bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Genesis 26
Genesis 26
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 25
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 27 →
1
ብጀካ እቲ ቐዳማይ ብዘበን ኣብርሃም ዝኾነ ጥሜት ኣብታ ሃገር ካልእ ጥሜት ድማ ኾነ ይስሃቕ ከኣ ናብ ኣቢሜሌክ፡ ንጉስ ፍሌስጤማውያን፡ ናብ ጌራር ከደ።
2
እግዚኣብሄር ድማ ተራእዮ በሎውን፡ ናብ ግብጺ ኣይትውረድ፡ ኣብታ ኣነ ዝብለካ ምድሪ ደኣ ተቐመጥ።
3
እዛ ኹላ ሃገር ንኣኻን ንዘርእኻን ክህበካ እየ እሞ፡ ኣብዛ ምድሪ እዚኣ ስደተኛ ዃንካ ተቐመጥ። ኣነ ኽኣ ምሳኻ ክኸውንን ኽባርኸባን እየ። እቲ ነቦኻ ኣብርሃም ዝመሓልኩሉ ማሕላ ድማ ከቑሞ እየ።
4
ኣብርሃም ቃለይ ስለ ዝስምዔ እቲ ሓልዎ ኢለ ዝኣዘዝክዎ፡ ትእዛዛተይን ስርዓታተይን ሕጋጋተይን ድማ ስለ ዝሓለወ፡ ንዘርእኻ ከም ከዋኽብቲ ሰማይ ከብዝሖ እየ፡ እዛ ኹላ ሃገርውን ንዘርእኻ ኽህቦ እየ፡ ህዝብታት ኩላ ምድሪ ድማ ብዘርእኻ ኺባረኹ እዮም።
5
ኣብርሃም ቃለይ ስለ ዝስምዔ እቲ ሓልዎ ኢለ ዝኣዘዝክዎ፡ ትእዛዛተይን ስርዓታተይን ሕጋጋተይን ድማ ስለ ዝሓለወ፡ ንዘርእኻ ከም ከዋኽብቲ ሰማይ ከብዝሖ እየ፡ እዛ ኹላ ሃገርውን ንዘርእኻ ኽህቦ እየ፡ ህዝብታት ኩላ ምድሪ ድማ ብዘርእኻ ኺባረኹ እዮም።
6
ይስሃቅ ከኣ ኣብ ጌራር ተቐመጠ።
7
ሰብ እታ ቦታ ድማ ብዛዕባ ሰበይቱ ሓተትዎ። ንሳ ሓብተይ እያ በለ። ትርኢታ ጽቡቕ ነበረ እሞ፡ ደቂ እዛ ቦታ እዚኣ ብዛዕባ ርብቃ ኸይወትሉኒ ኢሉ፡ ስበይተይ እያ ንምባል ፈርሄ።
8
ኮነ ኽኣ ሓያሎ፡ ወርሓት ኣብኡ ምስ ተቐመጠ ኣቢሜሌክ ንጉስ ፍልስጥኤማውያን ብመስኮት ኽጥምት ረኣዮ።
9
ኣቢሜሌክ ከኣ ንይስሃቅ ጸዊዑ፡ እንሆ ርግጽ ሰበይትኻ እያ፡ ከመይ ደኣ ንሳ ሓብተይ እያ ዝበልካኒ በሎ። ይስሃቅ ክኣ ብዛዕባኣ ኸይመውት ኢለ በሎ።
10
ኣቢሜሌክ ድማ እዚ ዝገበርካና እንታይ እዩ፡ ሓደ ኻብ ህዝቢ ምስ ሰበይትኻ ኽድቅስ ቀሪቡ ነይሩ እዩ እሞ በደል መምጻእካልና ኔርካ በለ።
11
ኣቤሜሌክ ከኣ ንኹሉ ህዝቢ፡ ነዚ ሰብኣይዚ ወይ ንሰበይቱ ዝተንከየ፡ ሞት ኪመውት እዩ፡ ኢለ ኣዘዘ።
12
ይስሃቅ ድማ ኣብታ ምድሪ እቲኣ ዘርኤ በታ ዓመት እቲኣ ኽኣ ሚእቲ ኻዕበት ረኸበ። እግዚኣብሄር ድማ ባረኾ።
13
እቲ ሰብኣይ እቲ ኸኣ ዐበየ ኣዝዩ ኽሳዕ ዚዐዝዝ ድማ እናወሰኸ ኸደ።
14
ጥሪት ኣባጊዕን ጥሪት ኣሓን ብዙሓት ግዙኣትን ነበርዎ። ፍልስጥኤማውያን ድማ ቀንኡሉ።
15
ሽዑ ፍልስጥኤማውያን ፡ ነቲ ግዝኣት ኣቡኡ ብዘበን ኣቦኡ ኣብርሃም ዝኾዐትዎ ኹሉ ዔላታት ደበይዎ፡ ሓመድ ከኣ መልእዎ።
16
ኣቢሜሌክ ድማ ንይስሃቅ ካባና ኣዚኻ ሓይልካ ኢኻ እሞ ካባና ኺድ በሎ።
17
ይስሃቅ ከኣ ካብኡ ኸይዱ ኣብ ለሰ ጌራር ሰፈረ ኣብኡ ኽኣ ተቐመጠ።
