bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Genesis 9
Genesis 9
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 8
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 10 →
1
ኣምላኽ ክኣ ንኖህን ንደቁን ባረኾም፡ በሎም ድማ ፍረዮን ተባዝሑን ንምድሪ ኽኣ ምልእዋ።
2
ኩሉ ኣራዊት ምድርን ኣዕዋፍ ሰማይን ብኣኻትኩም ይፍራህን ይሰምብድን ፡ ምስቲ ኣብ ምድሪ ለመም ዚብል ኩሉን ዓሳታት ባሕሪ ኹሉን ኣብ ኢድኩም ተወህበ።
3
ዝዋሳወስ ዘበለ ኹሉ ሃያው መብልዕኩም ይኹን፡ እዚ ኹሉ ኸምቲ ልሙዕ ብቑሊ ሂበኩም ኣለኹ።
4
ስጋ ምስ ነፍሱ፡ እቲ ደሙ፡ ኣይትብልዕዎ።
5
እቲ ነፍስኹም ዘልዎ ደምኩምሲ ኣነ ኽደልዮ እየ። ካብ ኢድ ኩሉ ኣራዊት ክደልዮ እየ። ነፍሲ ሰብ ድማ ካብ ኢድ ሰብ፡ ካብ ኢድ ሓው፡ ክደልያ እየ።
6
ኣምላኽ ንሰብ ብመልክዑ ገይርዎ ኢዩ እሞ እቲ ደም ዜፍስስ፡ ደሙ ብሰብ ኪፈስስ እዩ።
7
ንሳትኩም ከ ፍረዩን ተባዝሑን፡ ኣብ ምድሪ ሰስኑ፡ ኣብኣ ድማ ተባዝሑ።
8
ኣምላኽ ከኣ ንኖህ፡ ንደቁ ድማ ምስኡ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦም።
9
እንሆ ኣነ ኽኣ ምሳኻትኩም ብድሕሬኹም ድማ ምድ ዘርእኹምን፡ ምስቲ ምሳኻትኩም ዘሎ ኹሉ ህያው ፍጡር፡ ኣዕዋፍ፡ እንስሳ ምሳኻትኩም ዘሎ ኹሉ ኣራዊት ምድሪ ድማ፡ ምስቲ ኻብ መርከብ ዝወጸ ኹሉን ምስ ኹሉ ኣራዊት ምድርን ኪዳነይ ኣቕውም ኣሎኹ።
10
እንሆ ኣነ ኽኣ ምሳኻትኩም ብድሕሬኹም ድማ ምድ ዘርእኹምን፡ ምስቲ ምሳኻትኩም ዘሎ ኹሉ ህያው ፍጡር፡ ኣዕዋፍ፡ እንስሳ ምሳኻትኩም ዘሎ ኹሉ ኣራዊት ምድሪ ድማ፡ ምስቲ ኻብ መርከብ ዝወጸ ኹሉን ምስ ኹሉ ኣራዊት ምድርን ኪዳነይ ኣቕውም ኣሎኹ።
11
ኪዳነይ ከኣ ምሳኻትኩም ኣቐውም ኣሎኹ፡ ድሕሪ ደጊም ስጋ ዘበለ ኹሉ ብማይ ኣይሂ ኣይጠፍእን፡ ንምድሪ ዝጥፍእ ማይ ኣይሂ ድማ መሊሱ ኣይኸውንን።
12
ኣምላኽ ከኣ በለ፡ ነቲ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኹምን ኣብ መንጎ እቲ ምሳኻትኩም ዘሎ ኹሉ ህያው ነፍስን ንዘለኣለም ዝገብሮ ኺዳን፡ ምልክቱ እዚ ኢዩ።
13
ቀስተይ ኣብ ደበና ኤንብር ኣሎኹ፡ ንሱ ድማ ነቲ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎ ምድርን ዘሎ ኺዳን ምልክት ኪኸውን እዩ።
14
ይኸውን ከኣ፡ ደበና ኣብል ልዕሊ ምድሪ ምስ ዘደባኑ ፡ ኣብቲ ደበና ድማ ቀስቲ ኺርኤ ኢዩ፡
15
ነቲ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኹምን ኣብ መንጎ እቲ ኣብ ኩሉ ስጋ ዘሎ ኹሉ ህያው ነፍስን ዘሎ ኺዳነይ እዝክር። ደጊምሲ እቲ ንኹሉ ስጋ ዘጥፍእ ማይ ኣይሂ ኣይኪኸውንን እዩ።
16
እቲ ቐስቲ ድማ ኣብ ደበና ኪኸውን ኢዩ። ኣነ ኽኣ ነቲ ኣብ መንጎ ኣምላኽን ኣብ መንጎ እቲ ኣብ ምድሪ ዘሎ ኣብ ኩሉ ስጋ ዘሎ ኹሉ ህያው ነፍስን ዘሎ ኺዳን ዘለኣለም ምእንቲ ክዝክር ክርእዮ እየ።
17
ኣምላኽ ድማ ንኖህ፡ ነቲ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎ እቲ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ኹሉ ስጋ ዘቖምክዎ ኺድን ምልክቱ እዚ እዩ፡ በሎ።
18
እቶም ካብ መርከብ ዝወጹ ድቂ ኖህ ሴምን ካምን ያፌትን እዮም። ካም ከኣ ኣቦ ኸንኣን እዩ።
19
እዚኣቶም ስለስቲኦም ደቂ ኖህ እዮም። ካብዚኣቶም ከኣኣ ሰብ ኣብ ኩላ ምድሪ ተዘርዉ።
20
ኖህ ድማ ሓረስታይ ምድሪ ኪኸውን ጀመረ፡ ወይኒ ኸኣ ተኸለ።
21
ካብ ወይኒ ሰትዩ ድማ ሰኸረ፡ ኣብ ማእከል ድንኳኑ ኽኣ ጥራዩ ኾነ።
22
ካብ ኣቦ ኸንኣን ከኣ ሕፍረት ኣቡኡ ርእዩ፡ ናብ ግዳም ወጺኡ ንኽልቲኣኦም ኣሕዋቱ ነገሮም።
23
ሴምን ያፌትን ድማ ክዳን ወሲዶም ኣብ መንኩቦም ገይሮም እናኣድሓርሓሩ፡ ሕፍረት ኣቦኦም ከደኑ። ገጾም ንድሕሪት ገይሮም፡ ንሕፍረት ኣቦኦም ኣይረኣዩን።
24
ኖህ ከኣ ካብ ስኽራኑ ናብ ልቡ ተመልሰ፡ እቲ ንእሽቶ ወዱ ዝገብሮ ድማ ፈለጠ።
25
በለ ኽኣ ከንኣን ርጉም፡ ነሕዋቱ ባርያ ባሮት ይኹን።
26
በለ ድማ እግዚኣብሄር፡ ኣምላኽ ሴም ይባረኽ። ከነኣን ድማ ባርያኡ ይኹን።
27
ኣምላክ ያፌት የስፍሕ። ኣብ ድንኳውንቲ ሴም ከኣ ይንበር። ከንኣን ድማ ባርይኡ ይኹን።
28
ኖህ ከኣ ድሕሪ ማይ ኣይሂ ስለስተ ሚእትን ሓምሳን ዓመት ነበረ።
29
ኩሉ ዕድመ ኖህ ትሽዓተ ሚእትን ሓምሳን ዓመት ኮነ። ሞተ ድማ።
← Chapter 8
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 10 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50