bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Genesis 7
Genesis 7
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 6
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 8 →
1
እግዚኣብሄር ድማ ንኖህ በሎ፡ ኣብዛ ወለዶ እዚኣ ኣብ ቅድመይ ጽዲቕካ ረኺበካ ኢየ እሞ ምስ ብዘላ ቤትካ ናብ መርከብ እቶ።
2
ድሕሪ ሾብዓተ መዓልቲ ኣነ ኣብ ምድሪ ኣርብዓ መዓልትን ኣርብዓ ለይትን ከዝንም እየ፡ ነቲ ዝገበርክዎ ኹሉ ህያው ድማ ካብ ዝባን ምድሪኢ ኽድምስሶ እየ እሞ፡ ካብ ኩሉ ንጹህ እንስሳ ሸሾብዓተ ተባዕታይን ኣንስታይትን፡ ካብ ኩሉ ዘይንጹሕ እንስሳ ኽኣ ከክልተ፡ ተባዕታይን ኣንስታይትን፡ ካብ ኣዕዋፍ ሰማይ ድማ ምእንቲ ኣብ ልዕሊ ኹላ ምድሪ ዘርኢ ኪኾና ብህይወት ኪተርፉ፡ ሸሾብዓተ፡ ተባዕታይን ኣንስተይትን ምሳኻ ውሰድ።
3
ድሕሪ ሾብዓተ መዓልቲ ኣነ ኣብ ምድሪ ኣርብዓ መዓልትን ኣርብዓ ለይትን ከዝንም እየ፡ ነቲ ዝገበርክዎ ኹሉ ህያው ድማ ካብ ዝባን ምድሪኢ ኽድምስሶ እየ እሞ፡ ካብ ኩሉ ንጹህ እንስሳ ሸሾብዓተ ተባዕታይን ኣንስታይትን፡ ካብ ኩሉ ዘይንጹሕ እንስሳ ኽኣ ከክልተ፡ ተባዕታይን ኣንስታይትን፡ ካብ ኣዕዋፍ ሰማይ ድማ ምእንቲ ኣብ ልዕሊ ኹላ ምድሪ ዘርኢ ኪኾና ብህይወት ኪተርፉ፡ ሸሾብዓተ፡ ተባዕታይን ኣንስተይትን ምሳኻ ውሰድ።
4
ድሕሪ ሾብዓተ መዓልቲ ኣነ ኣብ ምድሪ ኣርብዓ መዓልትን ኣርብዓ ለይትን ከዝንም እየ፡ ነቲ ዝገበርክዎ ኹሉ ህያው ድማ ካብ ዝባን ምድሪኢ ኽድምስሶ እየ እሞ፡ ካብ ኩሉ ንጹህ እንስሳ ሸሾብዓተ ተባዕታይን ኣንስታይትን፡ ካብ ኩሉ ዘይንጹሕ እንስሳ ኽኣ ከክልተ፡ ተባዕታይን ኣንስታይትን፡ ካብ ኣዕዋፍ ሰማይ ድማ ምእንቲ ኣብ ልዕሊ ኹላ ምድሪ ዘርኢ ኪኾና ብህይወት ኪተርፉ፡ ሸሾብዓተ፡ ተባዕታይን ኣንስተይትን ምሳኻ ውሰድ።
5
ኖህ ድማ ከምቲ እግዚኣብሄር ዝኣዘዞ ኹሉ ገበረ።
6
ኖህ ድማ፡ እቲ ማይ ኣይሂ ኣብ ምድሪ ኪኸውን ከሎ፡ ወዲ ሽዱሽተ ሚእቲ ዓመት ኮይኑ ነበረ።
7
ኖህን ደቁን ሰበይቱን ኣንስቲ ደቁን ክኣ ምስኡ ብዛዕባ ማይ ኣይሂ ናብ መርከብ ኣተው።
8
ካብ ንጹህ እንስሳን ካብ ዘይንጽህ እንስሳን ካብ ኣዕዋፍን ኣብ ምድሪ ለመም ካብ ዚብል ኩሉን፡
9
ከምቲ ኣምላኽ ንኖህ ዝኣዘዞ፡ ከክልተ፡ ተባዕታይን ኣንስተይትን ናብ ኖህ ናብ መርከብ ኣተው።