18
ነቲ ብዘበን ኣቦኡ ኣብርሃም ዝኾዐትዎ ዔላታት ማይ ድማ፡ ፍልስጤማውያን ድሕሪ ሞት ኣብርሃም ዝደበይዎ ይስሃቅ መሊሱ ኾዐቶ፡ ስሙ ድማ በቲ ኣቦኡ ዘውጽኣሉ ስም ሰመዮ።
19
ግዙኣት ይስሃቅ ድማ ኣብቲ ለሰ ኾዐቱ ኣብኡ ኸኣ ዔላ ማይ ረኸቡ።
20
ጓሶት ጌራር ከኣ ምስ ጓሶት ይስሃቅ፡ እዚ ማይና ኢዩ ኢሎም ተበኣኣሱ። ምስኡ ስለ እተበኣሱ ድማ ስም እቲ ዔላ ዔሰቅ ኣውጽኣሉ።
21
ካልእ ዔላ ኸኣ ኾዐተ ብዛዕብኡውን ተበኣሱ እሞ ስሙ ሲጥር ኣውጽኣሉ።
22
ካብኡ ድማ ገዐዘ ካልእ ዒላውን ኾዐተ፡ ብዛዕብኡ ግና ኣይተበእሱን፡ ሕጂስ እግዚኣብሄር ኣርሒቡልና እዩ እሞ፡ ኣብዚ ሃገር ክንፋረ ኢና፡ ኢሉ ኽኣ ስሙ ረሓቦት ኣውጽኣሉ።
23
ካብኡ ኽኣ ንብኤር ሸባዕ ደየበ።
24
በታ ለይቲ እቲኣ ድማ እግዚኣብሄር ተራእዮ ኣነ ኣምላኽ ኣቦኻ ኣብርሃም እየ፡ ኣነ ምሳኻ እየ እሞ ኣይትፍራህ። ንዘርእኻውን ከብዝሖ እየ በሎ።
25
ኣብኡ መሰውኢ ሰሪሑ ኽኣ፡ ብስም እግዚኣብሄር ተማህለለ፡ ኣብኡውን ድንኳኑ ተኽለ። ግዙኣት ይስሃቅ ድማ ኣብኡ ዔላ ኾዐቱ።
26
ኣቢሜሌክ ድማ ምስ ኣሑዛት ፈታዊኡን፡ ፊኮል ሓለቓ ሰራዊቱን ካብ ጌራር ናብኡ ኸደ።
27
ይስሃቅ ከኣኣ ጸሊእኩምንስ ካባኽትኩም ከኣ ሰጉጉክምኒ፡ ንምንታይ ደኣ መጻእኩምኒ በሎ።
28
ንሳቶም ድማ በሉ እግዚኣብሄር ምሳኸ ከም ዘሎ፡ ኣርጊጽና ርኢና ኢና እሞ፡ ከምቲ ንሕና ዘይተንኬናካ፡ ጽቡቕ ጥራይ ከም ዝገብርናልካ፡ ብሰላም ድማ ኣፋኖናካ፡ ንስኻ ድማ ንኣና ኽፋእ ከይትገብረና፡ ንሕና ንስኻን ንሓድሕድና ንማሓሓል ምሳኻ ኸኣ ኪዳን ንእቶ በልና። ሒጂ ንስኻ ናይ እግዚኣብሄር ብሩኽ ኢኣ።
29
ንሳቶም ድማ በሉ እግዚኣብሄር ምሳኸ ከም ዘሎ፡ ኣርጊጽና ርኢና ኢና እሞ፡ ከምቲ ንሕና ዘይተንኬናካ፡ ጽቡቕ ጥራይ ከም ዝገብርናልካ፡ ብሰላም ድማ ኣፋኖናካ፡ ንስኻ ድማ ንኣና ኽፋእ ከይትገብረና፡ ንሕና ንስኻን ንሓድሕድና ንማሓሓል ምሳኻ ኸኣ ኪዳን ንእቶ በልና። ሒጂ ንስኻ ናይ እግዚኣብሄር ብሩኽ ኢኣ።
30
ንሱ ኽኣ ምሳሕ ገበረሎም እሞ በልዑን ሰተዩን።
31
ንጽብሒቱ ንግሆ ተንሲኦም ድማ ንሓድሕዶም ተማሓሓሉ። ይስሃቅ ከኣ ኣፋነዎም፡ ካብኡ ድማ ብሰላም ከዱ።
32
ኮነ ኸኣ በታ መዓልቲ እቲኣ ግዙኣት ይስሃቅ መጺኦም ብዛዕባ እቲ ዝኾዐትዎ ዒላ ማይ ረኺብናሉ ኢሎም ነገርዎ።
33
ንሱ ድማ ንእኡ ሺብዓ ኢሉ ኣውጽኣሉ። ስለዚ ስም እታ ኸተማ ኽሳዕ ሎሚ ብኤርሸባዕ እዩ።
34
ኤሳው ወዲ ኣርብዓ ዓመት ምስ ኮነ ድማ ንይሁዲት ጓል ብኤሪ ሔታውን ንበስማት ጓል ኤሎን ሔታውን ኣንስቲ ኣእትወ።
35
እዚኣተን ከኣ ንይስሃቅን ንርብቃን ጓሂ ልቢ ኾንኦም።
← Chapter 25
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 27 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50