bible
ra
🌐 Language
English
Español
Français
Deutsch
Português
Italiano
Nederlands
Русский
中文
日本語
한국어
العربية
Türkçe
Tiếng Việt
ไทย
Indonesia
All Languages
Home
/
Amharic
/
Amharic Tigrinya 2011
/
Genesis 23
Genesis 23
Amharic Tigrinya 2011
← Chapter 22
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 24 →
1
ዕድመ ሳራ ድማ ሚእትን ዕስራን ሾብዓተን ዓመት ኮነ፡ እዚ እዩ ዓመታት ሳራ።
2
ሳራ ኣብ ቂርያት ኣርባዕ፡ ንሳ ኬብሮን ኣብ ምድሪ ኸነኣን ሞተት። ኣብርሃም ድማ ንሳራ ኺሕዝነላ ኪበኽየላን መጸ።
3
ኣብርሃም ከኣ ኣብ ቅድሚ እታ ምውታቱ ተንስኤ፡ ንደቂ ሔት ድማ።
4
ኣነ ኣብ ማእከሎም ጋሻን መጻእተኛን ኣየ። ነዛ ምውትተይ ኣብ ቅድሚ ገጸይ ዝቐብረሉ ርስቲ መቓብር ምሳኻትኩም ሃቡኒ፡ ኢሉ ተዛረቦም።
5
ደቂ ሔት ድማ ንኣብርሃም፡
6
ጐይታይ ስማዓና፡ ንስኻ ኣብ ማእከልና ናብ ኣምላኽ መስፍን ኢኻ። ካብ መቓብርና ሓሪኻ ምውትኻ ቕበር። ካባና ሓደኳ ምውትኻ ንምቕባር መቓብሩ ዚኽልኣካ የልቦን፡ ኢሎም ምለስሉ ።
7
ኣብርሃም ከኣ ተንሲኡ ንህዝቢ እታ ሃገር፡ ንደቂ ሔት ሰገደሎም።
8
ንምውተይ ክቐብር ፈቒድኩምለይ እንተ ኻንንኩምሲ ስምዑኒ፡ ንዔፍሮን፡ ወዲ ጸሓር፡ እታ ኣብ ደረት ግራቱ ኣብ ማክጴላ ዘላ በዓቱ ኽህበኒ እሞ ንርስቲ መቓብር ኣብ ማእከልኩም ብምሉእ ዋጋ ክህበኒ ለሙኑለይ ኢሉ ተዛረቦ።
9
ንምውተይ ክቐብር ፈቒድኩምለይ እንተ ኻንንኩምሲ ስምዑኒ፡ ንዔፍሮን፡ ወዲ ጸሓር፡ እታ ኣብ ደረት ግራቱ ኣብ ማክጴላ ዘላ በዓቱ ኽህበኒ እሞ ንርስቲ መቓብር ኣብ ማእከልኩም ብምሉእ ዋጋ ክህበኒ ለሙኑለይ ኢሉ ተዛረቦ።
10
ዔፍሮን ከኣ ኣብ ማእከል ደቂ ሔት ተቐሚጡ ነበረ። ዔፍሮን እቲ ሔታዊ ድማ ኣብ ኩሎም እቶም ብኣፍ ደገ ኸተማኡ ዝኣትው ደቂ ሔት እናሰምዑ ንኣብርሃም።
11
ኣይፋልካን ጐይታይ፡ ስምዓና ድኣ፡ እታ ግራት እህበካ እታ ኣብኣ ዘላ በዓቲ ድማ እህበካ ደቂ ህዝበይ እናረኣኣዩ እህበካ ኣሎኹ፡ ምውትኻ ቕበር፡ ኢሉ መለሰሉ።
12
ኣብርሃም ከኣ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ እታ ሃገር እናሰምዑ እንተ ትሰምዓኒ ኾታ ኣነ ዋጋ እታ ግራት ክህብ ካባይ ውሰድ እሞ ምውትተይ ኣብኣ ክቐብር ኢሉ ተዛረቦ።
13
ዔፍሮን ድማ ንኣብርሃም፡
14
ዔፍሮን ድማ ንኣብርሃም፡
15
ጐይታይ ስምዓኒ ደኣ ናይ ኣርባዕተ ሚእቲ ሲቃ ብሩር ምድሪ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኻን እንታይ እያ፡ ምውትኻ ግዳ ቕበር ኢሉ መለሰሉ።
16
ኣብርሃም ድማ ንዔፍሮን ሰሚዑ፡ እቲ ዔፍሮን ደቂ ሔት እናሰምዑ እተዛረቦ ዋጋ፡ ከምቲ ኣብ ነጋድ ዚተሓላለፍ ኣርባዕተ ሚእቲ ሲቃል ብሩር መዘነሉ።
17
በዚ ኸምዚ ኽኣ እታ ኣብ ማክጴላ ኣብ መንጽር መምሬ ዝነበረት ግራት ዔፍሮን እታ ግራትን ኣብኣ ዘላ በዓትን ኣብታ ግራትን ኣብ ዙርያኣ ኣብ ዘሎ ዶባን ዝነበረ ኣእዋምን፡
18
ደቂ ሔት እናረኣዩ ኣብ ቅድሚ እቶም ብደገ ኸተማኡ ዚኣትው ኹሎም ገንዘብ ኣብርሃም ኮይኑ ቖመ።
19
ድሕርዚ ድማ ኣብርሃም ንሰበይቱ ሳራ በዓቲ ግራት ማክጴላ ኣብ መንጽር መምሬ፡ ንሳ ኽኣ ኬብሮን፡ ኣብ ምድሪ ኸነኣን ቀበራ።
20
እታ ግራትን እታ ኣብኣ ዘላ በዓትን ድማ ካብ ደቂ ሔት ንኣብርሃም ርስቲ መቓብር ኮይና ቖመት።
← Chapter 22
Jump to:
Chapter 1
Chapter 2
Chapter 3
Chapter 4
Chapter 5
Chapter 6
Chapter 7
Chapter 8
Chapter 9
Chapter 10
Chapter 11
Chapter 12
Chapter 13
Chapter 14
Chapter 15
Chapter 16
Chapter 17
Chapter 18
Chapter 19
Chapter 20
Chapter 21
Chapter 22
Chapter 23
Chapter 24
Chapter 25
Chapter 26
Chapter 27
Chapter 28
Chapter 29
Chapter 30
Chapter 31
Chapter 32
Chapter 33
Chapter 34
Chapter 35
Chapter 36
Chapter 37
Chapter 38
Chapter 39
Chapter 40
Chapter 41
Chapter 42
Chapter 43
Chapter 44
Chapter 45
Chapter 46
Chapter 47
Chapter 48
Chapter 49
Chapter 50
Chapter 24 →
All chapters:
1
2
3
4
5
6
7
8
9
10
11
12
13
14
15
16
17
18
19
20
21
22
23
24
25
26
27
28
29
30
31
32
33
34
35
36
37
38
39
40
41
42
43
44
45
46
47
48
49
50