bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Genesis 2
Genesis 2
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 1
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 3 →
1
ከምኡ ሰማይን ምድርን ኩሉ ሰራዊቶምን ተፈጸሙ።
2
ኣምላኽ ክኣ ነቲ ዝገብሮ ግብሩ በታ ሳብዐይቲ መዓልቲ ፈጸሞ፡ ብሳብዐይቲ መዓልቲ ድማ ኻብቲ ዝገብሮ ኹሉ ግብሩ ዐረፈ።
3
ኣምላኽ ክኣ ኻብቲ ዝፈጠሮን ዝገብረኦን ኩሉ ግብሩ ብእኣ ስለ ዝዐረፈ፡ ነታ ሳብዐይቲ መዓልቲ ባረኻን ቀደሳን።
4
በታ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምድርን ሰማይን ዝፈጠረላ መዓልቲ ምስ ተፈጥሩ፡ ወለዶ ሰማይን ምድርን እዚ ኢዩ።
5
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብ ምድሪ ገና ኣይዝነመን ነበረ፡ ንምድሪ ዚዐዩ ሰብውን ኣይነበረን እሞ፡ ገና ገለ ኦም መሮር ኣይነብረን፡ ሳዕሪ መሮር ከኣ ሓንቲኳ ኣይበቖለትን ነበረት።
6
ግናኸ ንኹሉ ዝባን ምድሪ ዜስቲ ግመ ኻብ ምድሪ ይወጽእ ነበረ።
7
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ክኣ ክሳብ ካብ ሓመድ ምድሪ ገበሮ፡ ኣብ ኣፍንጭኡ ድማ ትንፋስ ህይወት ኡፍ በለሉ እሞ እቲ ሰብ ህያው ነፍሲ ኾነ።
8
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ክኣ ኣብ ኤደን ብሸነኽ ምብራቕ ገነት ተኸለ። ናቲ ዝገብሮ ሰብ ድማ ኣብኣ ኣንበሮ።
9
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ክኣ ምርኣዩ ዜብህግ፡ ምብላዑ ዝጥዑም ኩሉ ኦም ኣብ ምድሪ ኣብቆለ፡ ኣብ ማእከል ገነት ክኣ ኦም ህይወት፡ እታ ጽቡቕን ክፉእን እተፍልጥ ኦም ድማ።
10
ንገነት ዜስቲ ርባ ኽኣ ካብ ኤደን ይውሕዝ ነበረ። ካብኡ ድማ ተፈላልዩ ኣርባዕተ ጨንፈር ኮነ።
11
ስም እቲ ሓደ ፒሶን ኢዩ። ንሱ ነታ ወርቂ ዘለዋ ኹላ ምድሪ ሓዊላ ይኸብብ።
12
ወርቂ እታ ምስሪ ኣዚኣ ድማ ጽቡቕ ኢዩ። ኣቡ ብዶላሕን ክቡር ዕንቁን ኣሎ።
13
ስም እቲ ኻልኣይ ርባ ድማ ጊሆን ኢዩ፡ ንሱ ንኹላ ምድሪ ኩሽ ይዞራ።
14
ስም እቲ ሳልሳይ ርባ ኽኣ ሂዴቄል ኢዩ፡ ንሱ ብቕድሚ ኣሶር ኣቢሉ ዝከይድ ኢዩ። እቲ ራብዓይ ርባ ድማ ኤፍራጥስ ኢዩ።
15
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ክኣ ንሰብ ወሲዱ ከዐይያን ኪሕልዋን ኣብ ገነት ኤደን ኣቐመጦ።
16
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ድማ ንሰብ፡ ካብ ኩሉ ኦም ገነት ከም ዝደሌኻ ብላዕ።
17
ካብታ ድቡእን ክፉእን እተፍልጥ ኦም ግና ካብኡ ምስ እትበልዕ መዓልቲ ሞት ክትመውት ኢኻ እሞ፡ ካብኣ ኣይብላዕ ኢሉ ኣዘዞ።
18
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ክኣ፡ ሰብኣይ በይኑ ክኸውን ጽቡቕ ኣይኮነን፡ ንእኡ ኣትበቅዕ ደጋፊት ክገብረሉ ኢየ በለ።
19
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ድማ ንኹሉ ኣራዊት መሮርን ንኹለን ኣዕዋፍ ሰማይን ካብ ምድሪ ገበረ። እንታይ ከም ዝሰምየን ምእንቲ ኽርኢ ኽኣ ናብ ሰብ ኣምጽኤን። ነቲ ህያው ነፍሲ ዘለዎ ኹሉ፡ እቲ ሰብ ከም ዘውጽኣሉ ስሙ ንሱ ኾነ።
20
ሰብ ድማ ንኹሉ እንስሳን ነዕፋ ሰማይን ናራዊት መሮርን ሰስሙ ሀቦ። ንሰብ ግና ንእኡ እትበቅዕ ደጋፊት ኣይተረኽበትን።
21
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከኣ ነቲ ሰብኣይ ከቢድ ድቃስ ኣውደቐሉ ደቀሰ ድማ። ካብ መሰንገሊኡ ኽኣ ሓንቲ ወሰደ ኣብ ስፍራኣ ድማ ስጋ መልኣ።
22
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ድማ ነታ ኻብ ሰብኣይ ዝወሰዳ መሰንገለ፡ ሰብይቱ ገይሩ፡ ሰርሓ እሞ ናብቲ ሰብኣይ ኣምጽኣ።
23
እቲ ሰብኣይ ክኣ ካብ ስጋይ ኢያ፡ ካብ ሰብኣይ ተወሲዳ ኢያ እሞ፡ ሰበይቲ ትብሀል በለ።
24
ስለዚ ሰብኣይ ኣቡኡን ኣዲኣኡን ይሕደግ ምስ ሰበይቱ ኽኣ ይጠብቕ፡ ሓደ ስጋ ድማ ይኹኑ።
25
እቲ ሰብኣይን ሰበይቱን ስማ ክልቲኣኦም ጥራዮም ነበሩ፡ ኣይሓንኩን ክኣ ነበሩ።
← Chapter 1
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 3 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50