bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Genesis 4
Genesis 4
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 3
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 5 →
1
ኣዳም ድማ ንሰበይቱ ፈለጣ፡ እሞ ተነሰት፡ ንቃየል ከኣ ወለደት፡ ብረድኤት እግዚኣብሄር ሰብ ተቐበልኩ ድማ በለት።
2
ደጊማውን ንሓው ኣቤል ወለደት። ኣቤል ድማ ጓሳ ኣባጊዕ፡ ቃየል ከኣ ዓያዩ ምድሪ ኾነ።
3
ድሕሪ ገለ ወርሓት ድማ ኾነ፡ ቃየል ካብ ፍረ ምድሪ ንእግዚኣብሄር መስዋእቲ ኣምጽኤ።
4
ኣቤል ክኣ ካብ በኹራት ኣባጊዑን ካብ ስብሔንን ኣምጼኤ። እግዚኣብሄር ድማ ናብ ኣቤልን ናብ መስዋእቱን ባህ ኢልዎ ረኣየ።
5
ናብ ቃየልን ናብ መስዋእቱን ግና ባህ ኢልዎ ኣይረኣየን። ቃየል ከኣ ኣዝዩ ኾረየ፡ ገጹ ድማ ጸለመ።
6
እግዚኣብሄር ክኣ ንቃየል፡ ስለምንታይ ኮሬኻ፡ ስለምንታይ ገጽካ ጸለመ።
7
ጽቡቕ እንተ ትገብርሲ፡ ገጽካሶ ትኽ ኣይምበለን፡ ጽቡቕ እንተ ዘይገበካ ድማ፡ ሓጢኣት ኣብ ኣፍ ደገ ትቃጸወካ ኣላ፡ ሃረርታኣውን ናባኻ ኢዩ። ግናኸ ንስኻ ክትገዝኣ ይግብኣካ በሎ።
8
ቃየል ድማ ንሓው ኣቤል ተዛረቦ፡ ኾነ ኽኣ፡ ኣብ መሮር ከለው፡ ቃየል ንሓው ኣቤል ተንስኦ፡ ቀተሎ ድማ።
9
እግዚኣብሄር ክኣ ንቃየል፡ ኣቤል ሓውካ ኣበይ ኣሎ በሎ። ንሱ ድማ፡ ኣይፈልጥን፡ ኣነዶ ሓላው ሓወይ ኢየ በለ።
10
ንሱ ኽኣ እንታይ ጌርካ ኢኻ፡ ድምጺ ደም ሓውኻ ካብ ምድሪ ናባይ ይጠርዕ ኣሎ።
11
ሕጂ ድማ ንስኻ ካብዛ ንደም ሓውካ ኻብ ኢድካ ክትቅበል ኣፋ ዝኸፈተት ምድሪ ርጉም ኩን፡
12
ንምድሪ ምስ እትሓርሳ መሊሳ ሓይላ ኣይክትህበካን ኢያ፡ ኣብ ምድሪ ኮብላልን ቀባሕባሓይን ኩን በለ።
13
ቃየል ከኣ ንእግዚኣብሄር በሎ፡ በደለይ ክጾሮ ዘይክኣለኒ ዓብዩ ኢዩ።
14
እንሆ ሎሚ ኻብ ገጽ ምድሪ ተሰጎኒ ኣሎኻ። ኣነ ድማ ኻብ ገጽካ ኽሕባእ ኢየ፡ ኣብ ምድሪ ኾብላልን ቀባሕብሓይን ኸኸውን ኢየ፡ ኸኸውን ክኣ ኢዩ፡ ዚረኸበኒ ዘበለ ኹሉ ኪቐትለኒ ኢዩ።
15
እግዚኣብሄር ድማ፡ እምበኣር ንቃየል ዝቐተለ ኹሉ ሾብዓተ ኻዕበት ሕነ ኽፈድዮ ኢየ በሎ። ዝረኸቦ ኹሉ ምእንቲ ኸይቀትሎ ኽኣ፡ እግዚኣብሄር ንቃየል ምልክት ገብረሉ።
16
ቃየል ድማ ካብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ወጸ፡ ኣብ ምድሪ ኖድ ከኣ፡ ኣብ ምብራቕ ኤድን ተቐመጠ።
17
ቃየል ከኣ ንሰበይቱ ፈለጣ፡ እሞ ጠሞ ጠነሰት፡ ንሄኖክ ድማ ወለደት። ንሱ ኽኣ ከተማ ሰርሔ፡ ስም እታ ኸተማ ድማ ብስም ወዱ ሄኖክ ኣውጽኣላ።
18
ንሄኖክ ከኣ ኢራድ ተወልደሉ። ኤራድ ድማ ንሜሁያኤል ወለደ። ሜሁያኤል ከኣ ንማቱሳኤል ወለደ። ማቱሳኤል ድማ ንላሜክ ወለደ።
19
ላሜክ ክልተ ኣንስቲ ኣእተወ፡ ስም እታ ሃንቲ ዓዳ ስም እታ ኻልኣይቲ ድማ ጺላ ነበረ።
20
ዓዳ ንያባል ወለደት። ንሱ ኣቦ እቶም ኣብ ድንኳውንቲ ዚነብሩን ማሎም ዚጓስዩን ኮነ።
21
ስም ሓው ኽኣ ዩባል ኢዩ። ንሱ ኽኣ ኣቦ ኹሎም ኣቶም ወቓዕቲ መሰንቆን በገናን ኮነ።
22
ጺላ ድማ ንቱባልቃይን ወለደት። ንሱ ኽኣ ካብ ኣስራዝን ሓጺንን ኩሉ ዓይነት መቕረጺ ይሰርሕ ነበረ፡ ሓውቲ ቱባልቃይን ድማ ናዕማ ኢያ።
23
ላሜክ ድማ ነንስቱ በለን ዓዳን ጺላን፡ ቃለይ ስምዓ፡ ኣትን ኣንስቲ ላሜክ፡ ናብ ዘረባይ ን በላ፡ ስለ ቑስለይ ሰብኣይ፡ ስለ ዝምብራተይ ድማ ጎበዝ ቀተልኩ።
24
ንቃየል ሾብዓተ ኻዕበት ሓነ እንተ ዝፈድዮስ ንላሜክ ክኣ ስብዓን ሾብዓተን ካዕበት።
25
ኣዳም መሊሱ ንሰበይቱ ፈለጣ። ንሳ ኽኣ ወዲ ወለደት፡ ኣምላኽ ኣብ ክንዲ እቲ ቃየል ዝቐተሎ ኣቤል ካልእ ፍረ ኸርሲ ተኪኡኒ ኢዩ። ኢላ ስሙ ሴት ኣውጽኣትሉ።
26
ንሴት ድማ ወዲ ተወልደሉ። ስሙ ኽኣ ሄኖክ ኣውጽኣትሉ። ሽዑ ሰብ ብስም እግዚኣብሄር ክምህለል ጀመሩ።
← Chapter 3
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 5 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50