኣ ኢዱ ኣብ ልዕሊ ኣዒንትኻ ኼንብር እዩ ድማ በለ።
5
ያእቆብ ድማ ካብ ብኤርሸባዕ ተንስኤ። ደቂ እስራኤል ከኣ ነቦኦም ያእቆብ ሕጻናቶምን ኣንስቶምን ኣብቲ ኽመጸሉ ኢሉ ፈርኦን ዝሰደደሉ ሰረገላታት ኣደይቡ።
6
ያእቆብ ኩሉ ዘርኡ ድማ ምስኡ፡ ማሎምን ኣብ ምድሪ ኸነኣን ዘጥረይዎ ገንዘቦምን ወሲዶም፡ ናብ ግብጺ መጹ።
7
ንደቁን ደቂ ደቁን ነዋልዱን ደቁን ንኹሉ ዘርኡ ድማ ምስኡ ናብ ግብጺ ኣምጽኤ።
8
እቶም ናብ ግብጺ ዝኣተው ደቂ እስራኤል ያእቆብ ደቁን ስሞም እዚ እዩ፡ በኹሪ ያእቆብ ሮቤል።
9
ደቂ ሮቤል ድማ ሄኖክን ፋሉን ሄስሮንን ካርሚን።
10
ደቂ ስምኦን ከኣ የሙኤልን ያሚንን ኦሃድን ያኪንን ጾሓርንሻኡል ወዲ እታ ኸነኣናዊትን።
11
ደቂ ሌዌ ኸኣ ገርሶንን ቀሓትን መራሪን።
12
ደቂ ይሁዳ ድማ ዔርን ኦናንን ሼላን ፈሬስን ዜራሕን። ዔርን ኦናንን ሴላን ፋሬስን ዜራሕን። ዔርን ኦራንን ግና ኣብ ምድሪ ኸነኣን ሞቱ። ደቂ ፋሬስ ድማ ሔጽሮንን ሓሙልን እዮም።
13
ደቂ ይሳኮር ከኣ፡ ቶላዕን ፋዋህን ዮብን ሽምሮንን።
14
ደቂ ዛብሎን ድማ ሰሬድን ኤሎንን ያሕኤልን።
15
እዚኣቶም ንያእቆብ ኣብ ጳዳንኣራም ዝወለደትሉ ደቂ ልያ እዮም። ዲና ድማ ጓሉ። ኣወዳቱን ኣዋልዱን ኩሎም ሰላሳን ሰለስተን ነፍሲ።
16
ደቂ ጋድ፡ ጺፍዮንን ሓጊን ሹኒን ኤጾቦንን ዔሪን ኦሮዲን ኣርኤሊን።
17
ደቂ ኣሴር ከኣ፡ ዮምናን ዮሽዋን በሪዓን ሴራሕ ሓብቶምን። ደቂ በሪዓ ኸኣ፡ ሔበርን ማልኪኤልን።
18
እዚኣቶም ደቂ ዚልጳ እታ ላባን ንጓሉ ልያ ዝሀባ እዮም። እዞም ዓሰርተው ሹድሽተ ነፍሲ ንያእቆብ ወለደትሉ።
19
ደቂ ራሄል ሰበይቲ ያእቆብ ድማ ዮሴፍን ብንያምን።
20
ንዮሴፍ ከኣ ኣብ ሀግር ግብጺ እተውለደትሉ ኣሰናት ጋል ጳጥፌራ ካህን ኦን ዝወለደትሉ፡ ምናሴን ኤፍሬምን እዮም። ደቂ ብንያም ድማ ቤላዕን ቤከርን ኣሼቤልን ጌራን ናዓማንን ኤሒንሮሽን ሙጲምን ሑጲምን ኣርድን።
21
እዚኣቶም ንያእቆብ እተወልዱሉ ደቂ ራሄል፡ ኩሎም ዓሰርተው ኣርባዕተ ነፍሲ እዮም።
22
እዚኣቶም ንያእቆብ እተወልዱሉ ደቂ ራሄል፡ ኩሎም ዓሰርተው ኣርባዕተ ነፍሲ እዮም።
23
ደቂ ዳን ድማ ሑሼም።
24
ደቂ ንፍታሌም ከኣ የሕጽኤልን ጉኒን የጸርን ሲሌምን።
25
እዚኣቶም ደቂ ቢልሃ፡ እታ ላባን ንራሄል ጋሉ ዝሀባ እዮም። እዚኣቶም ኩሎም ሾብዓተ ነፍሲ ንያእቆብ ወለደትሉ።
26
እቶም ምስ ያእቆብ ናብ ግብጺ ዝኣተው ነፍሳት፡ ካብ ሕቑኡ ዝወጹ ብጀካ እንስቲ ደቂ ያእቆብ፡ ኩሎም ስሳን ሹድሹተን ነፍሲ ነበሩ።
27
ኣብ ግብጺ እተወልዱሉ ደቂ ዮሴፍ ከኣ ክልተ ንነፍሲ ነበሩ። ናብ ግብጺ ዝኣተው ኹሎም ነፍሳት ቤት ያእቆብ ሰብዓ ነበሩ።
28
ንሱ ቀቅድሚኦም ና ጎሴን ምእንቲ ኺመርሕ ድማ፡ ንይሁዳ ቀቅድሚኡ ናብ ዮሴፍ ሰደዶ። ናብ ምድሪ ጎሴን ከኣ ኣተው።
29
ዮሴፍ ድማ ሰረገላኡ ኣጽዒኑ ነቦኡ እስራኤል ኪረክብ ናብ ጌሸን ደየበ። ምስ ተራእዮ ኸኣ ኣብ ክሳዱ ወዲቑ ኣብ ክሳዱ ነዊሕ ግዜ በኸየ።
30
እስራኤል ድማ ንዮሴፍ ገና ብህይወት ከም ዘሎኻ ገጽካ ኻብ ርኤኹ ሕጅስ እሙት በሎ።
31
ዮሴፍ ከኣ ነሕዋቱን ንቤት ኣቡኡን በሎም፡ ናብፈርኡን ደይበ ኽነግሮ እየ፡ ኣብ ምድሪ ኸነኣን ዝነብሩ ኣሕዋተይን ቤት ኣቦይን ናብይ መጺኦም ኣለው።
32
እዞም ሰባት እዚኣቶም ሰብ ማል እዮም ኣሞ ጓሶት ኣባጊዕ እዮም። ኣባጊዖምን ኣሓኦምን ኩሉ ዘለዎም ድማ ኣምጺኦም ኣለው።
33
ኪኸውን ድማ እዩ ፈራኦን ጸዊዑ ተግባርኩም እንታይ እዩ፡ ምስ ዚብለኩም።
34
ጓሳ ዘበለ ግብጻውያን ጽዩፍ እዩ እሞ ኣብ ምድሪ ጌሼን ምእንቲ ኽትቅመጡስ ገላውኻ ንሕናን ኣቦታትናን ድማ ካብ ንእስነትናን ኽሳዕ ሕጂ ሰብ ማል ኢና፡ በሉ።
← Chapter 45
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 47 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50