bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Genesis 13
Genesis 13
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 12
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 14 →
1
ኣብርም ከኣ፡ ንሱን ሰበይቱን ምስ ዘለዎ ኹሉን፡ ሎጥ ድማ ምስኡ፡ ካብ ግብጺ ናብ ደቡብ ኣቢሉ ደየበ።
2
ኣብራም ከኣ ብኸብትን ብብሩርን ብወርቅን ብዙሕ ሃብቲሙ ነበረ።
3
ካብ ደቡብ እናተጓዕዘ ድማ ክሳብ ቤትኤልን ዓይን ድንኳኑ ተኺሉላ ዝነበረ ቦታ፡ ናብታ ቕድም መሰውኢ ገይሩላ ዝነበረ ቦታ ኸደ። ኣብኣ ድማ ኣብራም ብስም እግዚኣብሔር ተማህለላ።
4
ካብ ደቡብ እናተጓዕዘ ድማ ክሳብ ቤትኤልን ዓይን ድንኳኑ ተኺሉላ ዝነበረ ቦታ፡ ናብታ ቕድም መሰውኢ ገይሩላ ዝነበረ ቦታ ኸደ። ኣብኣ ድማ ኣብራም ብስም እግዚኣብሔር ተማህለላ።
5
እቲ ምስ ኣብራም ዝኸደ ሎጥ ድማ ኣባጊዕን ኣብዑርን ድንኳውንትን ነበሮ።
6
እታ ምድሪ ኽኣ ብሃደ ኽነብሩ ኽትጾሮም ኣይክኣለትን። ጥሪቶም ብዙሕ ነበረ እሞ፡ ብሓደ ኺነብሩ ኣይክኣሉን።
7
ኣብ መንጎ ጓሶት ከብቲ ኣብራምን ጓሶት ከብቲ ሎጥን ከኣ ባእዚ ኾነ። በቲ ዘበን እቲ ድማ ከነኣናውያንን ፈረዛውያንን ኣብታ ምድሪ ይቕመጡ ነበሩ።
8
ኣብራም ከኣ ንሎጥ፡ ንሕና ኣሕዋት ኢና እሞ በጃኻ፡ ኣብ መንጎኻን፡ ኣብ መንጎ ጓሶተይን ጓሶትካን ከኣ ባእዚ ኣይኹን።
9
ኩላ እዛ ምድሪዶ ኣብ ቅድሜኻ ኣየላን፡ ሕድርኻ ካባይ ተፈለ። ናብ ጸጋም እንተ ኣበልካ፡ ኣነ ድማ ናብ የማን ኤብል፡ ናብ የማን እንተ ኣበልካ ኽኣ፡ ኣነ ድማ ናብ ጸጋም ኤብል በሎ።
10
ሎጥ ከኣ ዓይኑ ቋሕ ኣቢሉ፡ ብዘሎ እቲ ጎልጎል ዮርዳኖስ ኩሉ ማይ መሊእዎ ኸም ዘሎ ረኣየ። እግዚኣብሄር ንሶዶምን ጎሞራን ከየጥፍኤን ከሎ፡ እቲ ንዞዓር እትኣትወሉ ኸም ገነት እግዚኣብሄር፡ ከም ምድሪ ግብጺ ነበረ።
11
ሽዑ ሎጥ ከኣ ናብ ምብራቕ ኣቢሉ ተጓዕዘ እሞ ንሓድሕዶም ተፈላለዩ።
12
ኣብራም ኣብ ምድሪ ኸንኣን ተቐመጠ። ሎጥ ድማ ኣብተን ኣብቲ ጎልጎል ዘለዋ ኸተማታት ተቐመጠ። ሎጥ ድማ ኣብተን ኣብቲ ጎልጎል ዝለዋ ኸተማታት ተቐመጠ፡ ድንኳን ኽኣ ኽሳዕ ሰዶም ተኸለ።
13
ሰብ ሰዶም ግና ሕሱማት፡ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ከኣ ኣዝዮም ሓትኣን ነብሩ።
14
ሎጥ ምስ ተፈልየ ድማ እግዚኣብሄር ንኣብራም ዓይንኻ ቋሕ ኣብል እሞ ካብዘን ዘሎኻያ ቦታ ንሰሜንን ንደቡብን ንምብራቕን ንምዕራብን ኣቢልካ ጠምት።
15
እዛ ንስኻ ኣትርእያ ዘሎኻ ኹላ ምድሪ ንኣኻን ንዘርእኻን ንዘለኣለም ክህበካ እየ።
16
ንዘርእካ ድማ ሓምድ ምድሪ ኽገብሮ እየ። ሰብ ሓመድ ምድሪ ኪቑጽር ዝኽእ እንተ ኾይኑ፡ ዘርእኻ ኽኣ ይቖጸር።
17
ንኣኻ ክህበካ እየ እሞ፡ ተንስእ ነዛ ምድሪ ብምንዋሓን ብምግፋሓን ኪድ በሎ።
18
ኣብራም ድማ ድንኳን ኣልዐለ፡ ናብቲ ኣብ ኬብሮን ዘሎ ድዋታት መምሬ መጺኡ ኽኣ ተቐመጠ፡ ኣብኡ ድማ ንእግዚኣብሄር መሰውኢ ሰርሔ።
← Chapter 12
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 14 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50