10
ኮነ ኽኣ ድሕሪ እተን ሾብዓተ መዓልቲ ማይ ኣይሂ ኣብ ምድሪ ኾነ።
11
ኣብ መበል ሽዱሽተ ሚእቲ ዓመቱ ንዕድመ ኖህ፡ ኣብታ ኻልኣይቲ ወርሒ፡ ካብታ ወርሒ ድማ ኣብ መበል ዓሰርተው ሾብዓተ መዓልቲ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ ናይቲ ዓበይቲ መዓሙቑ ዓይኒ ማይያት ተቐደ፡ መሳኹቲ ሰማይ ድማ ተኸፍተ።
12
ኣርብዓ መዓልትን ኣርብዓ ለይትን ከኣ ኣብ ምድሪ ዘነመ።
13
በታ መዓልቲ እቲኣ ድማ ኖህን ደቂ ኖህ ከኣ፡ ሴምን ካምን ያፌትን፡ ስበይቲ ኖህን ሰለስቲኤን ኣንስቲ ደቁ ድማ ምስኦም ናብ መርከብ ኣተው።
14
ንሳቶምን ኩሉ ኣራዊት በብዓይነቱን ኩሉ እንስሳ በብዓይነቱን ኩለን ኣዕዋፍ በብዓይነተን ኩሉ ጨራሩን፡ ክንፊ ዘለዎ ኹሉ ድማ ናብ መርከብ ኣተው።
15
ህያው ትንፋስ ካብ ዘለዎ ኹሉ ስጋ ከክልተ ናብ ኖህ ናብ መርከብ ኣተው።
16
እቶም ዝኣተው ድማ ኸምቲ ኣምላኽ ዝኣዛዞ፡ ካብ ኩሉ ስጋ ተባዕታይን ኣንስታይን ኣተው። እግዚኣብሄር ከኣ ብድሕሪኡ ዐጸዎ።
17
ማይ ኣይሂ ድማ ኣርብዓ መዓልቲ ኣብ ምድሪ ዘነመ። እቲ ማይ ከኣ በዝሔ፡ ነታ መርከብ ድማ ኣልዐላ ካብ ምድሪ ኽኣ ንላዕሊ ኽብ በለት።
18
እቲ ማይ ድማ በርትዔ፡ ኣብ ምድሪ ኽኣ ኣዝዩ በዝሔ። ኣት መርከብ ድማ ኣብ ልዕሊ ማይ ተጽባህልል ነበረት።
19
እቲ ማይ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ኣዝዩ እናበርዔ ኸደ፡ ኣብ ትሕቲ ብዘሎ ሰማይ ዝነበረ ኹሉ ነዋሕቲ ኣኽራን ከኣ ተጎልበበ።
20
እቲ ማይ ዓሰርተው ሓሙሽተ እመት ንላሊ ደየበ፡ እቲ ኣኽራን ከኣ ተጎልበበ።
21
ሽዑ ኣብ ምድሪ ዘወሳወስ ስጋ ዘበለ ኹሉ ኣዕዋፍን እንስሳን ኣራዊትን ኣብ ምድሪ ለመም ዝብል ኩሉ ለመምታን ኩሉ ሰብን ሞተ።
22
ኣብ ንቑጽ ምድሪ ዝነበረ ኹሉ፡ ኣብ ኣፍንጫኡ ትንፋስ ህያው መንፈስ ዝነበሮ ሞተ።
23
ኣብ ልዕሊ ምድሪ ዝነበረ ኹሉ ህያው ጠፍኤ ካብ ሰብ ክሳዕ እንስስን ለመምታን ኣዕዋፍ ሰማይን ካብ ምድሪ ጠፍኡ፡ ኖህ ጥራይ ምስቶም ምስኡ ኣብ መርከብ ዝነበሩ ተረፈ።
24
እቲ ማይ ክሳዕ ሚእትን ሓምሳን መዓልቲ ኣብ ምድሪ በርትዔ።
← Chapter 6
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 8 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50