bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Genesis 39
Genesis 39
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 38
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 40 →
1
ንዮሴፍ ከኣ ናብ ግብጺ ኣውረድዎ። ጲጢፋር፡ በዓል መዋእል ፈርኦን፡ ሓለቓ ዘብዔኛታት ዝነበረ ግብጻዊ ሰብኣይ ድማ ካብ ኢድ እቶም ናብኡ ዘውረድዎ እስማዔላውያን ተሻየጦ።
2
እግዚኣብሄር ምስ ዮሴፍ ነበረ እሞ፡ ንሱ ዕዮኡ ዝቐንዓሉ ሰብኣይ ነበረ።
3
ጎይትኡ ኸኣ እግዚኣብሄር ምስኡ ኸም ዘሎን ንሱ ዝገበሮ ኹሉ ድማ እግዚኣብሄር ኢብ ኢዱ ኸም ዝቕንዓሉን ረአየ።
4
ዮሴፍ ከኣ ኣብ ቅድሚኡ ሞገስ ረኸበ፡ የገልግሎውን ነበረ። ኣዛዝ ቤቱ ገበሮ፡ ዘለዎ ኹሉ ኸኣ ኣብ ኢዱ ሀቦ።
5
ኮነ ኽኣ፡ ኣብ ቤቱን ኣብ ኩሉ ጥሪቱን ካብ ዝሾሞ ጊዜ ጀሚሩ፡ እግዚኣብሄር ምእንቲ ዮሴፍ ኢሉ ንቤት እቲ ግብጻዊ ባረኻ። ኣብ ቤትን ኣብ መሮርን ኣብ ዝነበረ ኹሉ ጥሪቱ በረኸት እግዚኣብሄር ነበረ።
6
ዘለዎ ኩሉ ኣብ ኢድ ዮሴፍ ኣሕሊፉ ሀቦ። ዝለዎ ዘበለ ድማ ፡ ብዘይ እታ ዝበልዓ እንጌራ ገለኳ ኣይፈለጠን። ዮሴፍ ከኣ መልከዔኛ ትርኢቱ ድማ ጽቡቕ ነበረ።
7
ድሕርዚ ነገርዚ ኸኣ ኮነ፡ ንዮሴፍ ሰበይቲ ጎይትኡ ዓይና ኣውደቐትሉ እሞ። ምሳይ ደቅስ፡ በለቶ።
8
ንሱ ድማ እናኣበየ፡ ንሰብይቱ ጎይትኡ፡ እንሆ ጐይታይ ኣብ ቤቱ ምሳይ እንታይ ከም ዘሎ ኣይፈልጥን እዩ፡ ዘለዎ ኹሉ ድማ ኣብ ኢደይ ሂቡኒ እዩ።
9
ኣብዛ ቤት እዚኣ ኻባይ ዚስልጥን የልቦን፡ ስበይቱ ኢኺ እሞ ብጀካኽስ ገለኳ ኣይከልአንን። ከምይ ገይረኸ እዚ ዓብዩ ኽፍኣትን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ከኣ ሓጢኣትን ክገብር እኽእል፡ በላ።
10
ኮነ ድማ መዓልቲ ንመዓልቲ ንዮሴፍ እናተዛረበቶ ኽንሳ፡ ንሱ ምስኣ ኺድቅስ ወይስ ምስኣ ኺነብር ኣይሰምዓን።
11
ኮነ ኽኣ ሓንቲ መዓልቲ ዕዮኡ ኺገብር ናብ ቤት ኣተወ፡ ኣብኣ ኣብታ ቤት ድማ ካብ ሰብ ቤት ገለ ሰብ ኣይነበረን።
12
ብኽዳኑ ቀጥ ኣቢላ ሒዛ ድማ ምሳይ ደቅስ በለቶ። ንሱ ግና ክዳኑ ኣብ ኢዳ ሓደገላ፡ ሀዲሙ ኸኣ ንግዳም ወጸ።
13
ንሳ ድማ ክዳኑ ኣብ ኢዳ ኸም ዝሕደገን ንግዳም ከኣ ከም ዝሀደመን ምስ ረኣየት፡
14
ንስድራ ቤታ ጸዊዓ ርአዩ ኪሰሓቐልናስ እብራዊ ሰብኣይ ኣእትዮልና፡ ንሱ ምሳይ ኪድቅስ ናባይ ኣተወ፡ ኣነ ኽኣ ዓው ኢለ ኸም ኣእዌኹ።
15
ኮነ ድማ ቃለይ ዓው ኣቢለ ኸም ዘእዌኹ ምስ ሰምዔ፡ ክዳኑ ሓዲጉለይ፡ ሀዲሙ ንግዳም ወጸ፡ ኢላ ተዘረበቶ።
16
ነቲ ኽዳኑ ድማ፡ ጎይትኡ ናብ ቤቱ ኽሳዕ ዚመጽእ ምስኣ ኣንበረቶ።
17
ከምዚ ኢላ ኸኣ እዚ ነገርዚ ነገረቶ፡ እቲ ዘምጻእካልና እብራዊ ባርያ ኺሰሐቕለይ ናባይ ኣተወ።
18
ኮነ ድማ ቃለይ ዓው ኣቢለ ምስ ኣእዌኹ፡ ክዳኑ ሓዲጉለይ ንግዳም ሀደመ።
19
ኮነ ኸኣ ጎይትኡ ኣታ ሰበይቱ፡ ባርያኻ ኸምዚ ነግርዚ ገብረኒ፡ ኢላ ዝነገረቶ ዘረባ ሰምዔ፡ ኩራኡ ነደደ።
20
ጐይታ ዮሴፍ ድማ ወሲዱ ናብታ ቤት ማእሰርቲ፡ እቶም እሱራት ንጉስ ዚእሰሩላ ቦታ፡ ኣእተዎ። ኣብኣ ኸኣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ነበረ።
21
እግዚኣብሄር ግና ምስ ዮሴፍ ነበረ፡ ምሕረት ድማ ገበረሉ፡ ኣብ ቅድሚ እቲ ሓለቓ ቤት ማእሰርቲ ኸኣ ሞጎስ ሀቦ።
22
እቲ ሓለቓ ቤት ማእሰርቲ ድማ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበሩ ኹሎም እሱራት ኣብ ኢድ ዮሴፍ ኣሕሊፉ ሀቦ። ኣብኡ ዝገበርዎ ዘበለ ኹሉ፡ ገባሪኡ ንሱ ነበረ።
23
እግዚኣብሄር ምስኡ ስለ ዝነበረ፡ እቲ ሓለቓ ቤት ማእሰርቲ በቲ ኣብ ኢዱ ዝነበረ ብገለኳ ኣይሓልን ነበረ። ዝገብሮ ኹሉ ድማ እግዚኣብሄር የቕንዓሉ ነበረ።
← Chapter 38
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 40 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50